Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ምስ ኢትዮ ቴሌኮም ብምትሕብባር ኣርባዕተ ድጂት ብዘለዎ መስመር ስልኪ ምኽሪ ኣገልግሎ ስነ ልቦና ንምሃብ ስራሕቲ ከምዝተጀመሩ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ኢትዮ ቴሌኮም ብምትሕብባር ኣርባዕተ ድጂት ብዘለዎ መስመር ስልኪ ምኽሪ ኣገልግሎ ስነ ልቦና ንምሃብ ስራሕቲ ከምዝተጀመሩ ተሓቢሩ። ብሰንኪ እቲ ተፈጢሩ ዝነበረ ኩነታት  ከቢድ ፀገም ሰነ-ልቦና ዝገጠሞም ክፋላት ማሕበረሰብ፤ ንዝፈጠረሎም ፀገም…

ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ኣብ ዓውዲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ኣብ ዓውዲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእለን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ፌዴሪኢን ሚኒስቴር ሳይንስን ኢኖቬሽንን ፓኪስታንን ተፈራሪሞምዎ፡፡ ኣብ ፓኪስታን…

ብፋናን ብቴሌቪዥን ጣቢያ ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤልን ዝተሰናደአ መርሃ ግብሪ ስልጠና ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ብቴሌቪዥን ጣቢያ ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤልን ዝተሰናደአ መርሃ ግብሪ ስልጠና ተጀሚሩ፡፡ እቲ ስልጠና ብፍላይ ኣብ ሰናድኣ ዶክመንተሪ ፊልም ንሰብ ሞያ ካሜራ፣ ፕሮዳክሽን ዳይሬክተርን ዶክመንተሪን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

ሕርሻ ዘዝምን ውድድር ቴክኖሎጂ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕርሻ ንምዝማንን ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ንምግባርን መናእሰ ዝወዳደሩሉን ናብ ተግባር ዝቕይሩሉን ውድድር ተጀሚሩ። እቲ ውድድር ኣብ ውሽጢ ሃገር ንካልኣይ ግዘ ዝግበር እንትኸውን፥ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ንዝወፅኡ ተወዳደርቲ ሽልማት ገንዘብ…

ባንኪ ኣባይቲ ጎህ ኣባይቲ ንምህናፅ ዘኽእሎ ውዕሊ ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኣባይቲ ጎህ ምስ ኣልማዕቲ ገዛ ብምትሕብባር ኣባይቲ ንምህናፅ ዘኽእሎ ውዕሊ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ባንኪ ኣብ ቀዳማይ ዙር ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዝህነፁ ኣባይቲ ምስ ማሕበር ኣክሲዮን ሃፍቲ ልምዓትን ዕድጊትን ጎህ ስምምዕነት ተፈራሪሙ።…

ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ኣትላንታን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ሓቢረን ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ኣትላንታን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ሓቢረን ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ መስ ከንቲባ ኣትላንታ ኣንድሬ ዲከንስን ልኡኾምን ዘቲየን። ከልቲአን ከተማታት ዘሎ ኢኮኖሚያዊን ባህላዊን ርክብ…

ብሚኒስትር ዴኤታ ታረቀኝ ብሉልታ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ መቐለን ከባቢኡን ዝርከባ ኢንዳስትሪታት ዑደት የካይዶ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኢንዳስትሪ ኣይተ ታረቀኝ ብሉልታ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መቐለን ከባቢኡን ዝርከባ ኣብ ኢንዳስትሪታት ዑደት የካይዶ ኣሎ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ካብ ሚኒስትር ኢንዳስትሪ፣ ልምዓት ኢንተርራይዝ ኢትዮጵያ፣ ኢንስቲትዩት…

6ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምፍላጥ ኣታዊ ንግዲ ቻይና ኣበ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምፍላጥ ኣታዊ ንግዲ ቻይና ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣምፃእቲን ለኣኽቲን ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ምትእስሳር ንግዲ ምድንፋዕን…

ድምፃዊት ሂሩት በቀለ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድምፃዊት ሂሩት በቀለ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊያ። ድምፃዊት ሂሩት በቀለ ብዝሓደራ ሕማም ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ሕክምናኣ ክትከታተል ድሕሪ ምፅናሕ ሀይወታ ከምዝሓለፈ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ካብ ስድርኣ ዝረኸቦ ሓበሬታ የረድእ። ሂሩት ኣብ…

91 ዝተፈላለዩ ፍሪያታት ዓይነታት ምግቢ ሕብረተሰብ ንከይጥቀመሎም ተኣጊዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)91 ዝተፈላለዩ ፍሪያታት ዓይነታት ምግቢ ሕብረተሰብ ንከይጥቀመሎም ከምዝተኣገዱ በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቶም ዓይነታት ፍሪያታት ምግቢ፥ ኣገዳዲ ብርኪን ገላፂ ፅሑፍን ኢትዮጵያ እንተየማልኡ በምፍራይ ይቐርቡ ከምዘለዉ…