Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ካብ 1 ግንቦት 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ዕዳጋ ነዳዲ ብኤሌክትሮኒክስ ጥራሕ ክፍፀም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ካብ 1 ግንቦት 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ዕዳጋ ነዳዲ ብኤሌክትሮኒክስ ጥራሕ ከምዝፍፀም ቢሮ ንግዲ እቲ ክልል ገሊፁ። ብኤሌክትሮኒክስ ዝፍፀም ዕደጋን መሸጣን ነዳዲ ቅልጡፍ ንክኸውን ዝምልከቶም ኣካላት ምድላው ክገብሩ ኣተሓሳሲቡ።…

ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንጀኔራል ሰዓረ መኮንን ዘህነፆ ሓውልቲን ብስሞም ዝሰየሞ ፓርክን ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንነበር ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጀኔራል ሰዓረ መኮንን ዘህነፆ ሓውልቲን ብስሞም ዝሰየሞ ፓርክን ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ህንፀት እቲ ሓውልቲን ፓርክን ኣብ ከባቢ ቦሌ ርዋንዳ ኣዲስ ኣበባ ኢዩ ተሃኒፁ። ኣብቲ ስነ ስርዓት…

ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለን ኣልማዝ ኣያናን ዝሳተፉሉ ማራቶን ለንደን ዝቕፅል ሰንበት ካካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓበይቲ ኣትሌታት ዝነሓንሑሉ ማራቶን ለንደን 2023 ዝቕፅል ሰንበት 15 ሚያዚያ 2015 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ ውድድር ብደቂ ተባዕትዮ ቀነኒሳ በቀለ ዝካፈል እንትኸውን÷ ክዕወቱ ኢዮም ዝብል ግምት ካብ ሞንጎ ዝተውሃቦም ሓደ ኢዩ፡፡ ቀነኒሳ…

21 ቢሊየን ብር ድጎማ ዝተገበረሉ ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ንሓረስቶት ብተመጣጣኒ ዋጋ ንኽቐርብ ቁፅፅር ከምዝግበር ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመንግስቲ 21 ቢሊየን ብር ድጎማ ዝተገበረሉ ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ንሓረስቶት ብተመጣጣኒ ዋጋ ንኽቐርብ ኣድላዪ ቁፅፅር ከምዝግበር ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ፈፃሚ ስራሕ ርክብ ህዝቢን ኮሙዩኒኬሽንን ኣይተ ከበደ ላቀው፥ ንዘበነ…

ኣብ ትግራይ ተቛሪፁ ዝነበረ ምንቅስቓስ ንግዲ ክቕፅል ንምግባር ተጓዓዢ ባዛር ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ተቛሪፁ ዝነበረ ምንቅስቓስ ንግዲ ክቕፅል ንምግባር ተጓዓዢ ባዛርን ፓናል ዘተን ክጅመር ምዃኑ ተገሊፁ። እቲ ተጓዓዚ ባዛርን ፓናል ዘተን “ምንቅስቓስ ንግዲ ሰላም ትግራይ ንዞባዊ ሰላም” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ክካየድ፡፡…

ኣብ ክልል ደቡብ ዘጋጥም ድርቂ ብዘላቒ ንምፅዋር ዘኽእሉ ስራሕቲ ይስርሑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ተደጋጋሚ ድርቂ ኣብ ዘጋጥሞም ከባቢታት ብዘላቒነት ድርቂ ንምፅዋር ዘኽእሉ ስራሕቲ እናተሰርሑ ምዃኖም ቢሮ ሰበኽ ሳግም እቲ ክልል ኣፍሊጡ። መርሃ ግብሪ መጀመሪ፥ ፕሮጀክት ድሕንነት ምግቢን ስርዓተ ምግቢን ቀርኒ ኣፍሪካ (ብሪፎንስ)…

ቀ/ሚ ኣቢይ አሕመድ ኣብ ቢሾፍቱ ስራሕቲ ትሩፋት ሌማት ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ስራሕቲ ትሩፋት ሌማት ተዓዚቦም። ኣብቲ ዑደት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ቀዳማዊ እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ከምዝተረኸቡ ካብ ቢሮ…

መበል 1444 ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብሰላም ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 444 ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ዝኽበር  ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብዙሓት ህዝበ ሙስሊም…

በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 444 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብሰዓብቲ ሃይማኖት እስልምና ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ኣብ ከተማ መቐለ፣ ጅማ፣ ሃረር፣ ጅግጅጋ፣ ኣሰላ፣ ደብረብርሃን፣ ኣሶሳ፣ ባህርዳር፣ ኣዳማ፣ ሰመራ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ…

በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዒድ ኣልፈጥር 2015 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ሎሚ ዘበን ዝኽበር ዘሎ መበል 1 ሺሕን 444 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስርዓታት ብድምቀት ይኽበር ኣሎ።…