Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኤግዚቢሽን ሕርሻ መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ብሚኒስቴር ሕርሻ ዝተዳለወ ኤግዚቢሽን ሕርሻ ኣብ ሙዚየም ሳይንስ መሪቆም ከፊቶም፡፡ እቲ ኤግዚቢሽን÷ መፍርያይነት ቴክኖሎጂ፣ ስራሕቲ ምርምርን ምህዞን፣ ኣብ  ዲጂታላይዜሽን ሕርሻን ፋይናንስ ሕርሻን ዘድሀቡ ዘበናዊ…

ሲዳማ ቡና ኣብ ልዕሊ ሃዋሳ ከተማ 1 ንባዶ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡና ኣብ ልዕሊ ሃዋሳ ከተማ 1 ንባዶ ተዓዊቱ። ሰዓት 9፡00 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፥  ፍሊፕ ኣጃህ ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሸቶ ኢዩ ሲዳማ ቡና ተዓዊቱ። …

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ናዕብን ሁውከትን ዝፅሕትሩን ዝሳተፉን ኣካላት ካብ ተግባሮም ንክቕጠቡ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ኣብ ሃገራዊን ክልላዊን ተግባር ዕንወት ብምውፋር ናዕብን ሁውከትን ዝፅሕትሩን ዝሳተፉን ውልቀ ሰባትን ጉጅለታትን ካብ ተግባሮም ንክቕጠቡ ኣተሓሳሲቡ። መንግስቲ እቲ ክልል ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ሰላም ናይ…

ብወይዘሮ ሙፈርያት ካሚል ዝተመረሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ከተማ መቐለ ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ሙያን ክህሎትን ወይዘሮ ሙፈርያት ካሚል ዝተመረሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ከተማ መቐለ ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኣኽ ኣብ ክፍላተ ከተማ ኲሓን ዓንደርን ዑደት ኣካይዶም። ብውልቀን ብማሕበርን ኣብ ዝተጣየሹ ትካላት…

ኣብ ክልል ሶማሌ ክልል ካብ መፅሓፍ “መደመር ትውልድ”  400 ሚልየን ብር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ክልል ካብ መፅሓፍ "መደመር ትውልድ"  400 ሚልየን ብር ተኣኪቡ። መርሃ ግብሪ ምፍላጥ መፅሓፍ "መደመር ትውልድ"  ኣብቲ ክልል ተሳሊጡ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሐመድን ካልኦት ላዕለዎት…

200 ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ብምውዓል ጉዳዮም ይረአ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተጣየሸ ኮሚቴ ፀረ ግዕዝይና 200 ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቶም ውልቀ ሰባት ብዝተፈላለዩ ብርኪታት ብመሰረት ዝቐረቡ ብዙሓት ሓበሬታታት ምርመራ ብምግባር…

“መደመር” ፋሕፋሕ ዝበለ ጉልበት ናብ ፅኑዕ ሓይሊ ዝቕየር ኢዩ – ፕሮፌሰር ኣለማየሁ ገብረማርያም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል ሓምሻይ መዓልቲ ዘቑፀረ  "ቃል ፤ተግባር፤ ትውልድ" ብዝብል ርእሲ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ዝተሰናደአ ኤግዚብሽን ሎሚ እወን ኣብ በቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ኣብ መፅሓፍ ምድማር ጠመተ በምግባር ቀፂሉ ውዒሉ። ኣብቲ ኣውደ ርእይ፥…

ፖሊሲታት ዲጂታል ኢትዮጵያ ደቂ ኣኒስቲዮ ዘካተተ ኮይኑ ከምዝተዳለወ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮም ቢሮ ልምዓት ቴሌኮሙኒኬሽን ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኢንፎርሜሽን ኮሙኒኬሽን ቴክኖሎጂ ዘለውዋ ደንቢታትን ፖሊሲታትን ደቂ ኣኒስቲዮ ብምክታት ዘፅንዖ ዳህሳሳዊ መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እቲ መፅናዕቲ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ…

ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣባላት ስሩዕን ኣድማ ብተናን ፖሊስ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28  ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ መበል 27 ዙር ኣባላት ስሩዕን ኣድማ ብተናን ፖሊስ ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ፣ ምክትል ኮሚሽነር ጄኔራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል መላኩ ፋንታን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ኢትዮጵያ ፈላመይቲ በዓል ዋና ግዙፍ ኢኮኖሚ ምግባር ንኽእል ኢና- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ፈላመይቲ በዓል ዋና ግዙፍ ኢኮኖሚ ምግባር ንኽእል ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ዝማዕበለትን ንኹሉ እትጥዕምን ሃገር ንምግባር ኢንዱስትሪታት ብምዕባይ፣ ዓቕምታ ብምህናፅ ኢሉውን ምህዞ ማእኸል ብምግባር…