Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ኤክስፖ ኢኖሼሽን ኣቪዬሽን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤክስፖ ኢኖሼሽን ኣቪዬሽን ኣብ ኢትዮጵያ ተኸፊቱ። እቲ ኤክስፖ፥ "ምህዞ፣ ንምርምር ኣቪዬሽን" ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ እንትኸውን ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ኢዩ ተኸፊቱ ተባሂሉ። ውፅኢታት፣ ፍሪያትን ኣገልግሎትን ምህዞ ኣቪዬሽን ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን…

ዘላቒ ሰላም ንክነግስ ግደና ንፈፅም-መራሕቲ ሃይማኖት

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ዘላቒ ሰላም ንክነግስ ግደና ንፈፅም ክብሉ መራሕቲ ሃይማኖት ገሊፆም። ኮማንድ ፖስት ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ደቡብ ወሎ ምምሕዳር ከተማ ደሴ ምስ ኣቦታት ሃይማኖት ከተማ ደሴ ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ጠመተ ዝገበረ ዘተ ኣካይዱ። እቶም…

ኣካዳሚ ምርምር ኣመራርሓ ኣፍሪካ ንዲፕሎማታት መብርሂ ይህብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕላማን ተግባርን ኣካዳሚ ምርምር ኣመራርሓ ኣፍሪካ ብዝምልከት መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝኾኑ ዲፕሎማታት መብርሂ ይወሃብ ኣሎ። ርእሰ ኣካዳሚ እቲ ማእኸል ዛዲግ ኣብርሃ፥ እቲ ኣካዳሚ ንኣፍሪካዊያን ስልጠናታት ህንፀት ዓቕሚ ዝህብ ኢዩ ኢሎም።…

ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ምስ ፕሬዚዳንት ዜለንስኪ ኣብ ዋሺንግተን ክዛተዩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ምስ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዜለንስኪ ኣብ ዋሺንግተን ክዛተዩ ኢዮም ተባሂሉ። ፕሬዚዳንት ዜለንስኪ ፅባሕ ኣብ ዋይት ሃውስ ኣብ ዝገብርዎ ዑደት ስራሕ፥ ኣብ ዩክሬን ዝግበር ሓገዝ ዝጠመተ ዘተ ምስ ፕሬዚዳንት ጆ…

ባንኪ ኣንበሳ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ዘጋጠመ ድርቂ ስዒቡ ብመንግስቲ ንዝቐረበ ፃውዒት ብምቕባል 25 ሚልየን ብር ኣወፊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ባንኪ ኣንበሳ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ትግራይ ዘጋጠመ ደርቂ ስዒቡ ብግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንዝቐረበ ፃውዒት ብምቕባል 25 ሚልየን ብር ሎሚ መዓልቲ ኣወፊዩ። እቲ ባንኪ ሎሚ ኣብ ሆቴል ፕላኔት ዝነበረ ስነ ስርዓት፥ 25 ሚልየን…

ውድብ ጥዕና ዓለም ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ጋዛ ብህፁፅ ንክኣቲ ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ጋዛ ብህፁፅ ንክኣቲ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝወሰኖ ኣዝዩ ኣድላዪ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ጋዛ ንክኣቲን ኣብቲ ከባቢ ንኣዋርሕ ዝፀንሐ ኲናት ደው ክብልን ከምዝድግፍ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ።…

ሙላቱ ለማ (ፕ/ር) ዝበለፁ ፕሮፌሰር እዚ ዓመት ብምዃን ተሓሪዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ግዛት ሳቫና  ዩንቨርስቲ ጆርጂያ መምህር ሒሳብ ዝኾኑ ሙላቱ ለማ (ፕ/ር) ዝበለፁ ፕሮፌሰር ዓመተ 2023 ብምዃን ተሓሪዮም። ሙላቱ ለማ (ፕ/ር) ብዓለም ለኸ ማሕበር ሰብ ሙያ እቲ ዓውዲ ከምዝተሓረዩ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣፍሊጡ። እቲ ማሕበር፥…

ብድሙቕ ስነ ስርዓት ዝተኸበረ መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት በዓል ብሰላም ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ብድሙቕ ስነ ስርዓት ዝተኸበረ መዓል ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት በዓል ብሰላም ከምዝተዛዘመ ከንቲባ ከተማ ጅግጅጋ ኣይተ ዚያድ ኣብዲ ገሊፆም። ኣብቲ በዓል ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ…

ኣብ ኢትዮጵያ ኣፈላላይ ሓሳብ ፅልኢ ዘይምዃኑ እናሻዕ ምሕሳብ ኣገዳሲ ኢዩ- ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣፈላላይ ሓሳብ ፅልኢ ዘይምዃኑ እናሻዕ ምሕሳብ ኣገዳሲ ኢዩ ክብላ  ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳነት ኣብ ክልል ሶማሌ ኣብ ዝተኸበረ መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት በዓል ተረኺበን ኣብ…

መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ሓደ ምስ ካሊእ ብምቅርራብ ሓድነቱ ንከጠናኽር ልዑል ግደ ኣለዎ-ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ሓደ ምስ ካሊእ ብምቅርራብ ሓድነቱ ንከጠናኽር ልዑል ግደ ኣለዎ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ኢትዮጵያዊያን ብብዙሕ መገዲ ዝተዛመድና…