Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ብኢንጅነር ሃፍቶሙ ኢተፋ(ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጆለ ልኡኽ ሚኒስትር ማይን መዓድንን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምስላጥ መቐለ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኢንጅነር ሃፍቶሙ ኢተፋ(ዶክተር) ዝተመርሐ ጉጆለ ልኡኽ ሚኒስትር ማይን መዓድንን ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምስላጥ መቐለ ኣትዩ። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ መነግስቲ ኣብ  ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ እንትበፅሑ፥ ካብኔ…

በዓል ፍቼ ጨምባላላ ሓድነትና ብምጥንኻር ሓዱሽ ተስፋ እንሰንቀሉ ኢዩ-ኣይተ ደስታ ሌዳሞ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ፍቼ ጨምባላላ ሓድነትና ብምጥንኻር ሓዱሽ ተስፋ እንሰንቀሉ ኢዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም። ሓዱሽ ዓመት ብሄር ሲዳማ ፍቼ ጫምባላላ ኣብ ሃዋሳ ጉዱማሌ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል ዝተረኸቡ ኣይተ ደስታ፥…

ምስ ጥሕሰት ሕጊ ኣወሃህባ ድምፂ ህዝበ ውሳነ ዞባ ወላይታ ተዛሚዱ 93 ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም  

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ጥሕሰት ሕጊ ኣወሃህባ ድምፂ ህዝበ ውሳነ ዞባ ወላይታ ተዛሚዱ 93 ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም። ቦርድ ምርጫ፥ ውፅኢት ድምፂ ዞባ ወላይታ ምንፃጉ ስዒቡ ንዝተፈፀሙ ጥሕሰታት ሕጊ ምርመራ ክግበር ከምዝፀንሐ ተገሊፁ። ሚኒስቴር…

ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ንዘለዎም ፖሊሳት መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን የካይድ ኣሎ። እቲ መርሃ ግብሪ ልዑል ዕብየት መዓርግ፣ ሽልማትን ኣፍልጦን ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብቲ መድረኽ፥ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ኮሚሽነር  ፖሊስ…

በዓል ዒድ ኣልፈጥር ወርሒ ሎሚ እንተተራእያ ፅባሕ፣ እንተዘይተራእያ ቀዳም ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዒድ ኣልፈጥር 2015 ዓ.ም ወርሒ ሎሚ እንተተራእያ ፅባሕ፣ እንተዘይተራእያ ቀዳም ክኽበር ኢዩ ክብል ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሼሪዓ  ፌዴራል ኣፍሊጡ። እቲ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ኣብ መላእ ዓለም ንዝርከቡ ሰዓብቲ እምነት…

መንግስቲ ኩነታት ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ብዕቱብ ይከታተል ከምዘሎ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴሪኢ ኩነታት ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ብዕቱብ ይከታተል ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ብ ሱዳን ብመሰረት ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ፀፅታን ድሕንነትን፥ ኣብ ዋና ቤት ዕዮን ካርቱምን ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ፌዴሪኢ ኣቢሉ…

ዝተፈላለዩ ሰዓብቲ ሃይማኖታት ኣብ ኣዲስ ኣበባን ሃረርን ሰላት ዒድ ዝስገደሉ ከባቢ ኣፅርዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ሰዓብቲ ሃይማኖታት ኣብ ኣዲስ ኣበባን ሃረርን በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ሰላት ዒድ ዝስገደሉ ከባቢ ኣፅርዮም። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ስታዲየም ኣብ ዝተገበረ ስነ ስርዓት ምፅራይ፥ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ኣባገዳታት፣ ዝተፈላለዩ…

ሓዱሽ ዓመት ብሄር ሲዳማ ፍቼ ጫምባላላ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት ብሄር ሲዳማ ፍቼ ጫምባላላ ኣብ ሃዋሳ ጉዱማሌ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ትማሊ ኣብ ከባቢ ፍቼ ዝጀመረ እንትኸውን፥ ሎሚ መዛዘሚኡ ብስርዓት ጫምባላላ ይኽበር ከምዘሎ ተገለፂ፦ ፍቼ ናይ ተሃድሶን ምምስጋንን መዓልቲ ብምዃኑ ተወለድቲ…

ከንቲባ ኣዳነች ምስ ኣመራርሓታት ማእኸል ታሪኽ፣ ሓድጊን ትምህርቲን ፀለምቲ ህዝቢታት ኣፍሪካን ካሪቢያን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣመራርሓታት ኣብ ዩናይትድ ኪንግደም ዝነብሩ ዓለም ለኸ ሙሁራን ማእኸል ታሪኽ፣ ሓድጊን ትምህርቲን ፀለምቲ ህዝቢታት ኣፍሪካን ካሪቢያን ተዛቲየን። ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን…

መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ ፍቼ ጫምበላላ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ ፍቼ ጫምበላላ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ብኣቆፃፅራ ኣያንቱታት ሲዳማ ሓዱሽ ዓመት ዝብሰረሉ በዓል እንትኸውን÷ ሎሚ ዕለት ድማ ምፍናው ዝኣረገ ዓመት ዝግበረላ ዕለት ኢያ፡፡ ኣኽበርቲ እቲ በዓል ቡርሳሜ ዝተብሃለ…