Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ንጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዝተሸጠ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 13 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብዚ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ክልተ ኣዋርሕ ናብ ሱዳንን ጂቡቲን ዝቐረበ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 13 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝተሸጠ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ መካየዲ ስራሕ ቢሮ ምምሕዳር ዓማዊልን መምርሒ መሸጣን እቲ ትካል ምኒሊክ…

ልዕሊ 560 ሺሕ ተምሃሮ ብሄራዊ ፈተና 12ኛ ይወስዱ ኣለዉ – ትምህርቲ ሚኒስቴር

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 560 ሺሕ ተምሃሮ መልቀቒ ብሄራዊ ፈተና 12ኛ እናወሰዱ ከምዝኾኑ ትምህርቲ ሚኒስቴር ገሊፁ። ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ከምኡ እውን ሚኒስትር ዴኤታታት፤ ኣጀማምራ እቲ ፈተናን ሓፈሻዊ ከይዲን ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም።…

መርሃ ግብሪ ሓባራዊ መኽፈቲ ክልቲኦም ኣብያተ ምኽሪ ፌዴሪኢ ሎሚ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓባራዊ መኽፈቲ መበል ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢን ካልኣይ ዓመት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ሎሚ መዓልቲ ክካየድ እዩ፡፡ ክልቲኦም ኣብያተ ምኽሪ ዘበን ስራሕ ዝሓለፈ ዓመት 2014 ዓ.ም ዛዚሞም ኣብ 2015 ዓ.ም ካልኣይ…

ኣብ ዩንቨርስቲ ሃዋሳ ብዘጋጠመ ሓደጋ መጉዳእቲ ዘጋጠሞም ተምሃሮ ክትትል ሕክምና ይግበረሎም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዩንቨርስቲ ሃዋሳ ብዘጋጠመ ሓደጋ መጉዳእቲ ዘጋጠሞም ተምሃሮ ክትትል ሕክምና ይግበረሎም ከምዘሎ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሎሚ ንጎሆ ኣብቲ ዩንቨርስቲ ዝፍተኑ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ክልተ ካምፓሳት እቲ ዩንቨርስቲ ዘራኽብ ቢንቶ ብምፍራሱ ነቲ…

ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ እዚ ዓመት ምሃብ ተጀሚሩ። ድሕንነት እቲ ፈተና ብዝሓለወ መልክዑ ብዘይ ዝኾነ ስርቂ ፈተናን ምቅድዳሕን ምሃብ ንኽከኣል ተምሃሮ ኣብ ጥቐኦም ናብ ዝርከብ ዩኒቨርሲቲ ብምእታው ፈተና ምውሳድ ከምዝጀመሩ ተገሊፁ። ሃገር…

ኢትዮጵያ 62 ሺሕ ፈልሲታት ንጅቡቲ ኣረኪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንሳልሳይ ግዘ 62 ሺሕ ፈልሲታት ንጅቡቲ ኣረኪባ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋየ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ከምዝሓሩዎ÷ ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኣሰር ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ንምስፋሕ ብመሰረት ዝተትሓዘ ትልሚ…

ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ፋፈን ዝርከብ ዘበናዊ ማእኸል መራብሒ ጊመል ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ክልል ሶማሌ ዞባ ፋፈን ዝርከብ ዘበናዊ ማእኸል መራብሒ ጊመል ጎብኒዮም። ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ብቅድሚ ትማሊ ናብ ጅግጅጋ ምእታዎም ይዝከር፡፡ በዚ ድማ ስሩዕ ኣኼባ ኮሚቴ…

ኣብ ግድብ ህዳሰ፣ ሓምለዋይ ኣሰርን ፍርያት ስርናይን ዝረኣናዮ ለውጢ ኣብ ፅሬት ትምህርቲ ክንደግሞ ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግድብ ህዳሰ፣ ሓምለዋይ ኣሰርን ፍርያት ስርናይን ዝረኣናዮ ለውጢ ኣብ ፅሬት ትምህርቲ ክንደግሞ ኢና” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መላእ ሃገር ንዝርከቡ ፈተንቲ መምህራን 12 ክፍሊ ብመርበብ…

ኣብ ካናዳና ኣሜሪካ ዝነብሩ ውዳበታት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ክሳብ ልዕሊ 110 ሺሕ ዶላር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካናዳና ኣሜሪካ ዝነብሩ ውዳበታት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ብጎንፂ ንዝተጎድኡ ወገናት ኣብ ዘሰናድኡዎ መተኣኻኸቢ ሓገዝ  መርበብ ሓበሬታ ልዕሊ 110 ሺሕ ዶላር ከምዝኣከቡ ተገሊፁ። እቲ ሓገዝ “ዝሓበራ ኣፃብዕቲስ ኣርቃይ የፀምብዓ” ብዝብል መሪሕ…

መርሃ ግብሪ ሓባራዊ መኽፈቲ ክልቲኦም ኣብያተ ምኽሪ ፌዴሪኢ ፅባሕ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓባራዊ መኽፈቲ መበል ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢን ካልኣይ ዓመት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ፅባሕ ክካየድ እዩ፡፡ ክልቲኦም ኣብያተ ምኽሪ ዘበን ስራሕ ዝሓለፈ ዓመት 2014 ዓ.ም ዛዚሞም ኣብ 2015 ዓ.ም ካልኣይ ዓመት…