Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ምስ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ተተሓሒዙ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሳለጠ ንካልኦት ዘምህር ኢዩ – ኡሁሩ ኬንያታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”መንግስቲ ፌዴሪኢን ህወሓት ዝገበሩዎ ስምምዕነት ሰላም ንካልኦት ኣፍሪካውያን ኣብነት ኢዩ” ክብሉ ነበር ፕሬዚዳንት ኬንያን ኣብቲ ስምምዕነት ልዑል ግደ ዝነበሮምን ኡሁሩ ኬንያታ ተዛሪቦም፡፡ ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ…

መንግስቲ ፌዴሪኢን ህወሓት ዝገበሩዉ ስምምዕ ሰላም ንፀገም ኣፍሪካውያን ኣፍሪካዊ መፍትሒ ምምፃእ ከምዝከኣል መርአዪ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴሪኢን ህወሓት ዝገበሩዉ ስምምዕ ሰላም ንፀገም ኣፍሪካውያን ኣፍሪካዊ መፍትሒ ምምፃእ ከምዝከኣል መርአዪ ከምዝኾነ ኣብ ከይዲ እቲ ስምምዕነት ልዑል ግደ ዝነቦም ኣካላት ገሊፆም። ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ ወዳጅነት 'ኲናት የኣክል፤…

ደቡብ አፍሪካ ኣብ ስራሕቲ ዳግመ ህንፀት ኢትዮጵያ ሓገዝ ንምግባር ድልውቲ ከምዝኾነት ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ አፍሪካ ኣብ ስራሕቲ ዳግመ ህንፀት ኢትዮጵያ ሓገዝ ንምግባር ድልውቲ ከምዝኾነት ሚኒስትር ዓለም ለኸ ርክብን ምትሕብባርን እታ ሃገር ናሌዲ ፓንዶር ገሊፀን። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ዓለም…

ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝነበረ ጎንፂ ብስምምዕነት ሰላም ንኽዛዘም ወሳኒ ግደ ንዝነበሮም ኣካላት ስነ-ስርዓት ምስጋናን ኣፍልጦን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝነበረ ጎንፂ ብስምምዕነት ሰላም ንኽዛዘም ወሳኒ ግደ ንዝነበሮም ኣካላት ስነ-ስርዓት ምስጋናን ኣፍልጦን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ ወዳጅነት 'ኲናት የኣክል፤ ሰላም ነፅንዕ’ ብዝብል መሪሕ…

ኣብ ትካላት ጥዕና መንግስቲ ዲጅታላይዝ ኣገልግሎት ዝርገሐ መድሓኒት ተግባራዊ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንግስታዊ ሆስፒታላትን ትካላት ጥዕናን ዲጅታላይዝ ኣገልግሎት ዝርገሐ መድሓኒት ተግባራዊ እናተገበረ ምዃኑ ኣገልግሎት ቀረብ መድሓኒት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ቀረብ መድሓኒት ኢትዮጵያ ሰለሞን ንጉሴ፥ ኣፋውስ ካብ…

ኣትሌት ሲፈን ሓሰንን ኣትሌት ኬልቪስ ኪፕተምን ተዓወትቲ ማራቶን ለንደን 2023 ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ  ማራቶን ለንደን 2023 ትውልደ ኢትዮጵያ ኔዘርላንዳዊት ኣትሌት ሲፈን ሓሰንን ኬንያዊ ኣትሌት ኬልቪስ ኪፕተምን ተዓዊቶም። ኣብ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት መገርቱ ዓለሙ ካልአይቲ እንትትወፅእ÷ ኬንያዊት…

ኣሜሪካ ሓዊሱ ዝተለያ ሃገራት ዲፕሎማሰኛታተን ካብ ሱዳን የውፃኣ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ሓዊሱ ዝተለያ ሃገራት ዲፕሎማሰኛታተን ካብ ሱዳን ካርቱም ከውፅኣ ጀሚረን። ፕሬዚዳንት ኣሜሪካጆ ባይደን÷ ኣብ ሱዳን ካርቱም ዝርከቡ ዲፕሎማሰኛታትን ስድረኦምን ሎሚ ነታ ሃገር ለቒቖም ከምዝወፅኡ ገሊፆም፡፡ እቶም ዲፕሎማሰኛታት ጦር…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመር ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ዝፀንሐ ርክበን ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ትኹረት…

ሰላም ባስ ካብ መቐለ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝህቦ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ባስ ካብ ትግራይ ናብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ትግራይ ዝህቦ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ጀሚሩ። ሰላም ባስ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ብምኽኒያት ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝነበረ ጎንፂ ኣቋሪፁዎ ዝነበረ ኣገልግሎት…

ኩባኒያታት ሩሲያ ብዓውዲ ዲጂታል ኢኮኖሚ ምስታፍ ኣብ ዘኽእል ዛዕባ ዘተ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያታት ሩሲያ ኣብ ዓውዲ ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ምስታፍ ኣብ ዘኽእል ዛዕባ ምስ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዘተ ተገይሩ። ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ሚኒስቴር ሁሪያ ዓሊ፥ ብኣቦ መንበር ኢኮኖሚክ ኮሚሽን ኣብ ሃገራት ኣፍሪካ ኢጎር ሞሮኖዞቭ ምስ…