Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ከይዲ ኣወሃህባ ሃገር ለኸ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ኣብ ኣወሃህባ ትምህርቲ እናመፅአ ዝርከብ ለውጢ ዘርኢ ኢዩ – መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ኣወሃህባ ሃገር ለኸ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ኣብ ኣወሃህባ ትምህርቲ እናመፅአ ዝርከብ ለውጢ ዘርኢ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ እቲ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ምዝዛም ቀዳማይ ምዕራፍ ፈተና 12 ክፍሊ ኣመልኪቱ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩዋንዳ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩዋንዳ ቪንሰንት ቢሩታ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ዘተኦም÷ ናይ ነዊሕ እዋን ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣልዒሎም። ኣብ ሞንጎ…

ኣብ ዞባ ስልጤ ጓል 4 ዓመት ህፃን ብዝብኢ ተነኺሱ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ፖሊስ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ስልጤ ጓል 4 ዓመት ህፃን ብዝብኢ ተነኺሱ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ዞባ ወረዳ ሳንኩራ ፍሉይ ሽሙ ማዞሪያ ኣብ ዝተብሃለ ከባቢ ኣብቲ መንደር ትነብር ጓ 4 ዓመት ህፃን ምስ መሓዙታ እናተፃወተት ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ብዝብኢ…

ቱርካውያን ኣምፃእቲ ሓፂንን ሓፂን ተንከፍ ኣቑሑትን ናብ ኢትዮጵያ ከቕርቡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርካውያን ኣምፃእቲ ሓፂንን ሓፂን ተንከፍ ኣቑሑትን ናብ ኢትዮጵያ ምስምዕመዖም ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ገሊ። እቲ ኣቕርቦት÷ ካብ ኣሊጋስ፣ ኢዝሚርን እስክንድሪያን ዝተብሃላ ወደባት ቱርኪ ብምብጋስ ሓፂን ሓፂን…

ሩሲያ ካብ ሃገራት ወፃኢ ፍሪያት ምግቢ ንዘይምእታው ዘንበረቶ እገዳ ኣናዊሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሩሲያ  ቭላድሚር ፑቲን  ካብ ሃገራት ወፃኢ ፍሪያት ምግቢ ንዘይምእታው ዘንበርዎ እገዳ ኣናዊሖም። ኣብ 2014 ዓ.ም.ፈ ክሬሚያ ናብ ሩሲያ ድሕሪ ምሕዋሳ ምዕራባውያን ኣፈልጦ ኣይንህብን ምባሎምን ማዕቐብ መንባሮምን ይዝከር። ነዚ…

ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ሰሌዳ ግዘ ኣብ 6 ዞባታትን 5 ፍሉያት ወረዳታትን ዝካየድ ህዝበ ውሳነ ወግዓዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ሰሌዳ ግዘ ኣብ 6 ዞባታትን 5 ፍሉያት ወረዳታትን ክልል ደቡብ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ዝካየድ ህዝበ ውሳነ ወግዓዊ ገይሩ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ኣፈ ጉባኤ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ደቡበ ኮሪያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ኣፈ ጉባኤ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ደቡበ ኮሪያ ጂን-ፒዮን ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን ተዛቲየን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ÷ እቲ ዘተ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት…

ኣብ ዓለም ዘለዋ 54 ሃገራት ህፁፅ እፎይታ ልቓሕ ከምዘድልየን ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ብብርኪ ዓለም ብውሑዱ 54 ኣብ ዕቤት ዝርከባ ሃገራትን ሓዊሱ ትሕቲ ሰሃራ ዘለዋ 25 ሃገራት ኣፍሪካ ናብ ዝኸፍአ ድኽነት ከይኣትዋ ህፁፅ እፎይታ ልቓሕ የድልየን” ክብል ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ትማሊ ኣብ…

ኔቶ ምስ ሩሲያ ናብ ኲናት ከምዝኣተወ ኣሚኑ ኢዩ – ሜድቬዴቭ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ቃል ኪዳን ጦር ሰሜን ኣትላንቲክ (ኔቶ) ምስ ሩሲያ ናብ ኲናት ከምዝኣተወ ዋና እቲ ትካል ዬንስ ስቶልተንበርግ ብተዘዋዋሪ ኣሚኖም ክብሉ ነበር ፕሬዚዳንት ሩሲያ ዲሚትሪ ሜድቬዴቭ ገሊፆም፡፡ ስቶልተንበርግ ኣብቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ትማሊ ሰሉስ ኣብ…

ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣብ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣብ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ቪክቶሪያ ክዋክዋ ተዛቲዮም። ኣብ ዓመታዊ ጉባኤ ባንኪ ዓለምን ትካል ገንዘብ ዓለምን(ኣይ ኤም ኤፍ) ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ…