ኢትዮጵያ ሓበራዊ ረብሓ ኣብ ዝሕሉ መፍትሒ ንምብፃሕ ብቖራፅነት ክትቅፅል ኢያ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብሰላማዊ መገዲን ብፍትሓዊ ድርድርን ሓበራዊ ረብሓ ኣብ ዘሕሉ መፍትሒ ሓሳብ ንምብፃሕ ዘለዋ ቖራፅነት ሒዛ ከምትቕፅል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ÷ ኣብ ጉዳይ ራብዓይ ዙር ሰለስተኣዊ ድርድር ዓብዪ ግድብ ህዳሰ…