ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መበል ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ ፈላማይ ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መበል ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ ፈላማይ ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ።
እቲ ቤት ምኽሪ ዕላታዊ ኣጀንዳታቱ ብምፅዳቕ ዘትኡ ቀፂሉ ኣሎ።
ኣብቶም ዝቐረቡ ኣጀንዳታት ብዝርዝር ድሕሪ ምዝታይ ከምዘፅድቖም ካብቲ ቤት ምኽሪ ዝረከብናዮ…