Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ትሕቲ 18ን 20 ን ዓመት ሎሚ ክዛዘም እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዛምቢያ ንዶላ እናተኻየደ ዝፀንሐ 2ይ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ትሕቲ 18ን 20 ን ዓመት ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም እዩ። ኣብ መዕፀዊ እቲ ሻምፒዮና÷ ሓሙሽተ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ብዝተፈላለዩ ርሕቐታት ክሳተፉ ኢዮም፡፡ ሎሚ…

ፀብፃብ ዳህሳስ መፅናዕቲ ጉዳይ ፍልሰተኛታት ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካን ቀርኒ ኣፍሪካን ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀብፃብ ዳህሳስ መፅናዕቲ ጉዳይ ፍልሰተኛታት ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካን ቀርኒ ኣፍሪካን ኣብ ናይሮቢ ዕላዊ ኮይኑ። ማዕቐፍ ምትሕብባር ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካን ቀርኒ ኣፍሪካን ኣብ ምሕደራ ፍልሰተኛታት ይኹን ኣብ ካልኦት ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ጉዳያት…

ቤት ፅሕፈት “ዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል 12 ዙር ንመኣዲ ንወለዶ ሓገዝ ዝገበሩ ኣካላት ኣመስጊኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል 12 ዙር ንመኣዲ ንወለዶ ሓገዝ ዝገበሩ ኣካላት ኣመስጊኑ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ምስጋና÷ “ፃውዒት ሓገዝ መኣዲ ንወለዶ ተቐቢልኩም፣ ሓላፍነት ስለዝወሰድኩም፤ ንመፃኢ ወለዶ ትምጥን…

ሕብረት ኣውሮፓ ንዘላቒ ሰላም ኢትዮጵያ ሓገዝ ከምዝገብር ኣረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንዘላቒ ሰላም ኢትዮጵያ ሓገዝ ከምዝገብር ኣረጋጊፁ። እቲ ሕብረት ኣብ ዝሓለፈ እዋን 16 ሚያዝያ 2015 ዓ.ም ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ÷ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ርክብ ቀስ ብቐስ ናብ ስሩዕ ብርኪ ንምብፃሕ ሓዱሽን መሰረታዊን መደምደምታታት…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ዝምልከት ምምዕርራይ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ዝምልከት ምምዕርራይ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። እቲ ዝተመዓራረየ ዋጋ ካብ 24 ሚያዚያ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳብ 30 ግንቦት 2015 ዓ.ም ዝፀንሕ ከምዝኾነ እቲ ሚኒስቴር ንፋና…

ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ ብምጥማት ኣብ ዝተሰናደአ ሰነድ ዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼብኡ ንሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ ጠሚቲ ኣብ ዝተሰናደአ ሰነድ ዘቲዩ። ዘተ ድሕሪ ምክያድ ኣብ ዝቕፅሉ ኣዋርሕ ዝዕመሙ መደባት ብምንፃር ተግባራዊ ክኸውን ኣንፈት…

መንግስቲ ተሓታትነትን ፍትሒ ሽግግርን ንምንጋስ ይሰርሕ ኣሎ-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ተሓታትነትን ፍትሒ ሽግግርን ንምንጋስ ይሰርሕ ኣሎ ክብሉ መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣረጋጊፆም። ኣይተ ደመቀ፥ ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ውሕመ ቮልከር ተርክ ዘቲዮም።…

ኣሶሴሽን ትራቭል ጀርመን ስፍራታት ቱሪስት ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ድልዊ ከምዝኾነ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሶሴሽን ትራቭል ጀርመን ስፍራታት ቱሪስት ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ደልዊ ከምዝኾነ ገሊፁ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጀርመን ፍቃዱ በየነ ምስ ሓላፊ ፖሊሲን ቱሪዝምን  ወፃኢ ኣሶሴሽን ትራቭል ጀርመን ቮልከር ኣዳምስ ዘቲዮም። ኣምባሳደር ፍቃዱ፥…

ውሕመ ተግባራዊነት ስምምዕ ሰላም ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ተግባራዊነት ስምምዕ ሰላም ፕሪቶሪያ ብኹለ መዳይ ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ዋና ፀሐፊት ውሕመ ኣሚና መሓመድ ዘቲዮም። ኣይተ ደመቀ፥…

ሕብረት ኣፍሪካ ንተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ፃውዒት ደው ምባል ተዂሲ ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ንተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ፃውዒት ደው ምባል ተዂሲ ኣቕሪቡ። እቲ ሕብረት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ሱዳናዊያን ኣገልግሎት ማይ፣ ጥዕና፣ ኤሌክትሪክ ሓዊሱ መሰረታዊ እታዎታት ንክረኽቡ እቶም ተፃባእቲ ብህፁፅ ኲናት ጠጠው ብምባል…