Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ባህርዳር ከነማ ንኢትዮጵያ ቡና ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከነማ ንኢትዮጵያ ቡና 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ። ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ብሸቶ ሞሃመድ ናስር መሪሓ ትንበር እምበር፤ ሃብታሙ ተከስተን…

ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍርያታት ኢንዱስትሪ ኣብ ውሽጢ ሃገር ንምትካእ ብዝበለፀ ምስራሕ ይገባእ – ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልዑል ሸርፊ ወፃኢ ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍርያታት ኢንዱስትሪ ኣብ ውሽጢ ሃገር ንምትካእ ብዝበለፀ ምስራሕ ከምዝግገባእ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪያት ካሚል ተዛሪበን። ኣካል ሃገራዊ ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዝኾነ ውፅኢታት ፈጠራ ደቀቕቲ…

ኢትዮጵያ ዘላቒ ልምዓት ንምርግጋፅ ዘኽእል ዓቕሚ ከምዘለዋ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘላቒ ልምዓት ንምርግጋፅ ዘኽእል ዓቕሚ ከምዘለዋ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ገሊፁ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ሕብረት፣ ሓድነትን ልምዓት ናብ ገንዘብ ምቕያር እንተኽኢልና ኢትዮጵያ ምፍራይ ትኽእል…

ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፓኪስታን ኢምራን ካሃን ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፓኪስታን ኢምራን ካሃን ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኢስላማባድ ኣብ ዝርከብ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ብወተሃደራዊ ሓይሊ እታ ሃገር ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ። ኢምራን ካሃን ብገዕዝይና…

ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንት ወፃኢኣ ንምዕባይ ምምሕያሻት ፓሊሲ ትገብር ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንት ወፃኢኣ ንምዕባይ ምምሕያሻት ፓሊሲ እናገበረት ምዃና ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ገሊፆም። ፎረም ቢዝነስ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ሎሚ ኣብ ፓኪስታን ከተማ ካራቺ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ እቲ ፎረም÷…

ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ህንፀት ሃገረ-መንግስቲ ጠሚቱ ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ህንፀት ሃገረ-መንግስቲን ብሄራዊ መንነትን ትኹረት ዝገበረ መድረኸ ዘተ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ የካይዱ ኣለዉ። ኣካቢ እቲ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ መብራቱ ኣለሙ (ዶ/ር)÷ እቲ መድረኽ ዘተ ብፍላይ ኣብ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ፓኪስታን ከተማ ካራቺ ፈላማይ በረራ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ፓኪስታን ከተማ ካራቺ ድሕሪ 20 ዓመት ፈላማይ በረራ ገይሩ። እቲ መገዲ ኣየር ሎሚ መዓልቲ ናብ ካራቺ ኣብ ዝገበሮ በረራ÷ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣…

መድረኽ ዘተ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኢትዮጵያዊ ማዕቐፍ ፖሊሲ ንምትእስሳር ኢንዱስትሪ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዓውዲ መፍረዪ ኢንዱስትሪ ንምድንፋዕ ኣብ ምትእስሳር እታወት ትኹረት ረገይሩ እናተሰርሐ ምዃኑ ተመልኪቱ።…

ዓለም ለኸ ዲጂታል ጉባኤ ኢኖቬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ዲጂታል ጉባኤ ኢኖቬሽን ኣፍሪካ ካብ 7 ክሳብ 8 ሰነ 2015 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝሳለጥ ሚኒስቴር  ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ። እቲ ጉባኤ ሚኒስቴር  ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ምስ ትካል ሊሚትድ ኤክስቴንሽያ ብሓባር ብምዃን…

ፖሊስ ፌዴራል ብመሰረት ሕገ-መንግስቲ ዝተውሃቦ ሓላፍነት ብግቡእ ይዋፃእ ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ብመሰረት ሕገ-መንግስቲ ዝተውሃቦ ሓላፍነት ብግቡእ እናተዋፅአ ምዃኑ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ትካል ገሊፆም። ላዕለዎት ኣመራርሓ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያ ፀፅታ ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷…