Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንተኣመንቲ ከፈልቲ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንተኣመንቲ ከፈልቲ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ተዋሂቡ። ኣብቲ መድረኽ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሐ መንግስቲ እቲ ክልል፣ ከፈልቲ ግብሪን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣካላትን…

ጀርመን ንዩክሬን ዝኸውን ልዑል ደገፍ ኣፅዋር ኲናት ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን ንዩክሬን 2 ነጥቢ 7 ቢሊየን ዩሮ ዘውፅእ ልዑል ደገፍ ኣፅዋር ኲናት ዕላዊ ገይራ። እቲ ደገፍ፥ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዘለንስኪ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ በርሊን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ዝሓዝዎ ትልሚ ስዒቡ ኢዩ ዕላዊ ተገይሩ።…

ኣብ ቀፀልቲ 5 ዓማውቲ ድልየት ፍሪያት ሽኮር ብፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀፀልቲ 5 ዓማውቲ ድልየት ፍሪያት ሽኮር ብፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ሙሉእ ብሙሉእ ንምትካእ ይስራሕ ከምዘሎ ግሩብ ኢንዱስትሪ ሽኮር ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኣብ ኢንዱስትሪ ሽኮር ኢትዮጵያ ሓላፊ ርክብ ህዝብን ክፍሊ ተሳትፎን ረታ ደመቀ፥ ቀረብ ሽኮር ውሽጢ…

ክብረ በዓል መዓልቲ ሰራሕተኛታት ሓደጋ ባርዕ ምኽኒያት ብምግባር ፅባሕ ዝዕፀዉ መስመራት ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፥ ክብረ በዓል መዓልቲ ሰራሕተኛታት ሓደጋ ባርዕ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ከባቢ መስቀል ኣደባባይ ንውሱናት ስዓታት ዕፁው ዝኾኑ መስመራት መገዲ ከምዝህልዉ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል ብብርኪ ዓለም ንመበል 24 ግዘ ብብርኪ ሃገር ድማ…

ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዋፅኡ ዓውዲታት ንክሳተፉ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዝተሳተፈትሉን ቤት ምኽሪ ንግድን ኢንዱስትሪ ኢዝላማባድ ዘዳለዎን ጉባኤ ቢዝነስ ተኻይዱ። ሚኒስቴር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ አረጋ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ኢንቨስትመንት ሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ንክዋፈሩ ዘኽእል…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ካብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝተውፃእፃኣ ደቂ ኣኒስቲዮ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ካብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝተውፃእፃኣ ደቂ ኣኒስቲዮ ዘቲየን። እቲ መድረኽ ዘተ፥  "ብልፅግና ለሴቶች፤ ሴቶች ለብልፅግና" ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተሳለጠ ኢዩ። እተን ካብ 11 ክፍላተ ከተማ ዝተውፃእፃኣ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሕድሳት ኣባይቲ ዓቕሚ ናይ ዘይብሎም ወገናት ኩሉ ንክሳተፍ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሕድሳት ኣብ ኣባይቲ ዓቕሚ ናይ ዘይብሎም ወገናት ኩሉ ንክሳተፍ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸወን ኣብ ከባቢ ኣዋሬ ናይ ዝነብሩ ዓቕሚ ዘይብሎም ወገናት መንበሪ ኣባይቲ ናይ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ጉዳይ ታክስ ጠሚተን ምስ ኣፍረይቲን ኣምፃእቲን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ከተማ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ጉዳይ ታክስ ጠሚተን ምስ ኣፍረይቲን ኣምፃእቲን ከምዝተዛተያ ኣፍሊጠን፡፡ ኣብ ዘተአን ድማ ዝተሰርሑን ለውጢ ምምፃእ ዝጀመሩ ምምሕያሻት ሪፎርም ኣገልግሎታትን ተጠናኺሮም ንኽቕፅሉ ኣብ…

ሰላምን ምዕባለን ንምዕዋት ዘኽእሉ ትካላት ፀፅታን ድሕነትን ተሃኒፆም ኢዮም – ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገብረሚካኤል

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሰላምን ድሕንነትን ብምርግጋፅ ዝተሓሰ ምዕባለ ንምዕዋት ዘኽእሉ ትካላት ፀፅታን ድሕነትን ከምዝተሃነፁ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረሚካኤል ገሊፆም። ጉዕዞ ዓወትን ለውጢን ሓሙሽተ ዓመት ላዕለዋይ መምርሒ…

ኣብ ፍራምረ፣ ደርሆ፣ ስጋ፣ ፃባ፣ ስርናይ፣ መዓር ዝረኣናዮ ምዕባለ ተስፋ ዝህብ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፍራምረ፣ ደርሆ፣ ስጋ፣ ፃባ፣ ስርናይ፣ መዓር ዝረኣናዮ ምዕባለ ተስፋ ዝህብ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ እቲ ምዕባለ ኣብ ገፀርን ከተማን ንክስፋሕፋሕ ኩሉ ሰብ…