Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ዝተሃነፁ ማእኸላት መመገቢ ተምሃሮ ተመሪቆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ዝተሃነፁ 10 ማእኸላት መመገቢ ተምሃሮ ሎመዓንቲ ተመሪቆም፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ መደረ ዘስምዑ ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ኢንዱስትሪን ኢንተርፕራይዝን ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ከምዝገለፁዎ÷…

ዝተጀመረ ጉዕዞ ምዕባለ ንምዕዋት ኣብ ዓዉዲ ሕርሻ ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ ልዑል ረብሓ ኣለዎመም – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፣ ኣፈ ጉባኤታት ቤት ምኽሪ ክልልን ፌዴሬሽንን ኣብ ዞባ ጅማ ወረዳ  ሶንቦ፤ ብኩታ ገጠም ዝለምዐ ልምዓት ሩዝ ጎብንዮም፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ÷ ልምዓት ስርናይ…

ዶ/ር ይናገር ደሴ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ትካል ገንዘብ ዓለም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዶክተር ይናገር ደሴ ካልኦት ገዛእቲ ማእኸላይ ባንኪ ኣፍሪካ ኣብ ዝተረኸቡሉ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ትካል ገንዘብ ዓለም ክርስታሊና ጆርጂዩቫ ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ብዛዕባ እዋናዊ ፀገማት ኢኮኖሚ ኣፍሪካ፣ ብፍላይ…

መበል 15 መዓልቲ ባንዴራ ፅባሕ ክኽበር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 15 መዓልቲ ሃገራዊ ባንዴራ ፅባሕ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ከምዝኽበር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌደሬሽን ኣፍሊጡ። እቲ በዓል “ባንዴራና መግለፂ ብዝሃነትናን ዓምዲ ሉኣላውነትና እዩ!” ብዝብል መሪሕ ቃል እዩ ዝኽበር። እቲ በዓል እዋናዊ ኩነታት…

ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ክሳብ ህይወት መስዋእትነት ብምኽፋል ንምቅላስ ድልዋት ኢና-ተወለድቲ ትግራይ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ

ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ክሳብ ህይወት መስዋእትነት ብምኽፋል ንምቅላስ ድልዋት ኢና-ተወለድቲ ትግራይ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ክሳብ ህይወት መስዋእትነት ብምኽፋል ንምቅላስ ድልዋት ኢና ክብሉ ተወለድቲ ትግራይ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ግዝኣት ባርቲን ብዘጋጠመ ሓደጋ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ተርኪ ግዝኣት ባርቲን ኣብ መውፅኢ ዕደና ብዘጋጠመ ሓደጋ ብዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዖ ዓምዩቕ ሓዘን ገሊፁ። ንመንግስቲን ህዝብን እታ ሃገር ዝተሰመዖ ሓዘን ብምግላፅ፥ ግዳያት እቲ ሓደጋ ንዝኾኑ ስድራን ኣዝማድን ምፅንዕናዕ…

ቀዳማይ ሚኒስትር አቢይ ኣሕመድ ናብ ከተማ ጎንደር ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ አቢይ ኣሕመድ ናብ ከተማ ጎንደር ኣምሪሖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ኣብያተ ዕዮ ሚኒስቴራት ንምክያድ ናብታ ከተማ ምምርሖም ተገሊፁ። ኣብቲ ቦታ እንትበፅሑ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልል ኣምሓራን…

ሚኒስቴር ጥዕናን ተፀዋዕቲ ትካላቱን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 112 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕናን ተፀዋዕቲ ትካላቱን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 112 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገንዘብን ዓይነትን ገይሮም። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ እቲ ደገፍ ንሚኒስትር ዴኤታ ማርታ ሉዊጂ ኣረኪበን። 110 ሚሊየን ብር ብጥረ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዩንቨርስቲ ባህርዳር ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዩንቨርስቲ ባህርዳር ዑደት ኣካይዶም። ኣብቲ ዑደት፥ እቲ ዩንቨርስቲ ምስ ስራሕቲ ኣካዳሚ ጎኒ ንጎኒ ካምፓሳት ብተኽሊታት ንምውቃብ ዝገበሮ ፃዕሪ ተዓዚቦም። ስለዝኾነ እቲ ዩንቨርስቲ ዝጀመሩ ተግባር ተጣነኺሩ…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ጂሌስ ካርቦኔር ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ባህግዳር ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል ዓስራይ ፎረም ጣና ጎኒ ንጎኒ ኢዩ ተሳሊጡ።…