Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ፈንድ ልምዓት ሕርሻን ስምምዕነት ደገፍ ፋይናንስ 106 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ፈንድ ልምዓት ሕርሻ(IFAD)ን ስምምዕነት ደገፍ ፋይናንስ 106 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም። ኣብ ሆቴል ሂልተን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተሳለጠ ምንባር ክታም፥ እቲ ገንዘብ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሳለት ትግበራ መርሃ ግብሪ ኣሳታፋይነት…

ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መወዳእታ መዓልቲታት እዚ ሰሙን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ትማሊ ኣብ ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ዝተገበረ ማራቶን ፕራግ ብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ወርቅነሽ ኢዴሳ እንትትዕት…

ዓለም ለኸ ስግኣት ኮቪድ-19 ይቐንስ እንበር ሐዚ እውን ጥንቃቐ ከምዘድሊ ሚኒስቴር ጥዕና ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ስግኣት ኮቪድ-19 ይቐንስ እንበር ሐዚ እውን ጥንቃቐ ከምዘድሊ ሚኒስቴር ጥዕና ኣተሓሳሲቡ። ምኽንያቱ ድማ ብሳርስን ኮሺድ-2 ዝልከፉ ብሚሊየናት ዝቑፀሩ ሰባት ሐዚ እወን ከምዘለዉ ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

ጉባኤ ኮሚቴ ሰብኣዊ መሰላት ውሕመ ኣብ ጀኔቫ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 76 ጉባኤ ኮሚቴ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታ ኣብ ስዊዘርላንድ ጀኔቫ ተኻይዱ። ኣብቲ ጉባኤ÷ ኮንቬንሽን ፀረ ስቓይን ካልኦት ጭካኔ ዝተመልኦ፣ ኢ-ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ ትኹረት ብምግባር ምክኽክር ተኻይዱ። ካብ ቤት ፅሕፈት…

ብሄራዊ ባንኪ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ምድጋፍ ዘኽእሉ መመሓየሺታት ይገብር ከምዘሎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ብፋይናንስ ምድጋፍ ዘኽእሉ መመሓየሺታት ይገብር ከምዘሎ ገሊፁ። ተበፃሕነት ፋይናንስ ንዓውዲ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትራት፣ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ…

ፖሊስ ፌደራል ኣብ ምክልኻል ገበን ስልጠና ዝወሰዱ ኣባላት ፖሊስ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣብ ኣዋሽ ሰባት ንነዊሕ እዋን መሰረታዊ ኣካዳሚ ስልጠና ዝሃቦም ብዙሓት ኣባላት ፖሊስ ምክልኻል ገበንን ኣድማ ብተናን ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ ፖሊስ ፌዴራል ምክትል ኮሚሽነር ዋና…

ዓውዲ ሕርሻ ዘበናዊ ምግባር ቀንዲ ትኹረት ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ሕርሻ ዘበናዊ ምግባር ቀንዲ ትኹረት ከምዝኾነ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኸፈተ ዓውደ ምርኢት ሕርሻን ሳይንስን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፓመል ዘተ÷ ሕርሻ…

ብኣሰናዳእነት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር እናተኻየደ ዝቐነየ ዓውደ ምርኢት መፃሕፍቲ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር “ቃል፣ ተግባር፣ ወለዶ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ዝቐነየ ዓውደ ምርኢት መፃሕፍቲ ተዛዚሙ። ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መድረኽ ዓውደ ምርኢት መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ሰገናት ዝተረድኡሉ መገዲ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዓለም ለኸ መዓልቲ ቀይሕ መስቀልን ቀይሕ ወርሕን ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፅሐኩም ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢን ላዕለወይቲ ሓላዊት ማህበረት ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያን ሳህለወርቅ ዘውዴ ዓለም ለኸ መዓልቲ ቀይሕ መስቀልን ቀይሕ ወርሕን ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፅሐኩም ኣመሓላሊፈን፡፡ እቲ መዓልቲ ብብርኪ ዓለም ንመበል 76…

ኣብ ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪን ዉፅኢቱን ዝጠመተ መድረክ ዘተ ይካየድ ኣሎ፡፡

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪን ዉፅኢቱን ዝጠመተ መድረክ ዘተ ኣብ ሚሊንየም ኣዳራሽ  ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሼዴ፣ ሚኒስትር ኢነዱስትሪ መላኩ ኣለበል፣ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋን…