Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ኢትዮጵያ ንደቡብ ኮሪያ ዝሰለጠነ ሓይሊ ሰብ ንምቕራብ ቀንዲ ተመራፂት ኢያ – ኣምባሳደር ካንግ ሲዎኪሂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንደቡብ ኮሪያ ብዝሰለጠነ ሓይሊ ሰብ ዕዳጋ ስራሕ ንምቕራብ ቀንዲ ተመራፂት ከምዝኾነት ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ካንግ ሲዎኪሂ ኣፍሊጦም። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ካንግ ሲዎኪሂ ተዛቲየን፡፡…

ዒድ ሸዋል ኣብ ሃረር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መግለፂ ህዝቢ ሃረሪ ዝኾነ በዓል ዒድ ሸዋል ኣብ ከተማ ሃረር ይኽበር ኣሎ። ኣብ ኣከባብራ እቲ በዓል÷ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ፣ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኦርዲን በድሪ ከምኡ እውን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን…

ኣሱዳን ንዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ኣድላዪ ሓገዝ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሱዳን ንዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ኣድላዪ ሓገዝ እናተገበረ ምዃኑ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ካርቱም ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ እቲ ከባቢ ማእኸል ውግእ ምዃኑ፣ ኣብቲ ከባቢ ኣገልግሎት መብራት ምቁራፁን ናውቲ ምግቢ ንምርካብ ይኹን…

ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ሰብ መዚን ናብ መቐለ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ሰብ መዚን ናብ መቐለ ኣምሪሑ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር)፣ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ አብዲሳ፣ ርእሰ ምምሕዳር…

ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ዘውፀኦ ሓሬታ ብፅቡቕ ጎኑ ዝረአ ኢዩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ዘውፀኦ ሓሬታ ብፅቡቕ ጎኑ ከምዝሪኦ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ዘለዋ ምትሕብባር ብሓዱሽ መልክዑን ከም እንደገናን ንምሕዳስ ኣበርቲዓ እናሰርሐት ከምትርከብ እውን…

ኣብ ሱዳን ዘሎ ጎንፂ ብምህዳም ዜጋታት ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ኢትዮጵያ የኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ዘሎ ጎንፂ ብምህዳም ዜጋታት ዝተፈላለያ ሃገራት ብዞባ ምዕራብ ጎንደር ከተማ መተማ ዮሃንስ ኣቢሎም ናብ ኢትዮጵያ የኣትዉ ኣለዉ። እቲ ጎንፂ ብምህዳም ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተዓቖቡ ሰባት ኣብ ከተማ መተማ ዮሃንስ ክንክን እናተገበረሎም ከምዝኾነ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብ4 ዓውዲታት ሕፁይ ሽልማት ዓመታዊ ዓለም ለኸ ጉዕዞ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብ4 ዓውዲታት ኣብ ዓመታዊ ዓለም ለኸ ሽልማት ጉዕዞ (ወርልድ ትራቭል ኣዋርድ) ሕፁይ ብምዃን ከምዝቐረበ ተገሊፁ። እቲ መገዲ ኣየር ÷ “ብሉፅ መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ 2023” ፣ “ብሉፅ ምልክት ንግዲ መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ…

ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር  ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመር ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ነበር ተዋጋእቲ መሊስካ ንምጥያሽ እናተሰርሑ ስራሕቲን ካልኦት ተግባራትን ጠሚቶም ተመያይጦም፡፡…

ኣብ ትግራይ ክሳብ 12 ክፍሊ ንዘለዉ ተምሃሮ ምዝገባ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ስሩዕ ትምህርቲ ንምጅማር ዘኽእል ምዝገባ ኣብ ኩለን ኣቢያተ ትምሀርቲ ከምዝተጀመረ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሎሚ ዕለት ድማ ካብ ቅድመ ስሩዕ ክሳብ 12 ክፍሊ ዘለዉ ተምሃሮ ምዝገባ እናካየደ ከምዝወዓሉ ዳይሬክተር…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ናብ ኡጋንዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኡጋንዳ ኣቲዮም፡፡ ኣይተ ደመቀ ኡጋንዳ እንትበፅሑ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ሄነሪ ኦኬሎ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ኣብ ኣርባዕተ ሃገራት…