Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ኢትዮጵያ ኢኮኖሚኣ ንምምሕያሽ ንእትገብሮ ፃዕሪ መሓዙት ሓገዞም ኣጠናኺሮም ንኽቕፅሉ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ኢትዮጵያ ኢኮኖሚኣ ንምምሕያሽ ንእትገብሮ ፃዕሪ መሓዙት ኣካላት ሓገዞም ኣጠናኺሮም ንኽቕፅሉ ሓቲቶም። እቶም ሚኒስትርን ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ይናገር ደሴን÷ ጎድና ጎድኒ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ዓለም…

ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ስሩዕ ጉባኤ ይካየድ ኣሎ። ሳልሳይ የአዲስ አበባ ከተማ ምክር ቤት 2ኛ ዓመት የሥራ ዘመን 1ኛ መደበኛ ጉባዔ እየተካሄደ ነው፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ልዝብ ንኽግበረሎም…

ፍርያት መኖ እንስሳት ካብ ግብሪ ናፃ ክግበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍርያት መኖ እንስሳት ካብ ግብሪ ናፃ ንምግባር ዘኽእል ስራሕ ኣነተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ኣፈፃሚ መሪሕ ሃፍቲ ልምዓት መኖ እንስሳት ኣርኣያ ኣብርሃም ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ምስ ፍርያት መኖ…

ልኡኽ መናእሰይ ሓምለዋይ ልምዓት ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ናይሮቢ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ መናእሰይ ሓምለዋይ ልምዓት ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ናይሮቢ ኬኒያ ኣትዩ። ኣባላት እቲ ልኡኽ ኣብቲ ቦታ እንትበፅሑ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬኒያ ባጫ ደበሌ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ኣተሓባባሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ…

ኢትዮጵያን ሶማሊያን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ሃምዛ ኣብዲ ተዛቲዮም። ሃምዛ ኣብዲ ኣብ መበል ዓስራይ ፎረም ጣና ንምስታፍ ሎሚ መዓልቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ኣብ ፃንሒቶም ምስ ምክትል…

ኣየርላንድ  ሉዓላዊነት ኢትዮጵያ ካብ ዝትንክፉ ተግባራት ንክትቁጠብ ኢትዮጵያ ሓቲታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣየርላንድ  ቤት ምኽሪ ፀፅታን ሕብረት ኣውሮፓን ብምጥቃም ትፍፅሞ ካብ ዘላ ሉዓላዊነት ኢትዮጵያ ካብ ዝትንክፉ ተግባራታ ንክትቁጠብ ኢትዮጵያ ሓቲታ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ንሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን…

ጉጅለ ልኡኽ መናእሰይ ሓምለዋይ ኣሰር ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ካርቱም ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕውነት ኣፍሪካን ሓምለዋይ ኣሰር ዲፕሎማሲን ዕላማ ዝገበረ ጉጅለ ልኡኽ መናእሰይ  ኢትዮጵያ ካርቱም ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ብሚኒስትር ዴኤታ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኣይተ ሙሳ ኣሕመድ ዝምራሕ እንትኸውን፥ ኣብ ሱዳን ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት ሕውነት…

ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 214 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 214 ሚሊየን ብር ደገፍ ገንዘብ ገይሩ። እቲ ደገፍ ሓለላፊት ፋይናንስ እታ ከተማ ወይዘሮ ነጂባ ኣክመል ንሚኒስትር ዴኤታ ማርታ ሊዊጂ ኣረኪበን። ወይዘሮ ነጂባ ኣክመል ÷ ሰራዊት ሰዓራይ…

ባህላዊ ክብሪታት ብሙዚቃ ምግላፅ ዕላማ ዝገበረ ኮንሰርት ሙዚቃ ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህላዊ ክብሪታት ብሙዚቃ ምግላፅ ዕላማ ዝገበረ ኮንሰርት ሙዚቃ ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ክካየድ ኢዩ። እቲ ኮንሰርት 5 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ከምዝካየድን ሻኩራ ፕሮዳክሽንስ ምስ ሜላ ኢቨንትስ ዘሰናድእዎ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣብቲ ምድላው ገዲም…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብሽም ህዝቢ ትግራይ ይነግድ ኣሎ-ኣብ ዲላ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብሽም ህዝቢ ትግራይ ይነግድ ኣሎ ክብሉ ኣብ ዲላ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ኘገሊፆም። ኣብታ ከተማ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ዛዕባ ዝጠመተ ዘተ ኣካይዶም። እቶም ተሳተፍቲ፥ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብሽም…