Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ኢትዮጵያን ኮሎምቢያን ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኮሎምቢያን ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ስምምዕነት ምብፀሐን ተገሊፁ። ብመሰረት እቲ ስምምዕነት÷ ክልቲአን ሃገራት ተረባሕነተን መሰረት ብዝገበረ መልክዑ ብሓባር ክሰርሓ ኢየን፡፡ ኣብ ሚኒስቴር ቱሪዝም ሚኒስትር ዲኤታ…

ሩሲያ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘለዋ ምትሕብባር ከምተጠናኽር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ዓውዲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ትምህርቲን ብምትሕብባር እናሰርሓ ከምዝኾና ኣምባ ሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ይቭጌኒ ተረኺን ተዛሪቦም፡፡ እቶም ኣምባሳደር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ…

ፕሬዚዳንት ኤርዶኻን መንግስቲ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ንዝገበሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ምስጋና ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶኻን ኣብታ ሃገር ኣጋጢሙ ብዝነበረ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት መንግስቲ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ንዝገበሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ምስጋና ኣቕሪቦም። እቶም ፕሬዚዳንት ንዝተገበደ ሰብኣዊ ድጋፍ÷ ንኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ኣደም…

ኢትዮጵያ ሕጊ ንግዲ ብምኽላስ ሓዱሽ ኣዋጅ ኢንቨስትመንት ደንጊጋ ኢያ – ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሕጊ ንግዳ ከምዝኸለሰትን ሓዱሽ ኣዋጅ ኢንቨስትመንት ከምዝደንገገትን ሚኒስትር ገንዘብ  ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣፍሊጦም ዓለም ለኸ ትካላት ንግዲን ሰብ ሃፍቲን ዝሳተፉሉ ፎረም “ኢንቨስት ኢትዮጵያ 2023” ይሳለጥ ኣሎ። ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 20 ስሩዕ ኣኼቡኡ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ÷ኣብ ማእኸላይ ዘበን /2016-2020/ ማክሮ ኢኮኖሚን ማዕቐፍ ፊሲካልን ብምዝታይ ኢዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ፡፡ እቲ ማዕቐፍ ብቐንዱ በጀት…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ኤቭርስቴ ኒዲሽሚዬ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ክልቲአን ሃገራ ትኹረት ከምዝገበሩ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ዘሪሁን ወዳጆ ኣብ ካቴድራል ቅድስት ሰስላሴ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ዘሪሁን ወዳጆ ኣብ ካቴድራል ቅድስት ሰስላሴ ተፈፂሙ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ÷ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ኣባ ገዳታት፣ ላዕለዎት ሰብ መዚ መንግስቲ ከምኡ እውን ስድራ እቲ ኣርቲስትን ዘመድ ኣዝማድን ተረኺቦም።…

ኢትዮጵያ ንተካይዶም ስራሕቲ ዳግመ ህንፀት ሓገዝ ከምትገብር ቻይና ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንተካይዶም ስራሕቲ ዳግመ ህንፀትን ምትካል እግሪን ሓገዝ ከምትገብር ቻይና ገሊፃ። ኣቐባሊት ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ማኦ ኒንግ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣመልኪተን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ ኣብ ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ተፈቲሑ ከይዲታት ሰላም…

ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ንዘፈር ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ልዑል ምንቐቓሕ ከምዝፈጠረ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ንዘፈር ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ልዑል ምንቐቓሕ ከምዝፈጠረ ተሓቢሩ፡፡ በዚ ድማ ስራሕ ኣቋሪፆም ዝነበሩ ፋብሪካታት ናብ ስራሕ ንኽምለሱ ዘኽአለ ውፅኢት ከምዝተረኸበ ተገሊፁ፡፡ ሚኒስቴር ኢንዱሰትሪ፣ ቢሮ ኢንዱስትሪታት…

ተናሓናሕቲ ፅዋዕ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ኣብ ኢትሃድ ክራኸባ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተናሓናሕቲ ፅዋዕ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ጋንታታት ማንቼስተር ሲቲን ኣርሰናልን ሎሚ ምሸት ኣብ ስታዲየም ኢትሃድ ክራኸባ ኢየን። ኣብቲ ፀወታ ጋንታ ኣርሴናል ካብ ተኸታሊታ ማንቼስተር ሲቲ ዘለዋ ኣፈላላይ ነጥቢ ንምስፋሕን ድሕሪ 19 ዓመት ፅዋዕ እቲ…