Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኣባል ሃገራት ኔቶ ንዩክሬን ሓገዝ ኣፅዋር ምክልኻል ሚሳይል ንምሃብ ቃል ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣባል ሃገራት ኔቶ ንዩክሬን ሓገዝ ኣፅዋር ምክልኻል ሚሳይል ንምሃብ ቃል ኣቲየን። እተን ሃገራት፥ ሩስያ ኣብ ልዕሊ ከተማ ኪቭ መጥቃዕታት ሚሳይል ድሕሪ ምፍፃማ እተን ኣባል ሃገራት ኔቶ ንኪቭ ምዕቡል ኣፅዋር ምክልኻል ኣየር ክህባ ምዃነን…

መበል ዓስራይ  ፎረም ጣና ኣብ ጉዳያት ሰላምን ድሕንነትን ጠሚቱ ክሳለጥ ኢዩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ ፣ ጥቅምት 3 ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል ዓስራይ  ፎረም ጣና ኣብ ጉዳያት ሰላምን ድሕንነትን ጠሚቱ ክሳለጥ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም፥ እቲ ፎረም ኣብ ጉዳያት ሰላምን ድሕንነትን ከምኡውን ጉዳያት ፀፅታ ዝጠመተ…

ኣብ ዱባይን ሰሜን ኢሚሬትስን ንእዋናዊ ሃገራዊ ፃውዒት ልዕሊ 303 ሺሕ ዶላር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዱባይን ሰሜን ኢሚሬትስን  መንግስቲ ንዘቕረቦ እዋናዊ ሃገራዊ ፃውዒት ዝውዕል ልዕሊ 303 ሺሕ ዶላር ተኣኪቡ። መንግስቲ ዘቕረቦ ሃገራዊ ፃውዒት ስዒቡ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ሚሲዮናት ፌዴሪኢ ስራሕቲ ምትእኽኻብ ሃፍቲ ኣጠናኺሮም ይቕፅልሉ…

ጥዕና ኣዴታት፣ ህፃናትን መናእሰያትን ብምውዳድ ክሰራሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥዕና ኣዴታት፣ ህፃናትን መናእሰያትን ሎሚ ቀዳማይ ኣንፈት ትኹረት ብምዃኑ ኩሎም ሰብ ግደ ብውህደት ክሰርሑ ከምዝግባእ ተገሊፁ። ዳይሬክቶሬት ጥዕና ኣዶታተትን ህፃናትን፤ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ምስ ቢሮ ክልላት፣ ሰብ ግደን ትካላት ሲቪልን እናሳለጠ…

ፈተና 12 ክፍሊ ዝወሰዱ ተምሃሮ ነናብ ከባቢኦም ይምለሱ ከምዘለዉ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈተና 12 ክፍሊ ዝወሰዱ ተምሃሮ ነናብ ከባቢኦም ይምለሱ ከምዘለዉ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። እቶም ተፈተንቲ ተምሃሮ ክወስድዎ ዝፀንሑ ስነስርዓት ፈተና ምዝዛሙ ስዒቡ ኢዩ ነናብ ከባቢኦም ዘምለሱ ዘለዉ። እቶም ማእኸላት ፈተና ዝነበገሩ…

ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ መፅናዕቲ ዓውዲ ተቓላዓይነት የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ምስ ባንኪ ዓለም ብምትሕብባር ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ መፅናዕቲ ዓውዲ ተቓላዓይነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ዓውደ መፅናዕቲ ሕጋዊ መሰል ዝተውሃቦም ኣካላትን ኣወዳድባን፣ ገበናት ታክስ ከምኡውን ገንዘባት…

ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ትካል ገንዘብ ዓለም ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ዋና ዳይሬክተር ጉጅለ ሓደ ኣፍሪካን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን ትካል ገንዘብ ዓለም ዘቲዮም። ባንኪ ዓለምን ትካል ገንዘብ ዓለምን  ዓመታዊ ኣኼባ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ዝሳተፉ ዘለዉ…

ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ትካል ገንዘብ ዓለም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ይናገር ደሴ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ትካል ገንዘብ ዓለም ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ መንጎ እቲ ትካልን ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን ብሸርፊ ወፃኢ፣ ዕዳጋ ገንዘብ፣ ዲጂታል ገንዘብ፣ ሬጉሌሽን ባንክታት ወፃኢን  …

ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተርክሂን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ሕዳር ኣብ ጀርመን ብዛዕባ ዝካየድ ኣኼባ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ፓራኦሎምፒክን ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት…

ፈተና 12 ክፍሊ 2014 ዓ.ም ተምሃሮ ማሕበራዊ ሳይንስ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ዙር ፈተና 12 ክፍሊ 2014 ዓ.ም ተምሃሮ ማሕበራዊ ሳይንስ ከምዝተዛዘመ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ኣጋግዘ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ ፈተና ክወስዱ ኢዮም ተባሂሎም ትፅቢት ካብ ዝግበረሎም 595 ሺሕ ተምሃሮ…