Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኣይተ ዑመር ሑሴን ምስ ተወካሊትካል ምግብን ሕርሻን ዓለም ኣብ ኣፍሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሴን ምስ ተወካሊ ትካል ምግብን ሕርሻን ዓለም ኣብ ኣፍሪካ ኣይተ ኣበበ ሃይለገብርኤል ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ እቲ ትካል ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ሽርክና ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሎ ዛዕባ ዝጠመተ ኢዩ ተባሂሉ። ብተወሳኺ…

ሰብ ውዕለታ እዛ ሃገር ንዝኾኑ ኣረጋዊያን ግቡእ ጠመተ ምሃብ ይግባእ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ውዕለታ እዛ ሃገር ንዝኾኑ ኣረጋዊያን ግቡእ ጠመተ ምሃብ ይግባእ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ሎሚ ዘበን ዝኽበር መዓልቲ ኣረጋዊያን፥ “ኣሰር ኢትዮጵያዊነት ኣረጋዊያን ንትውልዲ ሓደራ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 31…

መናእሰይ ኣብ ዝጓዑዘን ሃገራት ኣፍሪካ ቀዋሚ ሕውነት ክተኽሉ ኣለዎም-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓምለዋይ ኣሰር ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ መናእሰይ ኣብ ዝጓዑዘን ሃገራት ኣፍሪካ ቀዋሚ ሕውነት ክተኽሉ ኣለዎም ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝኸዱ ወለንታዊ…

ጋዜጠኛ ስፖርት ፍቅሩ ኪዳኔ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታሪኽ ጋዜጠኝነት ስፖርት ኢትዮጵያ፥ ጨዋታ ኩዕሶ እግሪ ብቀጥታ ፈነወ ሬድዮ ብምምሕልላፍ ፈላማይ ኢትዮጵያዊ ዝነበሩ ኣይተ ፍቅሩ ኪዳኔ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም። ኣይተ ፍቅሩ ኣብ ታሪኽ ጋዜጠኝነት ስፖርት ኢትዮጵያ ፈላሞት ካብ ዝበሃሉ ውልቀ…

ኣብ ሰሜንን ሰሜን ምብራቕ ኢትዮጵያን ፀሓያማን ንፋሳማን ኩነታት ኣየር ንዝቕፅሉ 10 መዓልታት ክፀንሕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜንን ሰሜን ምብራቕ ኢትዮጵያን ፀሓያማን ንፋሳማን ኩነታት ኣየር ንዝቕፅሉ 10 መዓልታት ከምዝፀንሕ ኢንስቲትዩት ሜቲዎሮሎጂ ኣፍሊጡ። እቲ ኢንስቲትዩት ኣብ ዝቕፅሉ 10 መዓልትታት ዝህሉ ኩነታት ኣየር ብዝምልከት ሓበሬታታት ትንበያ ዕላዊ ገይሩ።…

ኣብ ምዕራብ ኣርማጭሆ 134 ኩንታል መዕወኒ ሓሽሽ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ወረዳ ኣብ ምዕራብ ኣርማጭሆ 134 ኩንታል መዕወኒ ሓሽሽ ከምዝሓዘ ፖሊስ ኣፍሊጡ፡፡ ሓላፊ ክፍሊ ምርመራ ፖሊስ እታ ወረዳ ሓጋዚ ኢንስፔክተር እንዳልካቸው ተሰማ ከምዝገለፁዎ÷ እቲ መዕወኒ ሓሽሽ ክተሓዝ ዝኸኣለ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ካብ…

ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2030 ብልዑል ሙቐት ልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ትሪሊየን ዶላር ክሳራ ከስዕብ ኢዩ – ውሕመ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ብምኽንያት ምውሳኽ ልዑል ሙቐት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2030 ልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ትሪሊየን ዶላር ክሳራ ከምዘጋጥማ ተገሊፁ። ዓለም ለከ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀልን መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት ሰብኣዊ ጉዳያት ውድብ ሕቡራት መንግስታት…

ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 80 ሚሊየን ብር ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሽዓተ ትካላት ሚኒስቴር ግብርና ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 80 ሚሊየን ብር ደገፍ ገንዘብን ዓይነትን ገይረን። እቲ ደገፍ ዘረከቡ ሚኒስትር ዴኤታን ተወካሊ እቲ ሚኒስቴርን እያሱ ኤልያስ፥ እቲ ሚኒስቴርን ተፀዋዕቲ ትካላትን ብጥረ ገንዘብ፣…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ዝቐረበ ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ድልድል ድጎማን ሓበራዊ እቶትን ዝቐረበ ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ኣፅዲቑ። ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መበል ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ ፈላማይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣካይዱ።፡ ካብ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ነቲ…

ኣብ ዓውዲ ጥዕና ንዝምዝገብ ዓወት ግደ ኣገልግሎት ኣቅርቦት ኣፋውስ ኢትዮጵያ ዕዙዝ ኢዩ – ዶ/ር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ሃገር ኣብ ዓውዲ ጥዕና ንዝምዝገብ ዓወት ግደ ኣገልግሎት  ኣቅርቦት ኣፋውስ ኢትዮጵያ ዕዙዝ ከምዝኾነ ሚኒትር ጥዕና ዶዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ኣገልግሎት ኣቅርቦት ኣፋውስ ኢትዮጵያ ኣሰራርሑኡ ብምዝማን ምትእስሳር ኣቕርቡኡ ቅልጡፍ ንምግባር…