Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ኣብ ጅቡቲ ዝርከቡ ስደተኛታት ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ – ኣምባሳደር ብርሃኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅኑቲ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ መንግስቲ ጅቡቲ ብምትሕብባር ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ብቖራፅነት እናተሰርሐ ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡ ኣምባሳደር ብርሃኑ÷ ኣብ ማእኸል መፅንሒ…

ኢትዮጵያን ቱርኪን ርክበን ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ቱርኪን ኣብ ዓውዲታ ዲፕሎማሲ፣ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ተስማዕሚዐን፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ቡራክ ኣክፓር ኣብ ክልተኣዊ…

ኣብ ክልል ትግራይ ዓውዲ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ናብ ስራሕ ንምእታው ስራሕ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር  ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣብ ክልል ትግራይ ዓውዲ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ናብ ስራሕ ንምምላስ ኣብ ዘኽእሉ ተግባራት ዝጠመተ ምኽክር ተኻይዱ፡፡ ሓላፊ ቢሮ ዓውዲ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ክልል ትግራይ ከላሊ ኣድሃና (ዶ/ር)÷ “ንብረታት…

ንጄኔራል መኮንናት ዝተሃነፁ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ብዕፃ ተመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋውመንዴሽን ሰራዊት ምክልኻል ንጄኔራል መኮንናት ዘህነፆም ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ብዕፃ ተመሓላሊፎም። እቲ መርሃ ግብሪ ምውፃእ ዕፃ÷ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላን ሚኒስትር ዲኤታ ሰራዊት ምክልኻል ማርታ ሉዊጂ፣…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፀሓፊት ኤጀንሲ ልምዓት ፍሪካ ልማት – ንሓዱሽ ምሕዝነት ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪአ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፀሓፊት ኤጀንሲ ልምዓት ፍሪካ ልማት - ንሓዱሽ ምሕዝነት ልምዓት ኣፍሪካ ናርዶስ በቀለ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኣተገባብራ መርሃ ግብሪታት ልምዓት ኔፓድን…

ከንቲባ ኣዳነች ሕቶ ልምዓት ኣቕሪቦም ንፕሮጀክቶም መሬት ምስ ዝተወሰነሎም ኣልማዕቲ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ሕቶ ልምዓት ኣቕሪቦም ንፕሮጀክቶም ንዕቤት እታ ከተማ ካብ ዘለዎም ረብሓን ብመንፅር ዝፈትሑዎ ፀገም ህዝቢን መሬት ምስ ዝተወሰነሎም ሰብ ሃፍቲን ኣቦታት ሃይማኖትን ተዛቲየን። እተን ከንቲባ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዘሎ ጎንፂ ብምውጋድ ሰላም ንምምፃእ ኣብ ታንዛኒያ እናተኻየደ ዝፀንሐ ዘተ ሰላም ቀዳማይ ምዕራፍ ሎሚ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዘሎ ጎንፂ ብምውጋድ ሰላም ንምምፃእ ተሓሲቡ ኣብ ታንዛኒያ እናተኻየደ ዝፀንሐ ዘተ ሰላም ቀዳማይ ምዕራፍ ሎሚ ከምዝተዛዘመ መንግስቲ ኣፍሊጡ። ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ “እቲ ዘተ መብዛሕትኡ ብእወንታዊ…

ኣሩዋንዳ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ህይወት 109 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ምዕራባዊ ሩዋንዳ ዝወቕዐዝናብ ስዒቡ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ክሳብ ሕዚ ህይወት 109 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ፡፡ እቲ ሓደጋ ኣብ ከባቢ ምዕራባዊ ሩዋንዳ ዝርከብ ሩባ ሴቤያ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ካብቲ ሓደጋ ውሕጅ…

ዓለም ለኸ ወጥሪ ቁጠባዊ ሃፍቲ እንተዘይሃዲኡ ኣፍሪካ ንጉድኣት ክትቃላዕ ኢያ – ኣይ ኤም ኤፍ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ቻይናን ኣሜሪካ ናብ ክልተ ቦታ ተኸፊሉ ዝተኻረረ ወጥሪ ቁጠባዊ ሃፍቲ እንተዘይሃዲኡ ኣብ ኣፍሪካ ጉድኣት ቁጠባዊ ሃፍቲ ከብፅሕ ከምትኽእል ትካል ገንዘብ ዓለም (ኣይ ኤም ኤፍ) ኣጠንቂቑ። ኣይ ኤም ኤፍ ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ ሓበሬታ÷ “ኣብ…

ገበን ግብረ ራዕዲ ንምፍፃም ብምሕሳብ ቦምቢታ ሓኦም ተታሒዞም ኣብ ዝተብሃሉ ተጠርጠርቲ ተወሳኺ ምርመራ ንኽግበር 12 መዓልቲ ተፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ገበን ግብረ ራዕዲ ንምፍፃም ብምሕሳብ 10 ቦምቢታ ሓኦም ተታሒዞም ኣብ ዝተብሃሉ ተጠርጠርቲ ተወሳኺ ምርመራ ንኽግበር ቤት ፍርዲ 12 መዓልቲ ተፈቒዱ። ሕገ መንግሕነወ ሕገ መንግስታዊ ስርዓትን ብሓይሊ ንምፍራስ ብዘይስሩዕ…