Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2023

ኣዲስ ኣበባን ዴንቨርን ብሓባር ዝሰርሕዎም ዓውድታት ናብ ተግባር  ምልዋጥ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባን ዴንቨርን ብሓባር ዝሰርሕዎም ዓውድታት ናብ ተግባር  ምልዋጥ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ። ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ  ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዴንቨር ኣብ ዝነበረን ፃንሒት ምስ ከንቲባ እታ ከተማ ማይክል ሃንኮክ ዘቲየን። እቲ ዘተ፥  ኣዲስ ኣበባን…

ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ንልዕሊ 20 ዓመታት ብቴክኒሻንነት ዘገልገሉ ኣይተ ሳሙኤል ኣርኣያ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ንልዕሊ 20 ዓመታት ብቴክኒሻንነት ዘገልገሉ ኣይተ ሳሙኤል ኣርኣያ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ኣይተ ሳሙኤል ካብ 1994 ዓ.ም ጀሚሮም ካብ ጀማሪ ክሳብ ሲኒየር ቴክኒሻንነት ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ካብ ፅባሕ ጀሚሮም ኣብ ቻይና ዕላዊ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ካብ ፅባሕ ጀሚሮም ኣብ ቻይና ዕላዊ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም። ኣይተ ደመቀ ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዢን ጋንግ ብመሰረት ዝቐረበሎም እንግዶት እቲ ዑደት ይገብሩ…

ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ዝገብርኡ ደገፍ ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ንመበት 15 ዙር መኣዲ ንሃገር ዝገብርኡ ደገፍ ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ። ብመሰረት እዚ ባንኪ ኣቢሲኒያ 161 ሚሊየን 700 ሺሕ ብር ደገፍ ንምግባር ቃል ኣቲዩ። ብተወሳኺ ፋብሪካ ኣልኮልን ኣረቂን 6 ሚሊየን፣ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና…

ዋትሳፕ ተጠቀምቲ ዝልኣኹዎ መልእኽቲ “ኤዲት” ንክገብሩ ከፍቅድ’ዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋትሳፕ፥ ተጠቀምቲ መልእኽቲ ድሕሪ ምልኣዀም ኣብ ውሽጢ 15 ደቓይቕ ነቲ ዝልኣኽዎ መልእኽቲ ክእርሙ ወይ “ኤዲት” ክገብሩ ከፍቅደሎም ምዃኑ ኣፍሊጡ። ዋትሳፕ፥ ኣካል ንማሕበራዊ መራኸቢታት ፌስቡክን ኢንስተግራምን ዝውንን ኣሜሪካዊ ኩባኒያ ቴክኖሎጂ…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኤግዚብሽን ግብርና ሳይንስ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኤግዚብሽን ግብርና ሳይንስ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣይተ ደመቀ፥ ከም ሃገር ግብርና ንምዝማን ብዙሓት ስራሕቲ ይስርሑ ኣለዉ ኢዮም ኢሎም። ውፅኢት ይምዝገብ ከምዘሎ እውን…

ኢቲሳላት ኣብ ዓውዲ ቴሌኮም ኢትዮጵያ  ንምውፋር ድልየት ከምዘለዎ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢቲሳላት ኣብ ዓውዲ ቴሌኮም ኢትዮጵያ  ንምውፋር ድልየት ከምዘለዎ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ምስ ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢቲሳላት ሃቲም ዶዊደር ዘቲዮም። እተን ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ፥ ኢቲሳላት ኣብ ዓውዲ…

ልዕሊ 20 ኩባኒያታት ኣብ ጨረታ ናብ ውልቀ ዝዞራ ፋብሪካታት ሽኮር ንምስታፍ ድልየት ኣርእየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 20 ኩባኒያታት ኣብ ጨረታ ናብ ውልቀ ዝዞራ ፋብሪካታት ሽኮር ንምስታፍ ድልየት ኣርእየን። ሸሞንተ ፋብሪካታት ኢትዮጵያ ናብ ውልቀ ንምዝውዋር መንግስቲ ኣብ 2022 ዓ.ም.ፈ ዓለም ለኸ ጨረታ ምውፅኡ ይዝከር። እተን ፋብሪካታት ሽኮር፥…

240 ሺሕ ንዝኾኑ ተመረቕቲ ዩንቨርስታት መውፅኢ ፈተና ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)240 ሺሕ ንዝኾኑ ተመረቕቲ ዩንቨርስታት መውፅኢ ፈተና ንምሃብ ከምዝተዳለወ ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ትምህርቲ  ብርሃኑ ነጋ(ፕሮፌሰር)፥ ኣብ 2015 ዓ.ም ብ2ቀዳማይ ዲግሪ ንዝምረቑ ተምሃሮ መውፅኢ ፈተና ንምሃብ ብሉ -ፕሪንት ተሰናዲኡ…

ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ሃገራት ሊግ ዓረብ ዝገብርኡ ኢድ ኣእታውነት ተቐባልነት ኣይብሉን – ጋዜጠኛን ተንታኒን ኩንጉ ኣል ማሃዲ ኣዳም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ሃገራት ሊግ ዓረብ ዝገብርኡ ኢድ ኣእታውነት ተቐባልነት ኣይብሉን ክብል ጋዜጠኛን ተንታኒን ኩንጉ ኣል ማሃዲ ኣዳም ገሊፁ። ጋዜጠኛ ኣል ማሃዲ፥ ሃገራት ሊግ ዓረብ ኣቐበልቲ ቃል ግብፂ ብምዃን ምቕፃለት ኣግባብነት…