Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ጣቢያ ባቡር ሰበታ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበገሲ ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ዝኾነ ጣቢያ ባቡር ሰበታ ስራሕ ጀሚሩ። ሚኒስትር ዴኤታ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዴንጌ ቦሩ፣ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ዶክተር ኣብዲ ዘነበን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ብሄራዊ ፓርክ ጨበራ ጩርጩራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ፓርክ ጨበራ ጩርጩራ ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ህዝብታት ኣብ መንጎ ዞባ ኮንታን ዳውሮን ዘርከብን ዓምዩቕ ሃፍቲ ተፈጥሮ ዝወነነን ኢዩ። እቲ ፓርክ ኣብ 1997 ዓ.ም ብሕቶን ተሳትፎን ህዝብን ምምሕዳርን ኮንታን ዳውሮን ብብርኪ…

ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘኽእሉ ስራሕቲ መስራሕ ይግበአና-ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ጂቡቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዘሎ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘኽእሉ ስራሕቲ መስራሕ ይግበአና ከብሉ ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ጂቡቲ ድልኤታ መሓመድ ድልኤታ ተዛሪቦም። ሎሚ ኣብ ዝተሳለጠ መበል ሻድሻይ ስሩዕ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…

ኩባንያታት ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያታት ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ደሴ ዳልኬ ኣብታ ሃገር ኣብ ዝተሳለጠ መድረኽ ምትሕብባር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኮሪያ ኣፍሪካ ተሳቲፎም። ኣምባሳደር…

ጠንቂን ምልክታትን ልዑል መጠን ኮሌስትሮል

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌስትሮል ኣብ ደም እንትኸውን፥ መጠን ኮሌስትሮል ኣብ ደም እናወሰኸ ምስ ዝኸይድ ኣብ ጥዕና ዘሎ ሓደጋ እውን ብኡ መጠን እናወሰኸ’ዩ ዝኸይድ። ውድብ ጥዕና ዓለም ልዑል መጠን ኮሌስትሮል ንሓደጋታት ሕማም ልብን ወቅዒን ከም ዘቃልዕ ይገልፅ። እዚ…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ልዕሊ 5 ሺሕ ዕጡቓት ናብ ማእኸላት ከምዝኣተዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)5 ሺሕን 216 ዕጡቓት ሰላም ብምምራፅ ናብ ማእኸላት ከምዝኣተዉ ቢሮ ኮሙኒኬሽን ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ፡፡ ሓላፊ እቲ ቢሮ መንገሻ ፈንታው (ዶ/ር) ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ክብ ህዝቢ ዝተለዓለ ሕቶ መሰረት ብምግባር…

ዓለም ለኸ ተሞክሮታት ምስ ጭቡጥ ኩነታት ከተማታትና ኣጠዓዒምና ክንሰርሕ ኢና – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ተሞክሮታት ምስ ጭቡጥ ኩነታት ብምጥዕዓም ኣዲስ ኣበባ ንነበርታ ምችውቲን ዓለም ለኸ ተወዳዳሪት ንምግባርን ብዝለዓለ ትግሃት ምግልጋልና ክንቀፅል ኢና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ብከንቲባ ኣዳነች…

መንግስቲ ኣብ ኢትዮጵያ ንዘጋጠሙ ሓደጋታት ተፈጥሮ 11 ቢሊየን ብር ሰሊዑ ይሰርሕ ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ኢትዮጵያ ንዘጋጠሙ ሓደጋታት ተፈጥሮ 11 ቢሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ስራሕቲ ሓገዝ እናሰርሐ ምዃኑ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም (ዶ/ር) ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

ውዕሊ ስምምዕነት 5 ነጥቢ 13 ቢሊየን ብር ፕሮጀክት ህንፀት ተፈረመ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር  መስኖን ቆላማ ከባቢ ምስ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ኩባንያ ሃንሶል ፔፐር ደቡብ ኮሪያ ብ5 ነጥቢ 13 ቢሊየን ብር ልምዓት መስኖ ከርሰ ምድሪ ኣደኣ በቾን ፕሮጀክት ህንፀፅ ገፀር ልምዓትን ውዕሊ ስምምዕነት ተፈራሪሞም፡፡ እቲ ፕሮጀክት ኣብ…

ኢትዮጵያ ወናንነት በሪ ባሕሪ ንምርግጋፅ ዘኽእሉ ኣማራፂታት ኣለዉዋ – ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ታሕስስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ኮሚቴታት ዝተውፃእፅኡ ኣመራርሓታት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምስ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ህብረት ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያን ዞባዊ ጉዳያትን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ጉዳያት ፀፅታን…