Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ልኡዃት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ  ኣኼባ ፕሮጀክት “ላፕሴት” ንምስታፍ ናብ ጁባ ኣቕኒዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡዃት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ  ኣኼባ ፕሮጀክት “ላፕሴት” ንምስታፍ ናብ ጁባ ኣቕኒዖም። እቶም ኣባላት ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጁባ እንትበፅሑ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል ማሃዲ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።…

መድረኽ ዕዳጋ ሰነደ መዋእለ ነዋይ ኢትዮጵያ ብዕሊ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዕዳጋ ሰነደ መዋእለ ነዋይ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዕሊ ተኸፊቱ። ኣብቲ መድረኽ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ሓለፍቲ ትካላት ባንኪታትን ኢንሹራንስን፣ ኣባላት ቦርድ ተሳቲፎም። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ሆልዲንግስ…

ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ትሕብብር ኮሪያን ስምምዕነት ደገፍ 10 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም

ኣዲስ ኣበበ ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ትሕብብር ኮሪያን(ኮይካ) ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 10 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰውን ሓላፊ ኮይካ ኣብ ኢትዮጵያ ሊ ቢዩንግህዋ ክታሞም ኣንቢረሙሉ።…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ቆንስል ክብሪ ቤላሩስ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ቆንስል ክብሪ ቤላሩስ ኣብ ኢትዮጵያ ዲሚትሪ ሉካሼንኮን ዘቲዮም። እቶም ቆንስል ክብሪ፥ ኢትዮጵያንን ኢትዮጵያውያንን ኣብ ምብራቕ ኣውሮፓ ብምውካል ንዘርኣይዎ ቁርፀኝነት…

ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ሰደድ ወፃኢ ልዕሊ 2 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ 2015 ዓ.ም ካብ ንግዲ ሰደድ ወፃኢ ልዕሊ 2 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገሊፁ። እቲ ኣታዊ ዝተፈላለዩ ፍሪያታት ብምልኣኽ ዝተረኸበ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ንግዲ ዝለምዐ…

“ቪኦን.ቴሌኮም” ኣብ ኢትዮጵያ ንክሰርሕ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“ቪኦን.ቴሌኮም” ኔዘርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ንክሰርሕ ፃውዒት ቀሪቡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ “ቪኦን.ቴሌኮም” ግሩፕ ማቲው ጋልቫኒ ዘቲዮም። ቪ ኦን ቴሌኮም ዘለዎ ለምዲ ብምንኣድ፥ እቲ…

ኣመራርሓ፣ ኣርታዕቲን ካልኦት ሞያዊያንን ሚዲያ ኣብ ኤግዚብሽን ግብርና ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ፣ ኣርታዕቲን ካልኦት ሞያዊያንን ሚዲያ ኣብ ኤግዚብሽን ግብርና ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ዑደት ሚኒስትር ግብርና ግርማ አመንቲን (ዶ/ር) ሓዊሱ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)ን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ ስራሕ…

ሃንጋሪ ካብ ሕብረት ኣውሮፓ ንዩክሬን ክተሓላለፍ ዝነበረ ኣፅዋር ኲናት ምእጋዳ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃንጋሪ ካብ ሕብረት ኣውሮፓ ንዩክሬን ክተሓላለፍ ዝነበረ 544 ሚሊየን ዶላር ዝግመት ኣፅዋር ኲናት ምእጋዳ ተገሊፁ። “እቲ ኣፅዋር ዩክሬን ንምዕጣቕ ጥራሕ ዝውዕል እንተኾይኑ ብግዝኣተይ ኣይሓልፍን” ነዚ ውሕስና ይወሃበኒ ክትብል ምሕታታ ኣር ቲ…

ሕገ መንግስቲ ፌዴሪኢ “ይመሓየሽ”፤ “ኣይመሓየሽ” ኣብ ዝብሉ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሕገ መንግስቲ ፌዴሪኢ ይመሓየሽን ክመሓየሽ ኣይብሉን” ኣብ ዝብሉ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ። እቲ መድረኽ ዘተ ኢንስቲትዩት መፅናዕቲ ፖሊሲ ኢትዮጵያ ዘሰናድኦ እንትኸውን፥ “እቲ ሕገ መንግስቲ ድሕሪ 30 ዓመታት ክመሓየሽ ይግባእ ዲዩ?…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ኤግዚብሽን ኤክስፖን ኮንስትራክሽን እቲ ዓውዲ ንምምዕባል ከምዝሕግዝ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ኤግዚብሽን ኤክስፖን ኮንስትራክሽን እቲ ዓውዲ ንምምዕባል ከምዝሕግዝ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን። ኤግዚብሽን ኤክስፖን ኮንስትራክሽን ጠሚተን እተን ሚኒስትር ኣብ ዝሃብኡ መብርሂ፥ እቲ…