Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ከምዝተጀመረ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ገሊፁ። መበል 52 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ብራኸ ዝላ ደቂ ኣኒስቲዮ፣ መዛዘሚ ብራኸ ዝላ ደቂ ተባዕቲዮ ከምኡወን ብ800 ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮን ደቂ ኣኒስቲዮን…

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መዓልታዊ 25 ሽሕ ኩንታል ምፍራይ ኣብዚ ሰሙን ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ካብ ዘለናዮ ሰሙን ኣትሒዙ መዓልታዊ ገሊፁ። እቲ ፋብሪካ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ዝነበረ ኲናት ብሙሉእ ዓቕሙ ከፍርየሉ ዝኽእለሉ ኩነታት ተዓናቒፉ…

ኣባላት ልኡኽ ፓርላማ ደቡብ ኣፍሪካ ልውውጥ ልምዲ ንምክያድ ናብ ኢትዮጵያ መፂኦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ልኡኽ ፓርላማ ደቡብ ኣፍሪካ ልውውጥ ልምዲ ንምክያድ ናብ ኢትዮጵያ መፂኦም። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተፀዋዒ መንግስቲ ሚኒስትር ዴኤታ ምህረቱ ሻንቆ (ረ/ፕ)፥ ነቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምኻድ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።…

ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ትግራይ ንዝርከባ ትካላት ጥዕና ዝኸውን ደገፍ ናውቲታት ጥዕና ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከባ ትካላት ጥዕና ዝኸውን ደገፍ ናውቲታት ጥዕናን መድሓኒትን ኣረኪቡ። ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ እቲ ሚኒስቴር ኣብ ትግራይ ብምኽኒያት ዝነበረ ኲናት ኣብቲ ክልል ዝርከባ ትካላት ጥዕና ዝኸፍአ ዕንወት ከምዘጋጠመን…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንግዲ ኣሜሪካ መስ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንግዲ ኣሜሪካ መስ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍጹም አሰፋ (ዶ/ር) ዘቲዮም። እቲ ዘተ ብቐንዱ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ምቹእነት ንግዲን ኢንቨስትመንትን ጠመተ ዝገበረ ከምዘኾነ ተገሊፁ። ኢትዮጵያ…

ስርዓተ ቀብሪ ኣርቲስት ሂሩት በቀለ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓተ ቀብሪ ኣርቲስት ሂሩት በቀለ ተፈፂሙ። እታ ኣርቲስት ምስ ባንድታት ዳህላክ፣ ዳሽንን ዋልያን ብዙሓት ስራሕቲ ዝሰርሐት ኢያ። ንኣስታት 35 ዓመታት ኣብ ክፍቲ ቲኣትር ፖሊስ ሰራዊት ከምዘገልገለት ድማ ኣብቲ ስነሰርዓት ተገሊፁ። ኣብ…

መርዘን ርእሲ ብምንታይ ይፍወስ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርዘን ሓደ ካብቶም ልዕሊ 200 ሕማማት ርእሲ ኮይኑ እቲ ቀንዲ ጠንቂ ሕማም ጥዕና ህዝቢ ከም ዝኾነ ይግለፅ። ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ ዓለም ካብ 14–15 ሚእታዊት ዝርገሐ መርዘን ከም ዘሎ መርበብ ሓበሬታ ሃገራዊ ቤተ መፃሕፍቲ ሕክምና ከምዘመላኽት ኣብ…

ኣብ ሶማሊያ ዝተዋፈረ ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ኢትዮጵያ ግብኡ ብብቕዓት ይፍፅም ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሊያ ዝተዋፈረ  ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ኢትዮጵያ ግብኡ ብብቕዓትን ብጅግንነትን ይፍፅም ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ሙክታር መሓመድ ዋሬ፣ ወታደራዊ ኣታሼ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ሜጄር ጄኔራል ኣማረ ገብሩን ላዕለዎት…

መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ሂሩት በቀለ ኣብ ሃገር ፍቅር ቲኣትር ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ሂሩት በቀለ ኣብ ሃገር ፍቅር ቲኣትር ተሳሊጡ። እታ ኣርቲስት ምስ ባንድታት ዳህላክ፣ ዳሽንን ዋልያን ብዙሓት ስራሕቲ ከምዝሰርሐት ተገሊፁ። ንኣስታት 35 ዓመታት ኣብ ክፍቲ ቲኣትር ፖሊስ ሰራዊት…

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ኦሮሚያ  ልዕሊ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ናውቲታት ትምህርቲ ንትግራይ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትምህርቲ ክልል ኦሮሚያ 5 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ናውቲታት ትምህርቲ ንትግራይ  ሂቡ። እቲ ደገፍ፥ 61 ኮምፒተራት፣ 100 ሺሕ ጥራዝ፣ 10 ሺሕ ቢሮን ካልኦት ናውቲታትን ዘካተተ ኢዩ። ብድምር ናይ 5 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር…