Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ኣብ ኣዲስ ኣበባ መሸጣ ነዳዲ ብስርዓት ዲጂታል ክፍሊት እናተኻየደ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከባ 153 መከፋፈሊ ነዳዲ መሸጠአን ብስርዓት ዲጂታል ክፍሊት እናተሳለጠ ከምዝኾነ ኢትዮ ቴሌኮም ኣፍሊጡ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከባ ኩለን መዕደሊ ነዳዲ ሰብ ሞያን ተወከልቲ ቴሌብርን ተዋፊሮም ኣድላዪ ሓገዝ ኣብ…

ቻይና ዜጋታታ ካብ ሱዳን ክተውፅእ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ዜጋታታ ካብ ሱዳን ክተውፅእ ምዃና ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ስጉምቲ ኣብ ሱዳን ዝተወለዐ ጎንፂ ስዒቡ ዝተወሰነ ከምዝኾነ ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ። ቻይና ኣብ ካርቱም ዝርከቡ ልዕሊ 1 ሺሕን 500 ዜጋታት ድሕንነቶም…

ኢትዮጵያ ኣሜሪካ ፀገም እንተጋጥማ ብተደጋጋሚ ደገፍ ገይራ ኢያ – ቲቦር ናዥ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣሜሪካ ፀገም እንተጋጥማ ብተደጋጋሚ ደገፍ ዝገበረት ሃገር አያ ክብሉ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ነበር ሓጋዚ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጉዳያት ኣፍሪካ ከምኡውን ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሩ ቲቦር ናዥ ገሊፆም።…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ መንግስቲን ውድብን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ትሽዓተ ኣዋርሕ መንግስቲን ውድብን ኣብ ከተማ ኣዳማ ይሳለጥ ኣሎ። ብተወሳኺ ምድላው ትልሚ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ዝጠመተ ዘተ ይግበር ከምዘሎ ተሓቢሩ። ኣብቲ መድረኽ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ…

ምስ ሸኔ ዝግበር ድርድር ድሕሪ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ሸኔ ዝግበር ድርድር ድሕሪ ፅባሕ ኣብ ታንዛኒያ ከምዝጅመር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ህዝቢ ወለጋ እፎይ ንኽብል ኩሉ ወገን ናይ ባዕሉ ግደ ንኽፃወት እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ ብኻሊእ መዳይ ኣብ ዝቕፅል…

2 ዓመት ካብ ምውጋእ 20 ዓመት ምዝታይ ይሕሽ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ጎንፂ ጠጠው ኣቢልካ ሰላም ንምፍጣር እኹል ዘይኮነ ምኽንያትን ትኽክለኛ ዘይኮነ ግዘን የለን” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም፡፡ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ ወዳጅነት 'ኲናት የኣክል፤ ሰላም ነፅንዕ’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ብዝተትሓዘሉ ትልሚ እናተፈፀመ ከምዝርከብ ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ፕሪቶሪያ ዝተፈረመ ስምምዕነት ብዝተትሓዘሉ ግዘ እናተፈፀመ ከምዝኾነ ተዛሪቦም፡፡ ኣይተ ደመቀ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ ወዳጅነት 'ኲናት የኣክል፤…

ካብ ህዝቢ ትግራይ መልእኽቲ ሰላምን ፍቕሪን ሒዘ መፂአ ኣለኹ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ካብ ህዝቢ ትግራይ መልእኽቲ ሰላምን ፍቕሪን ሒዘ መፂአ ኣለኹ” ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ ወዳጅነት 'ኲናት የኣክል፤ ሰላም ነፅንዕ’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ኢትዮጵያውያን ንፀገሞም ብጥበብ መዕለቢ ኣብ ምምፃእ ወነንቲ ልዑል ልምዲ ኢዮም – ሙሳ ፋኪ መሃማት

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኢትዮጵያውያን ንፀገሞም ብጥበብ መዕለቢ ኣብ ምምፃእ ወነንቲ ልዑል ልምዲ ኢዮም” ክብሉ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃማት ገሊፆም። ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ ወዳጅነት 'ኲናት የኣክል፤ ሰላም ነፅንዕ’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝበረ ወጥሪ ሃዲኡ ሰላም ንኸዓስል ዝኸድናዮ መገዲ ውፅኢታዊ ኢዩ – ኦሊሴንጎን ኦባሳንጆ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ናይጀሪያን ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኦሉሴጉን ኦባሳንጆ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ፌዴሪኢን ህወሓት ዝነበረ ወጥሪ ንምህዳእ ዝተኸደ መገዲ ውፅኢታዊ ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ይኹን ብወገን ህወሓት …