Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ባንኪ ኢንተርናሽናል ንብ ኣብ ሃዋሳ ዘህነፆ በዓል 12ን 14ን ደብሪ ህንፃ የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኢንተርናሽናል ንብ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዘህነፆ በዓል 12ን 14ን ደብሪ ህንፃ የመርቕ ኣሎ። እቲ ባንኪ ሸሞንተ ቅርንጫፋትን ቤት ፅሕፈት ዲስትሪክትን ኣብታ ከተማ ብምኽፋት ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ይህብ ከምዘሎ ተገሊፁ። ባንኪ ኢንተርናሽናል…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዝተሳለጡ ስራሕቲ ምኽባር ሕጊን ዳግመ ውዳበ ኣመራርሓን እቲ ክልል ናብ ጭቡጥ ምንቅስቓስ ልምዓት ንኽእቶ ኣኽኢሉ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዝተሳለጡ ስራሕቲ ምኽባር ሕጊን ዳግመ ውዳበ ኣመራርሓን እቲ ክልል ናብ ጭቡጥ ምንቅስቓስ ልምዓት ንኽእቶ ከምዘኽአለ ተገሊፁ። እዚ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፈፃፅማ ስራሕ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ብምግምጋም ኣንፈት ኣቐሚጡ፡፡…

ፖሊስ ብዘካየዶ ናይ ሓሙሽተ መዓልቲ ዝተዋደደ ኦፕሬሽን ብዙሓት ተጠርጠርተ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባን ኣብ ኩለን ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ብዘካየዱዎ ናይ ሓሙሽተ መዓልቲታት ዝተዋደደ  ልዕሊ ሓደ ሺሕ ተጠርጠርቲ ምስ ዝተፈላለዩ ብዙሓት ኤግዚቢታት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዐሉ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዋና ቤት…

ፊፋ ናይ 2 ነጥቢ 79 ቢሊየን ዶላር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበር ኩዕሾ እግሪ (ፊፋ) ንኣባል ሃገራቱ ንልምዓት ኩዕሾ እግሪ ዝውዕል 2 ነጥቢ 79 ቢሊየን ዶላር ሓገዝ ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቲ ሓገዝ ኣብ ኮንፌዴሬሽናት ሽዱሽቲአን ኣህጉራት ዝርከባ ልዕሊ 1 ሺሕን 600 ፕሮጀክታት ተረባሕቲ ክኾና…

ሊዊስ ሱዋሬዝ ናብ ኢንተር ሚያሚ ንምፅምባር ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኡራጓዊው ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ሉዊስ ሱዋሬዝ ኣብ ናይ ጥሪ ዝውውር ናብ ኣሜሪካዊት ጋንታ ኢንተር ሚያሚ ንምፅምባር ከምዝተስማዕመዐ ተገሊፁ፡፡ ሱዋሬዝ ብሓደ ዓመት ውዕሊ ኮንትራት ናብ ሜጀር ሊግ ሶከር ንምምራሕ ብቃል ደረጃ ኣብ ስምምዕነት…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኮይሻ 62 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኮይሻ 62 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ ገምጋም ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኮይሻ ኣካይዶም። በዚ ድማ “ካብ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ…

ናይ ሃውቲ ዓመፅቲ ኣብ መራኽብ ንግዲ ዝፍፅሙዎ መጥቃዕቲ ጠጠው ንኸብሉ ድሕንነት ቀይሕ ባሕሪ ንምሕላው ዝተጣየሸ ጥምረት ፀዊዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሃውቲ ዓመፅቲ ኣብ መራኽብ ንግዲ ዝፍፅሙዎ መጥቃዕቲ ጠጠው ንኸብሉ ድሕንነት ቀይሕ ባሕሪ ንምሕላው ዝተጣየሸ ወታደራዊ ጥምረት ፀዊዑ። ኣመፅቲ ሃውቲ ኣብ ኲናት እስራኤል - ሃማስ ንፍልስጤማውያን ሓገዞም ንምርኣይ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝንቀሳቐሳ ናይ…

ፓርቲ ብልፅግና ‘ከዕዳ ወደ ምንዳ’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ኣባላት ስልጠና ይህብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢሲ)ፓርቲ ብልፅግና ንላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሕኡ ‘ከዕዳ ወደ ምንዳ’ ብዝብል ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናሃቦ ዝፀንሐ ስልጠና ብብርኪ ኣባላት ከምዝቐፀለ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ስልጠና÷ ዓቕሚ መንግስታዊ መሪሕነት ንምዕባይ ዕዙዝ ግደ…

”ኣፍደገ ባሕር ኣፍደገ ልምዓት” ብዝብል ርእሲ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢሲ)''ኣፍደገ ባሕር ኣፍደገ ልምዓት" ብዝብል ርእሲ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ ዩንቨርስቲ ኣርባ ምንጭ ዘሰናደኦ ኢዩ። ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ  ዳምጠው ዳርዛ (ዶ/ር)፥ ሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ከመይ ምላሽ ይርከብ ኣብ ዝብል ርእሰ…

ሓማስ፥ እስራኤል “ምሉእ ብምሉእ መጥቃዕቲ ደው ንምባል” ክሳብ ትሰማማዕ ንዝሓዞም ሰባት ከም ዘይለቅቕ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንወሽመጥ ቓዛ ተቘፃፂሩ ዘሎ ሓማስ፥ እስራኤል “ምሉእ ብምሉእ መጥቃዕቲ ደው ንምባል” ክሳብ ትሰማማዕ፡ ጅሆ ንዝሓዞም ሰባት ከም ዘይለቅቕ ኣፍሊጡ። እስራኤል ኣብ ፈለማ እዚ ወርሒ ግዝያዊ ተዅሲ ደው ካብ ዝበለሉን ልዕሊ 100 ጅሆ ካብ ዝፍትሑን…