Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

50 ሃገራት ዜጋታተን ካብ ሱዳን ንምውፃእ ሓገዝ ኢትዮጵያ ሓቲተን – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)50 ሃገራት ዜጋታተን ካብ ሱዳን ንምውፃእ ኣብ ዝገብረኦ ፃዕሪ ኢትዮጵያ ሓገዝ ንኽትገብር ብዕሊ ከምዝሓተታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ብምኽንያት ኣብ ሱዳን ዘጋጠመ ቅልውላው ዝተፈላለያ ሃገራት ዜጋታተን ምስ ምውፃእ ተተሓሒዙ፤  ሚኒስትር…

ኣፈፃፅማ ስምምዕነት ሰላምን ኣብ ትግራይ ግዚያዊ ምምሕዳር ምጥያሹን ዝነኣድ ኢዩ – ኣምባሳደር ክሪስቶፍ ሬዝላፍ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ ስምምዕነት ሰላምን ኣብ ትግራይ ግዚያዊ ምምሕዳር ምጥያሹን ዝነኣድ ከምዝኾነ ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን ኣምባሳደር ክሪስቶፍ ሬዝላፍ ገሊፆም። ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ…

ኤምባሲ ጂቡቲ 60 ተቓላዕቲ ፍልሰተኛታት ናብ ሃገሮም መሊሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ምስ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ብምትሕብባር 60 ፍልሰተኛታት ናብ ሃገሮም ከምዝመለሰ ኣፍሊጡ። ካብ ሞንጎ እቶም ፍልሰተኛታት 14 ዝኾኑ ኣብ የመን ኣብ ልዑል ፀገም ብምፅናሕ ናብ ጅቡቲ ዝኣተዉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡…

ካብ ፍርያት ቡን፣ ሻሂን ቅመማቅመምን ልዕሊ 907 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ እቲ በጀት ዓመት ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ  ፍርያት ቡን፣ ሻሂን ቅመማቅመምን ልዕሊ 907 ነጥቢ 56 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ኣታዊ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ ልዕሊ…

ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ምስ ኩባኒያ መዓድን እንግሊዝ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኬፊ ምስ ዝተብሃለ ኩባኒያ ኣፍራዪ መዓድናት ወርቂን መዳብን እንግሊዝ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። ኬፊ መዓድናት ወርቂን መዳብን ዘፍሪ ኩባንያ እንትኸውን÷ 320 ሚሊየን ዶላር ፕሮጀክት ልምዓት መዓድን ኣብ ኢትዮጵያ ተግባራዊ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ደብዳበ ሽመት ኣምባሳደራት 8 ሃገራት ተቐቢለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ደብዳበ ሽመት ኣምባሳደራት ሸሞንተ ሃገራት ተቐቢለን። ኣብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ተረኺቦም ሎሚ መዓልቲ ደብዳበ ሹመቶም ዘቕረቡ÷ ኣምባሳደራት ሃገራት ቱርኪ፣ ስሪላንካ፣ እስዋቲኒ፣ ቺሊ፣ ኣንጎላ፣ ዛምቢያ፣…

ፕሬዚዳንት ሺ ጂን ፒንግ ምስ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂን ፒንግ ምስ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዘለንስኪ ብስልኪ ተዛቲዮም። ዘተ መራሕቲ ክልቲአን ሃገራት÷ ኲናት ዩክሬንን ሩሲያን ካብ ዝጅምር ንደሓር ዝተገበረ ፈላማይ ዘተ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ፕሬዚዳንት ሺ÷ ኣብ ሞንጎ…

ናብ ትግራይ ተቋሪፁ ዝነበረ ትራንስፖርት ምድሪ ዳግም ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ትግራይ ተቋሪፁ ዝነበረ ትራንስፖርት ምድሪ ዳግም ከምዝተጀመረ ተገሊፁ፡፡ ሚኒስቴር ትራንስፖርት ምስ ቢሮ ትራንስፖርት ክልላት ትግራይ፣ ዓፋርን ኣምሓራን ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ ድሕሪ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያው ብዝተሰርሐ ስራሕ ናብ ትግራይ…

ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ውቅሮ ብኲናት ዝተጎድኡ ፋብሪካታት ተዓዚቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ለረኡኽ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ሰብ መዚን ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ውቅሮ ብኲናት ኣብ ዝተጎድኡ ፋብሪካታት ዑደት ገይሩ። ኣብቲ ዑደት÷ ርእሳነ ምምሕዳር ኩለን ክልላት፣…

ፎረም ከንቲባታት ኢትዮጵያ ዝቕፅል 21 ሚያዝያ ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ከንቲባታት ኢትዮጵያ ዝቕፅል 21 ሚያዝያ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ከምዝካየድ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ እቲ ፎረም ከተማታት ዘለወን ልምዲ ዝካፈላሉን ልውውጥ…