ኣይተ ጌታቸው ምስ ጉጅለ ልኡኽ ኩባንያ ሲጂጂሲ ቻይና ዳግመ ምጅማር ህንፀት ፕሮጀክት መስተ ማይ ገረብ ግባ ዝጠመተ ዘተ ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ዳግመ ምጅማር ህንፀት ግድብ ገረብ ግባ ብምድሃብ ምስ ጉጅለ ልኡኽ ኩባንያ ሲጂጂሲ( CGGC) ቻይና ሎሚ መዓልቲ ዘቲዮም።
እቲ ዘተ፥ ብሰንኪ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝነበረ ኲናት…