Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

መበል ራብዓይ ሰለስቲኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ሰለስቲኣዊ ድርድር ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/…

ሰሜን ኮሪያ ኣህጉር ዝሳገር ባለስቲክ ሚሳኤል ኣወንጪፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ኣህጉር ዝሳገር ባለስቲክ ሚሳኤል ኣወንጪፋ። ፒዮንግያንግ ነቲ ምሳኤል ዘወንጨፈቶ ደቡብ ኮሪያን ኣሜሪካን ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ሰሜን ኮሪያ ዝመፅእ መጥቃዕቲ ኒውክሌር ምክልኻል ኣብ ዘኽእል ኩነታት ምዝታየን ስዒቡ ኢዩ ተባሂሉ።…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣረግቶት መኻይን ክእገዳ ኢየን ብዝብል ዝውዛዕ ስኑዕ ሓበሬታ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣረግቶት መኻይን ክእገዳ ኢየን ብዝብል ዝውዛዕ ስኑዕ ሓበሬታ ከምዝኾነ በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ዋና ኣካያዲ ስራሕ እቲ በዓል መዚ ኣይተ ዲዳ ድሪባ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምድብ ኣየር ሰብ ኣልቦ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ሰራዊትን ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምድብ ኣየር ሰብ ኣልቦ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ መሪቖም ከፊቶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ደሕሪ ሰዓት ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንመጀመሪያ ግዘ ዘሰልጠኖም…

ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016 ዓ.ም 117 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ንምእካብ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016 ዓ.ም 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብመስኖ ብምልማዕ 117 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ንምእካብ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ሚኒስትር ግብርና ግርማ አመንቴ (ዶ/ር)፥ ሉእላውነት ምግቢ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ዓውዲ ገብርና መስ ዝድግፉ…

ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ብዝተፈላለዩ ሙያታት ዘምሃሮም ልዕሊ 1800 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ብዝተፈላለዩ ሙያታት ዘምሃሮም ልዕሊ 1 ሺሕን 839 ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። እቲ ተመረቕቲ ብቐዳማይን ካልኣይን ድግሪ ትምህርቶም ዝተኸታተሉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምረቓ፥ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ…

ባንኪ ወጋገን ኣብ ትግራይ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዝውዕል 40 ሚልየን ብር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ወጋገን ኣብ ክልል ትግራይ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዝውዕል 40 ሚልየን ብርን 100 ኩንታል ሓገዝ እኽሊን ገይሩ። እቲ ደገፍ ገንዘብን እኽሊን፥ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብመሰረት ዝገበሮ ፃውዒት ብምቕባል ዝተውሃበ ምላሽ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ካቢኔ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። እቲ ካቢኔ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼብኡ ምምሕዳር ልምዓት መሬት፣ ኣወሃህባ ኣገልግሎት፣ ሓይሊ ሰብን ናይ ኣሰራርሓ ዓምዩቕ ሪፎርም መተግበሪ ረቂቕ ደንቢ ብምዝታይ…

ምርኢት ኣየር ፀሊም ኣንበሳ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ሰራዊት ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ምርኢት ኣየር ፀሊም ኣንበሳ ይካየድ ኣሎ። ሎሚ ኣብ ዝካየድ ስነ ስርዓት መዕፀዊ በዓል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኤሚሬትስ ሕብረት ዓረብን ሓይሊ…

ስነ ስርዓት መዕፀዊ በዓል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሎሚ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መዛዘሚ ስነ ሰርዓት ብዝተፈላለዩ ምድላዋት እናተሳለጠ ዝቐነየ መበል 88 ዓመት በዓል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሎሚ ይካየድ ኣሎ። እቲ በዓል፥ “ብመስዋእትነት ሃገር ዘፅንዐ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ 20 ሕዳር 2016…