Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

January 2023

ሩሲያ ንቻይና ተቕርቦ መጠን ፍርያት ጋዝ ክተዕቢ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ንቻይና ትሸጦ ፍርያት ጋዝ መጠን ቀረብ ክተዕቢ ምዃና ኩባኒያ ኣቕራቢ ነዳዲ ሩሲያ ፕሮም ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኩባኒያ ኣሌክስ ሚለር ከምዝሓበሩዎ÷ ኣብቲ ዝተዛዘመ ዓመተ ምህረት ፈረንጂ 2022 ቤጂንግ ካብ ዝሓተተቶ ውዕሊ ነዳዲ፤…

ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት መድረኽ ዘተ ምሁራን ይሳለጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ኣርሲ፣ ሰላሌን ደብረ ብርሃን "ግደ ምሁራን ንህንፀት ሃገር" ብዝብል ርእሲ መድረኽ ዘተ ምሁራን ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣርሲ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዘተ ዕላምኡ÷ ከም ሃገር ዘለዉ ዓቕሚታት ፀንቂቕካ ንምጥቃምን ኣብዚ…

ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ ከምዝተጠናኸረ እቲ ወፍሪ ዝመርሑ ላዕለዋይ መኮንን ሰራዊት  ምክልኻል ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡባዊ ኦሮሚያን ኣዋሰንቲ ከባቢታን ዝተዋፈረ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ልዕሊ ትሕዝቶ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዝነበራ ሸውዓተ ጣቢያታት ከልቅቕ ከምዝኸኣለ ነቲ ወፍሪ ዝመርሑ ላዕለዋይ መኮንን ሰራዊት  ምክልኻል ተዛሪቦም። እቲ ወፍሪ ዝመርሑ ላዕለዋይ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ብስልኪ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ቁልፊ ኣብ ዝኾኑ ጉዳያትን በዓል ብዙሕ ወገን ጉዳያትን ምስ ፕሬዚዳንት…

1 ሺሕን 70 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 70 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት ሰለስተ ህፃናትን እንትኾኑ፥ 1 ሺሕን 67 ደቂ ተብዕትዮ…

ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከባ ጨንፈራት ባንኪ ወጋገን ዳግም ስራሕ ጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ወጋገን ኣብ ትሕቲ ዲስትሪክት መቐለ ዝርከባ 28 ጨንፈራቱ ዳግም ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመራ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ማርኬቲንግን ኮርፖሬት ኮሙኒኬሽንን ባንኪ ወጋገን ኣፈወርቅ ገብረፃዲቅ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ባንኪ…

12 ሺሕ ዶላርን ልዕሊ 58 ሚሊየን ብርን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)12 ሺሕ ዶላርን ልዕሊ 58 ሚሊየን ብርን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ገሊፁ። ኣብ ጨንፈርኣቢያተ ፅሕፈት ጉምሩኽ ጅግጅጋን ድሬዳዋን ኢዮም እቶም 12 ሺሕ ዶላርን ልዕሊ 58 ሚሊየን ብርን ግምታዊ ዋጋ…

ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ዞባ ምዕራብ ጉጂ ብፀገም ፀፅታ ንዝተመዛበሉ 24 ሺሕ ዜጋታት ሓገዝ ምግቢ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ4፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ዞባ ምዕራብ ጉጂ ወረዳ ዱግዳ ዳዋ ብፀገም ፀፅታ ንዝተመዛበሉ 24 ሺሕ ዜጋታት ሓገዝ ምግቢ ምግባሩ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚቴ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሰር ገፁ ኣብ ዘመሓላለፎ ፅሑፍ÷ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ…

ኣብ ክልል ዓፋር ኮሚቴ ፀረ – ሙስና ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣወል ኣርባ ሓሙሽተ ኣባላት ዘለዉዎ ኮሚቴ ፀረ - ሙስና ኣጣይሾም፡፡ ብመሰረት እዚ: - ወ/ሮ ፋጡማ መሓመድ - ሰብሳቢት ኣይተ ኢብራሂም ሁመድ - ኣባል ኣይተ ኣብዱ ሳሊሕ - ኣባል ኣይተ ኣሊ…

ኣብ በዓል ልደት ሕፅረት ፍርያት ከየጋጥም ብምውዳድ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝቕፅል በዓል ልደት ምኸርንያት ብምግባር ሕፅረት ቀረብ ፍርያት ከየጋጥም ብምውዳድ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ቀረብ ፍርያት ኣድሂቡ ምስ ኮሚሽን ሕብረት ስራሕ ፌዴራል፣ ኮርፖሬሽን ሽኮርን…