Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ክሮሽያ ኤምባሲኣ ኣብ ኢትዮጵያ ክትከፍት ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ዘነበ ከበደ ምስ ዋና ዳይሬክተር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ክሮሽያ ፔታር ሚሃቶቭ ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ፣ ኢኮኖሚን ካልኦት ዛዕባታትን ብምትሕብባር መስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገለፁ። ኣምባሰደር…

“ኦሬንጅ” ኣብ ዓውዲ ቴሌኮም ኢትዮጵያ ንምውፋድ ባህጊ ከምዘለዎ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“ኦሬንጅ” ኣብ ዓውዲ ቴሌኮም ኢትዮጵያ ንምውፋድ ባህጊ ከምዘለዎ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ እዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ምስ ኣብ ማእኸላይ ምብራቕን ኣፍሪካን ኣብ ዓውዲ ቴሌኮም ናይ ዝተዋፈረ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን “ኦሬንጅ” ጀሮም…

ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ መናእሰይ ናብ ስራሕ ንምእታው ጠሚቱ ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ መናእሰይ ናብ ስራሕ ንምእታው፣ ስራሕቲ ምህዞን ኢንቨስትመንትን ንምትብባዕ ጠሚቱ ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ 2015 ዓ.ም ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ክልላት ብምዃን ኣሳሊጡ።…

ብከንቲባ ኣትላንታ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከንቲባ ኣትላንታ ኣንድሬ ዲከንስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ። ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ  ጃንጥራር አባይ፣ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰውን ካልኦት ላዕለዎት…

ኣብ ኢዝላማባድ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ብዕሊ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢዝላማባድ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ብዕሊ ተመሪቑ። እቲ ኤምባሲ መሪቖም ዝኸፈቱ   ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋን ሚኒስትር ዴኤታ  ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፓኪስታን ሂና ራቢኒ ካሃን ነቲ ኤምባሲ…

ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ ንፍሉይ ልኡኽ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ብምቕባል ኣዘራሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነቶም ፍሉይ ልኡኽ ሎሚ ኣብ ቤት ዕዮኦም ተቐቢሎም ምዝርራቦም ኣፍሊጦም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ኢትዮጵያ ኣብ ስዋዚላንድ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ ኣብያተ ምኽሪ ኣፍሪካን ሃገራት ዓረብን ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምክሪ ፌዴሬሽን  ዛህራ ሁመድ ዝምራሕ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ስዋዚላንድ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ ኣብያተ ምኽሪ ኣፍሪካን ሃገራት ዓረብን ይሳተፍ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ኣፈጉባኤታት ኣፍሪካን ሃገራት ዓረብን፣ ዲፕሎማታት ዝተፈላለያ…

ሩሲያ ኣብ ዕዳጋ ነዳዲ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ትፈላለ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንባር እገዳ ምዕራባውያን ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ስዒቡ፥ ሩሲያ ናብ ላቲን ኣሜሪካ እትልእኾ መጠን ቀረብ ነዳዲ ክብ ምባላ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ እታ ሃገር ፕሪሞርስክ ብዝተብሃላ ወደባ ክልተ ኣስታት 73 ሺሕ ቶን ነዳዲ ዝፀዓና መርከባት ናብ ወደብ ቺሊ…

ንፕሮጀክት መኣዲ ንትውልዲ ዝግበር ደገፍ ይቕፅል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ትካላት ንፕሮጀክት መኣዲ ንትውልዲ ዝግብርዎ ደገፍ ይቕፅል ኣሎ። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል 14 ዙር ፕሮጀክት መኣዲ ንትውልዲ ደገፍ ዝገበሩ ትካላት ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ፥  ኦቪድ ኮንስትራክሽን ሓላፊነቱ ዝተወሰነ…

ፈላማይ ጉባኤ መርሃ ግብሪ ዝተዋደደ መፅናዕቲ ቲቢ ደቡብን ምብራቕን ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ ጉባኤ መርሃ ግብሪ ዝተዋደደ መፅናዕቲ ቲቢ ደቡብን ምብራቕን ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኢንስቲትዩት ምርምር ኣርማወር ሓንሰን፣ ሚኒስቴር ጥዕናን ምስ ዓለም ለኸ ትሮፒካል ዲዚዝ ሪሰርች ትካል ጥዕና ብሓባር ብምዃን ዘዳለውዎ…