Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ዳያስፖራ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝገብሮ ተሳትፎ ንኸዕቢ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳያስፖራ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝተፈጠሩ ዕድላት ክጥቀምን ተሳትፎኡ ከጠናኽርን ከምዝግባእ ተሓቲቱ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ኣብ ስዊዘርላንድ ምስ ዝነብሩ ኣባላት ዳያስፖራ ኣብ ጄኔቭ ብዝገበሩዎ ዘተ÷ ዳያስፖራ…

ዓለምለኸ መድረኽ መፅናዕቲ ቋንቋታት ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ታሽዓይ ዓለምለኸ መድረኽ መፅናዕቲ ቋንቋታት ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ መቐለ ብዕሊ ተጀሚሩ። እቲ ዓለምለኸ መድረኽ ብኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይ ዝተዳለወ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሚኒኬሽን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ…

ብከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ምክትል ኣካቢ ኮንግረስ ግዝኣት ሱቿን ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ምክትል ኣካቢ ኮንግረስ ግዝኣት ሱቿን ዙ ሹንዚው ተዛቲዩ። ከንቲባ ኣዳነች ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ÷ ዋና ከተማ ግዝኣት ሱቿን ዝኾነት ከተማ ቼንዱ ፅንሰ ሓሳብን ስርዓት ህንፀት…

ካብ ሕጋዊ መስራሕቶም ወፃእ እናሰርሑ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ሕጋዊ ክኾኑ ዝኽእሉሉ ኩነታ ንኽመቻቾ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባህሬን ካብ ሕጋዊ መስራሕቶም ወፃእ እናሰርሑ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ሕጋዊ ክኾኑ ዝኽእሉሉ ኩነታ ንኽመቻቸወሎም ተሓቲቱ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ባህሬን ሽፈራው ገነቲ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ በዓል መዚ ተቖፃፃሪ ሰራሕተኛታት ባህሬን ኒብራስ…

ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃማት ዘቲዮም። እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ ሙሳ ፋኪ መሃማት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተገበረ ዘተ ኣብ ሓበራዊ…

ማልት ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ምገባ ተምሃሮ ንምክያድ ቅድመ ምድላው ምውጋኑ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ምገባ ተምሃሮ ንምክያድ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ምውጋኑ ማሕበር ልምዓት ትግራይ(ማልት) ኣፍሊጡ። እቲ ማሕበር ምስ ኣካላት መከፋፈልቲ ቢራ ንመፈፀሚ ፕሮጀክታት ምገባ ተምሃሮን ህንፀት ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርትን…

መቀነባበሪ ፍሪያታት ሕርሻ ሩሲያ ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ብምእታው ከፍሪ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መቀነባበሪ ፍሪያታት ሕርሻ ሩሲያ ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ብምእታው ከፍሪ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቶም ፓርክታት ኢንቨስት ንምግባር ዝወሰነ እቲ ኩባኒያ ኣግሮ ግሩፕ ኢንቨስት፥ ለዕሊ 10 ቢሊየን ሩፕል ካፒታል ኢንቨስትመንት ከምዘመዝገበ ተገሊፁ።…

ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ተምሃሮ ይቕበል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ብመንግስቲ ዝተመደቡ ተምሃሮ 2016 ዓ.ምን ብውልቆም ከፊሎም ምምሃር ዝኽእሉ ተምሃሮን ይቕበል ኣሎ። እቲ ዩንቨርስቲ ናይ ሎሚ ዘበን ተምሃሮ “ፍሬሸር ዊክ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ሓደሽቲ ተምሃሮ ዝቕበል ዘሎ። ሎሚ…

ፈንድ ደገፍ ህፁፅ እዋን ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ደገፍ ንዝደሊዩ ዜጋታት 23 ሚሊየን ዶላር መዲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈንድ ደገፍ ህፁፅ እዋን ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኤንሲኢአርኤፍ) ኣብ ኢትዮጵያ ደገፍ ንዝደሊዩ ዜጋታት 23 ሚሊየን ዶላር መዲቡ። ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋን መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ሓደጋታት ዝተጠቕዑ ከባቢታት ዘሎ…

ብዛዕባ ፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እናተተግበረ ዝርከብ እንትትኸውን፥ ኢትዮጵያ ኣብ ምፍላጥን መዋእለ ንዋይ ሃገር ክብ ክብል ኣብ ምግባርን ልዑል ግደ ዘለዎ ኢዩ። እቲ ፕሮጀክት ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)…