ቢዝነስ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ ንጃፓንን ዘሎ ኢንቨስትመንት ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተሳሊጡ Desta Jun 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ ንጃፓንን ዘሎ ኢንቨስትመንት ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተሳሊጡ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ሌሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢኮ ታካኮ ዘቲየን። ኣብቲ9 መድረኽ ዘተ፥ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ ንጃፓንን ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ዘተ ኣብ መንጎ ህዝብታት ምትእምማን ንክህሊ የኽእል-ኣምባሳደር መሓሙድ ዲሪር Desta Jun 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሃገራዊ ዘተ ኣብ መንጎ ህዝብታት ምትእምማን ንክህሊ ዘኽእል ኢዩ ክብሉ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኣምባሳደር መሓሙድ ዲሪር ገሊፆም። እቲ ኮሚሽን ኣብ ሃገራዊ ከይዲ ዘተ ሓሳብ ንምትእኽኻብ ብዛዕባ ዝፍፀሙ ተግባራትን ምሕራይ ተሳተፍቲ እቲ ዘተን ምስ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኔቶ ኣብ ታሪኩ እቲ ዝዓበየ ዝበሃል ልምምድ ነፈርቲ ክገብር ኢዩ Desta Jun 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኔቶ ኣብ ታሪኩ እቲ ዝዓበየ ዝበሃል ልምምድ ነፈርቲ ኣብ ጀርመን ከምዝገብር ኣፍሊጡ። እቲ ልምምድ ሰራዊ ሩሲያ ንምምካት ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ። ድሕሪ 74 ዓማውቲ ኣብ ዝግበር ልምምድ ነፈርቲ ልዕሊ 250 ኣውሮፕላናትን ካብ 25 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ንክልል ትግራይ ኣስታት 15 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሩ Desta Jun 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ንክልል ትግራይ ኣስታት 15 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዘርእን እኽልን ገይሩ። እቲ ሓገዝ፥ 200 ኩንታል፣ 1 ሺሕን 500 ኩንታል ምሩፅ ዘርኢ ስርናይ፣ 300 ኩንታል ሕሩጭ ልሙዕ ምግብን ካልኦት ዓይነት እኽልን ብድምር 2…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ናብ ጂቡቲ ኣምሪሖም Desta Jun 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ጂቡቲ ኣቲዩ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ጂቡቲ እንትበፅሑ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይረሙሎም። እቲ ልኡኽ ኣብ መበል 14 ስሩዕ ጉባኤ ርእሰ ብሄራትን መንግስታትን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሓይሊ ኣየር፣ ሓይሊ ምድሪን ሓይሊ ባሕሪን ታይዋን ብተጠንቀቕ ንክፀንሕ ተኣዚዙ Desta Jun 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሓይሊ ኣየር፣ ሓይሊ ምድሪን ሓይሊ ባሕሪን ታይዋን ብተጠንቀቕ ንክፀንሕ እራ ሃገር ኣዚዛ። 10 ነፈርቲ ቻይና ኣብ ምንጎ ቻይናን ታይዋንን ኣብ ዘሎ ወሽመጥ ባሕሪ ተራእየን ኢየን ብዝብል ኢዩ እቲ ትእዛዝ ተዋሂቡ። ብመሰረት እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንክልል ትግራይ ልዕሊ 510 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ Desta Jun 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንክልል ትግራይ ልዕሊ 510 ሚሊየን ብር ደገፍ ብዓይነትን ሰልዲን ገይሩ። ናብ መቐለ ብምኻድ ደገፍ ዝገበራ ከንቲባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ህዝብን ገበርቲ ሰናይን ብምትሕብባር ልዕሊ 218 ሚሊየን ብጥረ ገንዘብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ባሕር ዳር ኣቲዩ Desta Jun 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ባሕር ዳር ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ደጃዝማች በላይ ዘለቀ እንትበፅሕ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓ ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር)ን ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀገማት ፀጥታን ድሕንነትን ንምፍታሕ ካብ ላዕሊ ክሳብ ታሕቲ ብዝተዋደደ መገዲ ክስራሕ ይግባእ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta Jun 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀገማት ፀጥታን ድሕንነትን ንምፍታሕ ካብ ላዕሊ ክሳብ ታሕቲ ብዝተዋደደ መገዲ ክስራሕ ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ኣይተ ጌታቸው፥ ኣብ በቢኸባቢኡ ዝረኣዩ ዘለው ናይ ፀጥታን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣብ ፍሪያትን ዕዳጋን ወርቂ ተዋፊሮም ዝተረኸቡ 29 ዜጋታት ወፃኢ ዓዲን 2 ኢትዮጵያውያን ተጠርጠርቲ ተታሒዞም Desta Jun 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣብ ፍሪያትን ዕዳጋን ወርቂ ተዋፊሮም ዝተረኸቡ 29 ዜጋታት ወፃኢ ዓዲን ክልተ ኢትዮጵያውያን ተጠርጠርቲ ተታሒዞም። ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ከምዝገለፆ፥ ምስ ፍሪያት ወርቂ ብዝተዛመደ ዝረኣዩ…