Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ብገበን ግብረ ራዕዲ ዝተጠርጠሩ ኣብ እኒ ወንደሰን ኣሰፋ (ዶ/ር) መዝገብ ተወሳኺ እዋን ምርመራ ተፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፍርዲ ብገበን ግብረ ራዕዲ ዝተጠርጠሩ ኣብ እኒ ወንደሰን ኣሰፋ (ዶ/ር) ሓዊሱ ናይ ሰለስተ ሰባት መዝገብ ተወሳኺ ምርመራ ንኽግበር 14 መዓልቲ ፈቒዱ። ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ምድብ ልደታ 1ይ መጋባእያ እዋን ቆፀሮ፥ ፖሊስ ብገበን ግብረ…

ፕሬዚዳንት ኤርዶሃን ንሰራሕተኛታት መንግስቲ 45 ሚኢታዊ ወሰኽ መሃያ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይፕ ኤርዶሃን ንሰራሕተኛታት መንግስቲ 45 ሚኢታዊ ወሰኽ መሃያ ከምዝገበሩ ኣፍሊጦም። ፕሬዚዳንት ኤርዶሃን ወሰኽ መሃያ ገይሮም ዘለዉ÷ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ግንቦት ዝካየድ ሓፈሻዊ መረፃ ስዒቡ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፓኪስታን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፓኪስታን ቢልዋል ቡቶ ዛዲሪ ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ኣብ ዘተኦም÷ ኢትዮጵያ ምስ ፓኪስታን ዘለዋ ኩለመዳይ ርክብ ንምምሕያሽ ቆራፅ ከምዝኾነት ተዛሪቦም።…

ክልል ትግራይ ሓዊሱ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ዘይተኻየደለን ከባቢታ መረፃ ንምክያድ ከምዝተሓሰበ ቦርድ መረፃ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2016 ዓ.ም ክልል ትግራይ ሓዊሱ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ዘይተኻየደለን ከባቢታ መረፃ ንምክያድ ከምዝሓሰበ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ቦርድ ፀብፃብ ገምጋም ኣፈፃፅማ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2015 ንቀዋሚ ኮሚቴ…

ጉባኤ አቪዬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህጉራዊ ጉባኤ ኣቪዬሽን "ዝተዋደደ ዕዳጋ ትራንስፖርት ኣየር ኣፍሪካ ብቕልጡፍ ምትግባር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብኣሰናዳእነት ኢትዮጵያ ምክያድ ጀሚሩ። ዋና ፀሓፊ ኮሚሽን ሲቪል ኣቪዬሽን ኣፍሪካ ኣዲፉንኬ ኣዲዬሚ÷ ኣብ ኣፍሪካ ፕሮጀክት ዝተዋደደ…

ኣብ ፅሬትን ተወዳዳራይነትን ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ዝጠመተ ፓናል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅሬትን ተወዳዳራይነትን ፍርያታት ኢንዱስትሪ ዝጠመተ ፓናል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ሚኒስትር ዴኤታ ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን እንዳለው መኮንን፣ ሚኒስትር ዴኤታ ኢንዱስትር ታረቀኝ ቡሉልታ ሓዊሱ ምሁራን እቲ ዓውዲን መዳርግቲ…

ምልኣተ ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምልኣተ ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ብፀሎት ዝኸፈቱ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ÷ እቲ ጉባኤ ዓበይቲ ልኡኽቶታት እታ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓመታዊ ጉባኤ ኢንቨሰትመንት ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣቡዳቢ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ዓመታዊ ጉባኤ ኢንቨሰትመንት ትሳተፍ ኣላ። ብሚኒስትር  ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብቲ መድረኽ ይሳተፍ ከምዘሎ ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ኢትዮጵያ…

ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ኣብ ዓውዲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፎረም ቢዝነስ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ዝሳተፍ ዘሎ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ምስ ሰብ መዚ ፓኪስታን ዘቲዩ። እቲ ዘተ ኣብ ዓውዲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዝጠመተ ኢዩ ነይሩ። ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ፥…

ብልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ንዝህነፅ ፕሮጀክት መስተ ማይን ሳኒቴሽንን ዘድሊ ውዕል ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ንዝህነፅ ፕሮጀክት መስተ ማይን ሳኒቴሽንን ዘድሊ ውዕል ተኸቲሙ። እቲ ፕሮጀክት ንልዕሊ 49 ሺሕ ክፋላት ሕብረተሰብ ተረባሕቲ ከምዝገብር ድማ ተገሊፁ። ኣብቲ ሰነድ ውዕል ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን…