Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኣፈፃፅማ ቀዳማይ ዙር ፈተና 12 ክፍሊ ተገምጊሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015፣ ( ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ኣይተ ብርሃኑ ነጋ ኣብ ዝተረኸብሉኣፈፃፅማ ቀዳማይ ዙር ፈተና 12 ክፍሊ  ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፌዴራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ተገምጊሙ። ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ኣብቲ ገምጋም ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፥ ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ምስ ክልላት…

ኣብቲ ክልል ፈጠራ ስራሕ ብምዕባይ ሂወት ዜጋታት ንምምሕያሽ ይስራሕ ምህላዉ አይተ ሙስጠፌ መሓመድ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015፣ ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ በጀት ዓመት ኣብ ክልል ሶማሌ ዝርከቡ መደባት ፈጠራ ስራሕ ምስ ዓውዲታት ልምዓት ሃብቲ እንስሳን ልምዓት ሕርሻን ብምውህሃድ ከምዝትግበሩ ርእሰ ምምሕዳር  ሙስጠፌ መሓመድ ገሊፆም። "ሓድሽ ሓሳብ ንዘላቒ ጉዕዞ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሚኒስቴር…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ኣቦ መንበር ልኡላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር መንግስቲ ሱዳን ሌተናል ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015፣ ( ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣቦ መንበር ልኡላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር መንግስቲ ሱዳን ሌተናል ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ዘቲዮም። እቲ ዘተ አብ ከልቲኣዊ ዛዕባታት ዝጠመተ ከምዝነበረ ተገሊፁ። እቶም መራሕቲ ጎኒ ንጎኒ መበል…

ብርትዕቲ ኣፍሪካ ምህናፅ ንረብሓ ሃገር ቦቆል ኣፍሪካዊ መፍትሒ ኣገዳሲ እዩ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብርትዕቲ ኣፍሪካ ምህናፅ ህፁፅ ኩነታት ንምፅዋር ጥራይ ዘይኮነስ ብትኹረት ምትላምን ሃገር ቦቆል ኣፍሪካዊ መፍትሓት ንምድላው ምዃኑ ኣፍሊጦም። ኣብ ጉዳያት ሰላም፣ ፀጥታን ድሕንነትን ኣፍሪካ ዝዝቲ ጣና ፎረም…

ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነው ትካላት ማይ መሊስካ ናብ ስራሕ ንምእታው ዝተገበረ ፃዕሪ ውፅኢታዊ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ ኣስታት 1 ነጥቢ 9 ቢሊዮን ዝግመቱ ትካላት ማይ ኣፃዳፊ ፅገና ኣብ ዝተገበረ ፃዕሪ መሊስካ ምጥያሽ ውፅኢት ምምፃኡ ተገሊፁ፡፡ ቢሮ ማይን ኢነርጂን እቲ ክልል በጀት ዓመት 2015 ትልሚ ስራሕ…

ኪዩር ኢትዮጵያ ን3 ሽሕን 200 ህፃናትን መናእሰይን ኣገልግሎት ሕክምና ንምሃብ ምእንፋቱ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኪዩር ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት ጉድኣት ኣካልን ሕማምን ንዘለዎም ን3 ሽሕን 200 ህፃናትን መናእሰይን ኣገልግሎት ሕክምና ንምሃብ ምእንፋቱ ገሊፁ፡፡ ኪዩር ኢትዮጵያ ትማሊ ን46 ጉድኣት ኣካል ህፃናትን መናእሰይን ዘመናዊ ሰብ ሰራሕ ኣካል ድጋፍ ገይሩ።…

ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሓለፍቲ ቤት ምኽሪ ኮርፖሬት ኣፍሪካ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሓለፍቲ ቤት ምኽሪ ኮርፖሬት ኣፍሪካ ብዛዕባ ተጠቃምነት ነፃ ዕዳጋ ኣጎዋ ዘትዮም። ኮርፖሬት ካውንስል ፎር ኣፍሪካ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪካ ዘተኮረ ፎረም ንግዲ እንትኸውን፥ ቀንዲ ትኹረት እቲ ዘተ ኣብ ኣጠቓቕማ ዕድል…

ሰላምን ፀጥታን ንምርግጋፅ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ኣውፃእቲ ሕጊ ሓላፍነቶም ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሰላምን ፀጥታን ንምርግጋፅ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ኣውፃእቲ ሕጊ ሓላፍነቶም ብኣግባቡ ንኽዋፅኡ ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ሓቲቶም፡፡ መድረኽ ዘተ ኣውፃእቲ ሕጊ ሃገር ለኸ፣ ክልላትን ክልቲኦም ምምሕዳር ከተማን ኣብ ከተማ ጅማ ይካየድ ኣሎ፡፡…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ልእልቲ ዌሴክስ እንግሊዝ ሶፊ ራይስ-ጆንስን ዘትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኣፍሪካ ዑደት ኣብ ምግባር ምስ ዝርከባ ልእልቲ ዌሴክስ እንግሊዝ ሶፊ ራይስ-ጆንስን ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ሰብኣዊ ሓገዛት ኣድሂበን ተመያይጠን። ኣብ ምይይጠን ዓይነ-ስውርነት ኣብ ምጥፋእ፤ ኣብ እዋን ኲናት ዝበፅሑ…

ሌተናል ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ንፎረም ጣና ናብ ባህርዳር ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ልኡላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር መንግስቲ ሱዳን ሌተናል ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ንፎረም ጣና ናብ ባህርዳር ኣትዮም። ሌተናል ጀነራል ዓብዱልፈታሕ ኣል ቡርሃን ኣብ ባህርዳር ኣብ ዝኣተዉሉ እዋን ብቀዳማይ ሚኒስትር ፌደራል ኣብይ ኣሕመድ…