Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ኢትዮጵያ ብዓውዲ ተሓዳሲ ሓይሊ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብዓውዲ ተሓዳሲ ሓይሊ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ሚኒስትራት ገይራ። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ኣብ ዱባይ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 28 ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ውድብ ሕቡራት መንገስታት ተሳቲፎም።…

በዓል ዒድ ሸዋል ኣብ ዓለም ብቕርስነት ተመዝጊቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣከባብራ በዓል ዒድ ሸዋል ብብርኪ ዓለም ኣብ ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን ሕቡራት መንግስታት(ዩኔስኮ) ብዘይድህሰሱ ቕርስታት ተመዝጊቡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ሃገርና መበል ሓምሻይ ቅርስ ኮይኑ ኣሎ ተባሂሉ። ኣከባብራ በዓል ዒድ ሸዋል…

ኮንፈረንስ ምስጋናን ሰላምን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮንፈረንስ ምስጋናን ሰላምን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኮንፈረንስ፥ “ ቀፃሊ ምዕራፍ ንኩለ መዳይ ለውጢ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከመዝኾነ ተሓቢሩ። ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ሼኽ ሓጅ ኢብራሂም…

መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ምክኒያት ብምግባር ምርኢት ንግድን ባዛርን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 ( ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ምክኒያት ብምግባር ምርኢት ንግድን ባዛርን ተኸፊቱ። እቲ በዓል “ብዙሕነትን ማዕርነትን ንሃገራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንተኸታተልዕቲ ሓሙሽተ መዓልታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።…

ሃፍቲ ማይ ዝፍልፍሉሎም ከባቢታት ብዘላቕነት ንምሕላው መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ወሳኒ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃፍቲ ማይ ዝፍልፍሉሎም ከባቢታት ብዘላቕነት ንምሕላው መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ወሳኒ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ተዛሪቦም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ጉባኤ ኮፕ28 ቤት ዕዮም ምስ ዩኒሴፍ ብምትሕብባር ኣብ…

ሕግን ሕገ መንግስቲን ዝተጣየሸ ማዕርነት ህዝቢታት ንምርግጋፅ ኢዩ- ም/አፈ ጉባኤ ኤሊያስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕግን ሕገ መንግስቲን ዝተጣየሸ ማዕርነት ህዝቢታት ንምርግጋፅ ኢዩ ክብሉ ምክትል አፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ኤሊያስ ኡመታ ገሊፆም። መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ሃረርጌን ከተማ ማያን ፓነል ዘተ…

መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ብዝተፈላለዩ ምድላዋይ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ብዝተፈላለዩ ምድላዋይ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል “ብዙሕነትን ማዕርነትን ንሃገራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንተኸታተልዕቲ ሓሙሽተ መዓልታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።…

ግዕዝይና ብኣተሓሳስባን ተግባርን ብምቅላስ ፍትሓዊ ተረባሕነት ንምርግጋፅ ብሓባር ንስራሕ- ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዕዝይና ብኣተሓሳስባን ተግባርን ብምቅላስ ፍትሓዊ ተረባሕነት ንምርግጋፅ ብሓባር ንስራሕ ክብላ  ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ፃውዒት ኣቕሪበን። “ግዕዝይና ሓበራዊ ፀላኢና ኢዩ፤ብሓባር ንቃለሶ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

ምስፋሕ ወተሃደራዊ ልኡኽ እስራኤል ንጋዘ ብዝበለፀ ገሃነም ዝገብር ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምስፋሕ ወተሃደራዊ ልኡኽ እስራኤል ንጋዘ ብዝበለፀ ገሃነም ዝገብር ኢዩ ክብል ገሊፁ። እቲ ትካል፥ ሓገዝ ንምሃብ ከኽበድ ከምዝኽእል እውን ሓቢራ። ሰራዊት እስራኤል ኣብ ደቡባዊ ጋዛ ኣብ ዘሎ ካን ዮኒስ ኣብ ዝተብሃለ…

ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ካብ ኣገልግሎት ምርግጋፅን ምዝገባን ሰነዳት 685 ሚሊየን ብር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ካብ ኣገልግሎት ምርግጋፅን ምዝገባን ሰነዳት 685 ሚሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ምርግጋፅን ምዝገባን ሰነዳት ዳጋቶ ኩምቤ፥ እቲ እቶት ካብ ልዕሊ 411 ሺሕ ዓማዊል ከምዝተኣከበ…