Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ጉጅለ ልኡኽ መናእሰይ ሓምለዋይ ኣሰር ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ጂቡቲ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕውነት ኣፍሪካን ሓምለዋይ ኣሰር ዲፕሎማሲን ዕላማ ዝገበረ ጉጅለ ልኡኽ መናእሰይ ኢትዮጵያ ጂቡቲ ኣቲዩ። ኣባላት እቲ ጉጅለ ልኡኽ ጂቡቲ መዕርፎ ነፈርቲ ኣመቦሊ እንትበፅሕ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬን ላዕለዎት…

ፓርቲ ብልፅግና ምሕዝነት ኢትዮ-ቻይና ብዝበለፀ ንኽጠናኸር ክሰርሕ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዚህዎ ዚሁዋን ተዛቲዮም። ኣብ ዘቶም ብዙሓት ርእሰ ጉዳያ ዘልዐሉ እንተኾኑ÷ ሓበራዊ ተረባሕነት ንምስፋሕ፣ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር…

ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሽመታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)3ይ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ 2ይ ዓመት ዘበን 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ እናካየደ ዝርከብ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ÷ ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ዘቕረበኦም ዝተፈላለዩ ሽመታት ሓለፍቲ ስራሕ ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ፦ ዶ/ር ቀነኣ…

40 ኤፍ1 ቦምባን 15 ክላሽንኮቭን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ወረዳ መተማ ንኡስ ወረዳ ማጠቢያ ቀበሌ ጉባይ ንተግባ ግብረ ራዕዲ ክውዕሉ ዝነበሩ 40 ኤፍ1 ቦምባን 15 ክላሽንኮቭን ምሓዙ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ክፍሊ ምርመራ ታክቲክ ወረዳ መተማ ኃላፊ ረዳት ኢንስፔክተር ቸኮል ወርቄ…

ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 62 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ተፀዋዕቲ ትካላቱን ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ልዕሊ 62 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይሮም። እቲ ሓገዝ ሚኒትር ዲኤታ ፕላንን ልምዓትን ጥሩማር ኣባተንን ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ፖሊሲን መፅናዕቲን…

ተፈተንቲ ተፈጥሮ ሳይንስ 12 ክፍሊ ካብ ፅባሕ ጀሚሮም ነናብ ዝተመደቡሉ ዩኒቨርሲቲ ክኣትዉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፈተንቲ ተምሃሮ ተፈጥሮ ሳይንስ 12 ክፍሊ 2014 ዓ.ም ካብ ፅባሕ ጀሚሮም ነናብ ዝተመደቡሉ ዩኒቨርሲቲ ከምዝኣትዉ ሚኒስቴር ትምሀርቲ ኣፍሊጡ። ኣብ ካልኣይ ምዕራፍ ዓውዲ ትምህርቲ ተፈጥሮ ሳይንስ ተፈተንቲ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ 8 ጥቅምቲ…

ሰላም፣ ምትሕብባርን ሕውነትን ኣብ ዘጠናኽሩ ጉዳያት ውፅኢታዊ ስራሕ ተሰሪሑ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት ሰላም፣ ምትሕብባርን ሕውነትን ኣብ ዘጠናኽሩ ጉዳያት ውፅኢታዊ ስራሕ ከምዝተሰርሐ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ÷  ስሩዕ ኣኼቡኡ እናካየደ ኣብ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመር ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ምስቶም ፍሉይ ልኡኽ ማይክ ሃመር ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ÷ መንግስቲ ንሰላም ዘለዎ ቆራፅነት ገሊፆም።…

ምይይጣት ቅድመ ጉባኤ 10ይ ጣና ፎረም ይካየዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዳያ ሰላምን ፀፅታ ዝመክር ጉባኤ ጣና ፎረም ምይይጥ ቅድመ ጉባኤ ይሳለጥ ተጀሚሩ። እቲ ቅድመ ምይይጥ÷ ታሪኽ ቃልሲን መሪሕነትን ነበር ተቃላሲ ናፅነትን ፕሬዚዳንት ዛምቢያ ዝነበሩን ኬኔት ካውንዳ ኣድሂቡ እናተኻየደ ይርከብ። እቲ መኽፈቲ…

ኢትዮጵያ ቀረብ ሓይሊ ብምድንፋዕ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዞባዊ ውህደት ጋህዲ ንኽኸውን ትሰርሕ ኣላ – ኣይተ ኣሸብር ባልቻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሓይሊ ናይ ምፍልፋል ዓቕሙን ተበፃሕነቱን ብምድንፋዕ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዞባዊ ውህደት ጋህዲ ንኽኸውን እናሰርሐት ምዃና ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣይተ ኣሸብር ባልቻ ገሊፆም። ኣይተ ኣሸብር ካብ ኣባል ሃገራት ቋት ሓይሊ…