Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ንላዕለዋይ ልኡኽ ኣባል ሃገራ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ከይዲ ኣተገባብራ ስግግር ፍትሒ ዝጠመተ ገለፃ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስቴር ፍትሒን ኣብ ከይዲ ኣተገባብራ ስግግር ፍትሒ ትኹረት ብምግባር ንላዕለዎት ሓለፍቲ ጉዳያት ኣፍሪካ ኣባል ሃገራ ሕብረት ኣውሮፓ ገለፃ ገይሮም። ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ÷ ኣብ ኣተገባብራ…

ባንኪ ዓለም ምሕደራ ታክሲ ኢትዮጵያ ንምዝማን ክድግፍ ኢየ ኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ምሕደራ ታክሲ ኢትዮጵያ ንምዝማን ኣድላዪ ቴክኒካዊን ገንዘባዊን ሓገዝ ከምዝገብር ገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር እቶት ተስፋየ ቱሉ÷ ኣብ ምሕደራ ስርዓት ታክሲ፣ ቴክኖሎጂን ተግባራት ምሕደራ ሃፍቲ ሰብን ትኹረት ብምግባር ምስ ልኡኽ…

ኢትዮጵያ ምስ ሃገራት ኣፍሪካ ዘለዋ ርክብ ኣብ ዝሓሸ መሰረት ተቐምጥ ኣላ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሃገራት ኣፍሪካ ዘለዋ ርክብ ኣብ ዝሓሸ መሰረትእናቐመጠት ከምዝኾነት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ታንዛንያ፣ ኮሞሮስ፣ ቡሩንዲን ኡጋንዳን ዝገበሩዎ ዑደት…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብቅትለት ኣይተ ግርማ የሺጥላ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ብቅትለት ኣይተግርማ የሺጥላ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ። ኣይተ ግርማ የሺጥላ÷ “ማዕርነትን ማሕበራዊ ፍትሒን ዝነገሰላ ጥንክርቲ ህብረብሄራዊት ኢትዮጵያ ንምህናፅ ኣብ ዝግበር ርብርብ ዝተውሃቦም ዓብዪ ህዝባዊ፣ ውድባዊን…

ሕብረት ኣፍሪካ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ንሱዳን ሰብኣዊ ሓገዝ ንኸቕርብ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሱዳን ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ንምቅላል ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኸቕርብ ሓቲቱ። ካብዚ ብተወሳኺ ጎንፂ ብምህዳም ካብ ሱዳን ንዝወፅኡ ሰባት ጎረባብቲ ሃገራትን ዓለም ለኸ ማሕበረሰብን ኣድላዪ ዘበለ ኩሉ ሰብኣዊ ሓገዝ…

ርዕሰ ምምሕዳር ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር) ብሕልፈት ግርማ የሺጥላ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር) ብሕልፈት ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ክልል ኣምሓራ ግርማ የሺጥላ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም፡፡ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ መግለፂ ሓዘኖም÷ “ሓውና ግርማ የሺጥላ ኣብ…

ኣብ ትግራይ ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት መሊስካ ንምጥያሽ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብምኽንያት ጎንፂ ጉድኣት ዝበፅሖም ማእኸለዎትን ኣናእሽተይን ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ንምድጋፍ ብዕቱብ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ኢትዮጵያ ጳውሎስ በርጋ÷ እቲ ዓውዲ እግሪ ንኽሓዊ…

ክልላት ንዳግመ ህንፀት ክልል ትግራይ ዝኸውን ልዕሊ 1 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላት ንዳግመ ህንፀት ክልል ትግራይ ዝኸውን ልዕሊ 1 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይረን። ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን÷ “በቲ ኲናት ጉድኣት ዝበፅሖም ህዝቢታት ሰለስቲአን ክልላት  ብሓበራዊ ልምዓት ንምኽሓስ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ መራሕቲ ተዋጋእቲ ሓይሊታት ሱዳን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዋና ኣዛዚ ጦር ሱዳን ጀኔራል ኣብደል ፈታህ ኣልቡርሃንን ዋና ኣዛዚ ሓይሊታት ህፁፅ ወሃቢ ደገፍ ሱዳን ሞሓመድ ሃምዳን ዳጋሎን ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ክልቲኦም መራሕቲ ኣፈላላዮም ብምዝርራብ…

ኣብ ክልላት ትግራይ፣ ኣምሓራን ዓፋር ስራሕቲ ዳግመ ምጥያሽ ብምጥንኻር ዝሐሸት ኢትዮጵያ ንምህናፅ ይስራሕ ኣሎ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲን ፓርቲ ብልፅግናን ኣብ ክልላት ትግራይ፣ ኣምሓራን ዓፋር ስራሕቲ ዳግመ ምጥያሽ ብምጥንኻር ዝሐሸት ህብረ ብሄራዊት ኢትዮጵያ ንምህናፅ ብቖራፅነት እናተሰርሐ ምዃኑ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም…