Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ፕሬዚዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ቻይና ዑደት ስራሕ የሳልጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ቻይና ዑደት ስራሕ የሳልጡ ኣለዉ። እቶም ፕሬዚዳንት ትማሊ ናብ ቤጂንግ ዝኣተዉ እንትኾኑ፥ ኣብ ፃንሒቶም ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቻይና ሊ ችያንግ ኣብ ክልቲኣዊ ዛዕባታት እተን ሃገራት ከምዝዘተዩ ተገሊፁ።…

ህዝብታት ኣብ ጉዳይ ሃገሮም ሓሳብ ንክህቡ ይስራሕ ኣሎ- መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሸን ዘተ ካብ ፖለቲከኛታት ብተወሳኺ ህዝብታት ኣብ ጉዳይ ሃገሮም ሓሳብ ንክህቡ ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ዋና ኮሚሽነር መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር) ገሊፆም። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዞባታት ምብራቕን ምዕራብን ጉጂ፣ ምዕራብ ሸዋ፣ ሆሮ ጉዱሩ ወለጋን ምብራኽ…

ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምስ ተወከልቲ ባንኪ ዓለምን ሚኒስቴር ገንዘብን ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምስ ተወከልቲ ባንኪ ዓለምን ሚኒስቴር ገንዘብን ይዛተ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ጌታቸው ረዳ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሰመሪታ ሰዋስው ሓዊሱ ተወከት ባንኪ ዓለምን ሚኒስቴር ፋይናንስን፣ ኣባላት…

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ “kiln shell” ዝተብሃለ ሓዱሽ መሳርሒ ብምግጣም ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ “kiln shell” ዝተብሃለ ሓዱሽ መሳርሒ ብምግጣም ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ኣፍሊጡ። ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ እቲ ዘበናዊ መሳርሒ ብመስፍን…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ክረምታዊ መርሃ ግብሪ ወለንታዊያን ሕድሳት ኣባይቲ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ክረምታዊ መርሃ ግብሪ ወለንታዊያን ሕድሳት ኣባይቲ ኣጀሚረን። እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ከፍለ ከተማ ልደታ ወረዳ 1 በልሙድ “ቆርቆሮ ሰፈር” ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ኢዩ ተጀሚሩ። ኣብቲ ከባቢ ዘሎ መንበሪ…

ብናዕቢን ትርምስን ፖለቲካዊ ድሌት ንምዕዋት ዝግበር ፈተነ ግመ ከም ምዕዃት ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብናዕቢን ትርምስን ፖለቲካዊ ድሌት ንምዕዋት ዝግበር ፈተነ ግመ ከም ምዕዃት ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣመልኪቱ ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ኣውፂኡ። ኣብ መግለፂኡ ድማ ካብ ሕዚ ንደሓር…

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ዳዊት ፍሬው ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ዳዊት ፍሬው ተፈፂሙ። ኣብ ጣሊያን  ከተማ ሮም ብሃንደበት ህይወቱ ዝሓለፈ ተፃዋታይ መሳርሒ ሙዚቃ ክላርኔት ኣርቲስት ዳዊት÷ ስነ-ስርዓት ቀብሩ ሎሚ ኣብ መንበረ ፀባኦት ቅድስት ስላሴ ካቴድራል ቤተ ክርስቲያን ተፈፂሙ።…

ዝማዕበለ ስርዓት ሓበሬታ ኣብ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገራት ዘሎ ክፍተት ንምምላእ ዕዙዝ ግደ ኣለዎ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዝማዕበለ ስርዓት ሓበሬታ ኣብ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገራት ዘሎ ክፍተት ንምምላእ ዕዙዝ ግደ ከምዝህልዎ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ማዕቢሉ ኣብ…

መዓልቲ ምክልኻል ሓደጋ ባርዕ ሓዊን ሃንደበታዊ ሓደጋን ኣብ ኢትዮጵያ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ምክልኻል ሓደጋ ባርዕ ሓዊን ሃንደበታዊ ሓደጋን ብደረጃ ዓለም ንመበል 24 ግዘ ብኢትዮጵያ ድማ ን2ይ ግዘ ተኸቢሩ። ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ እቲ መዓልቲ ኣመልኪተን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን።…

ኣብ መረፃ ፕሬዚዳንታዊን ፓርላማን ቱርኪ ድምፂ ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መረፃ ፕሬዚዳንታዊን ፓርላማን ቱርኪ ድምፂ ምሃብ ተጀሚሩ። ልዕሊ 64 ነጥቢ 1ሚሊየን ቱርካውያን፥ ንዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓማውቲ ከገልግሉኒ እዮም ዝበሉዎም ፕሬዚዳንትን ኣባላት የፓርላማን ንምምራፅ ተመዝጊቦም። በዚ ድማ ብሚሊየናት ዝቑፀሩ መረፅቲ…