Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ብሄራዊ ባንኪ ንሳፋሪ ኮም ኣገልግሎት ፍቓድ ክፍሊት ገንዘብ ብሞባይል ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ንሳፋሪ ኮም ኣገልግሎት ክፍሊት ገንዘብ ብሞባይል ንክጅምር ዘኽእል ፍቓድ ሂቡ። ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምህረቱ፥ እቲ ባንኪ ኣገልግሎት ዲጅታል ፋይናንስ ምሃብ ዘኽእሎ ኣገልግሎት ክፍሊት ገንዘብ ብሞባይል ንሳፋሪ ኮም ከምዝሃበ…

ጉዳይ ምስፍሓን ምብራኽን ፖለቲካዊ ስነ ምህዳር ትግራይ ንህዝቢ ትግራይ ዝተማለአ ነፃነት ዘረጋግፅ ኢዩ- ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖለቲካዊ ስነ ምህዳር ትግራይ ናይ ምስፍሓን ምብራኽን ጉዳይ ንህዝቢ ትግራይ ዝተማለአ ነፃነት ካብ ምርግጋግፅ ወፃእ ዘምፅኦ ኣሉታዊ ሳዕቤን የለን ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ዳግመ ህንፀት ትግራይ…

ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ሎሚ መዓልቲ ተዛዚሙ። ኣብ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ እቲ ኤክስፖ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርነ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ዑደት ዝገበሩ እንትኾኑ፥ ዝሐሸ ኣፈፃፅማ ንዘለዎም ኣፍረይቲ ኢንድስትሪታት፣ ክልላትን ሰብ…

ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ኣብ ዓም ለኸ መድረኽ ፌዴሬሽናት ተሳቲፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያ ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ኣብ ዓመታዊ ኣኼባ ዓም ለኸ መድረኽ ፌዴሬሽናት ተሳቲፈን። ኣብ ስዊዘርላንድ ኦራው ኣብ ዝተኻየደ ዓለም ለኸ መድረኽ ፌዴሬሽናት ዝተሳተፋ እተን ኣምባሳደር÷ ኢትዮጵያ ኣብቲ ዓውዲ ዘለዋ  ልምዲ…

ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ሚኒስትራት ትምህርቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር  ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ሚኒስትራት ትምህርቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትር÷ ጎድና ጎኒ ኣብ ብሪታኒያ እናተኻየደ ዝርከብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ትምህርቲ ኢዮም ምስ ዝተፈላለያ ሃገራ መዘነኦም ተዛቲዮም፡፡ ኣብ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዑደት ኣካይዶም፡፡ ኣብቲ ዑደት ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበልን ሚኒስትር ዴኤታ ታረቀኝ ቡሉልታን ተረኺቦም። ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ዘሰናደኦን…

ዘፈር ሕርሻ ብፋይናንስ ክሕገዝ ብምግባር ዝጸረሐቡ ዝበረታትዑ ውፅኢታ ክቕፅሉ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ – ኣይተ ኣህመድ ሽዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር ሕርሻ ብፋይናንስ ክሕገዝ ብምግባር ዝጸረሐቡ ዝበረታትዑ ውፅኢታ ክቕፅሉ ንምግባር እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሽዴ ገሊፆም። ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሽዴን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ትካልን ኣብ ሙዚየም ሳይንስ ተረኺቦም…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዑደት ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዑደት ኣካይደን። ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ሎሚ ክዛዘም ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ 2015 ዓ.ም÷ ኣብ ሞንጎ ኣፍረይቲን ትካላት ኣቕረብቲ ፋይናንስን ዝነበረ…

ፖሊስ ፌደራል ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት 8 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣብ ከባቢታት ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝውዕል ሸሞንተ ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ቦረና፣ ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ኮንሶን ክልል ሶማሌን ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝውዕል ከመዝኾነ…

ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ንልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ – ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ንልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ምፍጣር ከምዝተኽኣለ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር÷ ንልዕሊ 3 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ተሓሲቡ፤ ንልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል…