Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ፎረም “ኢንቨስት ኢትዮጵያ 2023” ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካላት ንግዲን ሰብ ሃፍቲን ዝሳተፉሉ “ፎረም ኢንቨስት ኢትዮጵያ 2023” ምክያድ ጀሚሩ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ፎረም ኮሚሽነር ኢንቨሰትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ፣ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይ ኣሕመድ ሺዴ፣ ዓለም ለኸ ሰብ ሃፍቲ፣ ዲፕሎማሰኛታት፣…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ቡሩንዲ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ቡሩንዲ ኣቲዮም፡፡ ኣይተ ደመቀ ኣብ ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪካ ዑደት ስራሕ እናገበሩ እንትኾኑ÷ ኣብ ታንዛኒያን ኮሞሮስን ፃንሒት ገይሮም ኢዮም፡፡ ቡሩንዲ…

ፎረም ኢንቨስትመንት ዝሕደስ ሓይሊ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ኢንቨስትመንት ዝሕደስ ሓይሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ፎረም ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ምስ ኢነርጂ ኣፍሪካ ብምትሕብባር ዘሰናድኡዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ(ዶ/ር ኢ/ር)÷ ህዝቢ ኢትዮጵያ…

ብሕማም ኩሊት ዝደቀሰ ሰብ ኣምሲሎም ብሰበብ ሕክምና ገንዘብ እናኣከቡ ዝተረኸቡ 4 ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ "ሚኒባስ" ተሽከርካሪት ሰብ ዘይብሉ ፍርናሽ ኣንፂፎም ብሕማም ኩሊት ዝደቀሰ ሰብ ኣምሲሎም ብሰበብ ሕክምና ገንዘብ እናኣከቡ ዝተረኸቡ ኣርባዕተ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቶም ውልቀ ሰባት ተግባር…

ኢትዮጵያን ኮሞሮስን ርክበን ንምምሕያሽ ዘኽእለን ስምምዕነት ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኮሞሮስን ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ንምምሕያሽ ዘኽእለን ስምምዕነት ተፈሪሙ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ደመቀ መኮንን÷ ኣብ ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪካ ዝገብሩዎ ዑደት ስራሕ ሎሚ ኣብ ርእሰ ከተማ ኮሞሮስ…

ዝተመሓየሸ ኣዋጅ ሰራዊት ምልኻል ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተመሓየሸ ኣዋጅ ሰራዊት ምልኻል ሎሚ መዓልቲ ኣፅዲቑዎ፡፡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 14 ስሩዕ ጉባኤኩ ሎሚ ኣካይዱ፡፡ እቲ ኣዋጅ÷ ሰራዊት ምክልኻል ካብ ፖለቲካ ወገናዊነት ናፃ ኮይኑ ሃገርን ናይ…

ፎረም “ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ይግበሩ 2023” ፅባሕ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ይግበሩ 2023” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተሰናደአ ዓለም ለኸ መድረኽ የኢንቨስትመንት ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክኽፈት ኢዩ። ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዘሰናድኦ መድረኽ እንትኸውን፥ ክሳብ 20 ሚያዝያ ክፍቲ ኮይኑ…

ሃገራዊ ምኽክር ስግግር ፍትሒ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ምክያድ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ክልላት ዝካየድ መድረኽ ምኽክር ስግግር ፍትሒ ኣብ 58 ከተታት ካብ ሚያዝያ ክሳብ ነሓሃሰ ኣብ ዘሎ ግዘ ከምዝካየድ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ኣብታ ሃገር ዝረአዩ ዝፀንሑ ሰፋሕቲን ዝተሓላለኹን በደላት፣ ፈተናታትን ጎንፂታትን…

ልዕሊ 250 ኩባንያታት ዝሳተፉሉ ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 13  ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ኢትዮ ቻምበር ልዕሊ 250 ኩባንያታት ውሽጢ ሃገርን ወፃኢን ከምዝሳተፉ ተገሊፁ፡፡ ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘፈር ማሕበራትን ኢትዮጵያ፥ መበል 13 ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ኢትዮ ቻምበር ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ።…

ሓይሊታት ሱዳን ን72 ሰዓታት ተኹሲ ንምቁራፅ ኣብ ስምምዕነት በፂሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ሱዳንን ሓይልታት ህጹጽ ደገፍን ን72 ሰዓታት ተኹሲ ንምቁራፅ ኣብ ስምምዕነት ከምዝበፅሑ ተገሊፁ፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን÷ እቲ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ካብ ትማሊ ሰኑይ ፍርቂ ለይቲ ጀሚሩ ዝትግበር ከምዝኾነ…