Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

መበል 19 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር 29፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ መበል 19 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ከምዘተኣናግድ ዕላዊ ኮይኑ። መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ኣብ ክልል ሶማሌ ተኸቢሩ። እቲ በዓል “ብዙህነትናን ማዕርነትናን ንሃገራዊ ሓድነት” ብዘብል መሪሕ…

ብዙሕነት ኣብ መትከል ማዕርነት ናይ ዝተሰረተ ማንነት መርኣያ ኢዩ-ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሕነት ብፍፁም ዓብላልነት ሓሳብ ዝተደረኸ እንተይኮነስ ኣብ መትከል ማዕርነት ናይ ዝተሰረተ ማንነት መርኣያ ኢዩ ከብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። “ብዙሕነትን ማዕርነትን ንሃገራዊ ሓድነት” በዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ናብ ጂቡቲ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ናብ ጂቡቲ ኣምሪሖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ጂቡቲ እንትበፅሑ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ በርሃኑ ፀጋየን ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁን(ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ኣብታ ሃገር ኣብ…

ፓርቲ ብልፅግና መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ሀዝብታት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ ዘበን ዝተኸበረ መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ሀዝብታት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። እቲ በዓል ““ብዙህነትን ማዕርነትን ንሃገራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ተኸቢሩ።…

ብሕብረት ዝጠንከረት፣ ብብዙህነት ዝወቀበት ህብረ ብሄራዊት ሃገር-ኢትዮጵያ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ዘበን ዝኽበር ዘሎ መዓልቲ ብር ብሄረሰባት ህዝብታት “ብዙህነትን ማዕርነትን ንሃገራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ሃገር ተኸቢሩ። እቲ ኣገልግሎት፥ ንመላእ ኢትዮጵያዊያን ናይ አንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። ኢትዮጵያ ብዙሕ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ጅግጅጋ ኣትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ክልል ሶማሌ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ንምስታፍ ናብ ጅግጅጋ ኣትየን። እተን ፕሬዚዳነት ጅግጅጋ እንትበፅሓ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ  ሙስጠፌ ሙሐመድ፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ…

መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ንምኽባር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፣ ምክትል ፕሬዚዳንት ውድብ ብልፅግና ኣደም ፋራህ፣ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ካልኦት ኣጋይሽን ኣብ…

ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ዓለም ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ገንዘብ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣና ቢጀርድን ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣብ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ  ቪክቶሪያ ክዋክዋን ዘተ ኣሳሊጡ። እቲ ዘተ ኣብ ማክሮ ኢኮኖሚን ጉዳያት ልምዓትን ኢትዮጵያ ጠመተ ዝገበረ ከምዝነበረ…

ኣብ ቢሸፍቱ ዝህነፅ ዘሎ መሰልጠኒ ማእኸል ባሕረኛታት መሰራታዊ ሓይሊ ባሕሪ ብዝተትሓዘሉ ትልሚ ክዛዘም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቢሸፍቱ ዝህነፅ ዘሎ መሰልጠኒ ማእኸል ባሕረኛታት መሰራታዊ ሓይሊ ባሕሪ ብዝተትሓዘሉ ትልሚ ክዛዘም ኢዩ ተባሂሉ። ሓላፊ ዋና መምርሒ መሃንዲስ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሌተናል ጄኔራል ደስታ ኣብቼ፥ እቲ ህንፀት ብዝተቐላጠፈ መገዲ ይሳለጥ ኣሎ…

ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዝተጣየሸሉ መበል 88 ዓመት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዝተጣየሸሉ መበል 88 ዓመት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል፥ “ብመስዋእትነት ሃገር ዘፅንዐ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ምስቲ ምስረታ ብምዝማድ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣካላት…