ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ብዘሃ ቋንቋ ካሪኩለም ብዝተዛመደ ውሳነ ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ብዘሃ ቋንቋ ካሪኩለም ብዝተዛመደ ውሳነ ኣመሓላሊፉ።
ብመሰረት እዚ፦
ብመሰረት ሓዱሽ መፅናዕቲ ሰርዓተ ትምህርቲ ብኣፋን ኦሮሞ ቋንቋ ኣዶ ንዝመሃሩ ተምሃሮ ኣምሓርኛ ከም ተወሳኺ(ካልኣይ) ቋንቋ ንክወሃብ…