Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ላዕለዎት ወተሃደራዊ መኮንናት ሓበሬታ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ክሊ ሰላምን ፀፅታን ንምስራሕ ዘኽእል ዘተ ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ወተሃደራዊ መኮንናት ሓበሬታ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ክሊ ሰላምን ፀፅታን ንምስራሕ ዘኽእል ዘተ ኣሳሊጦም። ኣብቲ መድረኽ ኣብ ዋና መምርሒ ሓበሬታ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሜጄር ጄኔራል ደምሰዉ ኣመኑ፥ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዘበናት ዝተሳገረ…

ንዴሞክራሲ ዕንቅፋት ዝኾኑ ግዕዙያት ኣሰራርሓታት ምቅላስ የድሊ- ዶ/ር ለገሰ ቱሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዴሞክራሲ ዕንቅፋት ዝኾኑ ግዕዙያት ኣሰራርሓታት ምቅላስ የድሊ ከብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ  ዶክተር ለገሰ ቱሉ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ኣዳማ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ስልጠና ምርመራ ጋዜጠኝነት ቃልሲ ፀረ ግዕዝይና ተረኺቦም ኣብ…

ኤግዚም ባንኪ ኣሜሪካ ንመገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝኸውን መተኣማመኒ ልቓሕ 281 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤግዚም(ኢምፖርት ኤክስፖርት)  ባንኪ ኣሜሪካ ንመገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝኸውን መተኣማመኒ ልቓሕ 281 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ። እቲ ባንኪ ዘፅደቖ መተኣማመኒ ልቓሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ቦይንግ ኩባንያ ቦይንግ 737 ማክስ ኣውሮፕላን ንምዕዳግ…

90 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ሰብኣዊ ደገፋት ናብ ትግራይ ተላኢኾም-ውሕመ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)90 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢን 8 ሺሕን 600 ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ናውቲታትን ናብ ትግራይ ተላኢኾም ክብል ውድብ ሕቡራት መነገስታት ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ ኣብ ትዊተር ሒሳቡ ከምዝበሎ፥ ካብ ህይወት ኣድሕን ሰብኣዊ ደገፍ ብተወሳኺ ነዳዲ…

መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምትእንጋድ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምትእንጋድ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ካብ ዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዮ ዝተውፃእፀአ ብሄራዊ ኮሚቴ ተሳቲፉ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ፥ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽን ኣብ ሃዋሳ ዝተሃነፀ ፋብሪካ ባኒ መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽን ኣብ ሃዋሳ ዝተሃነፀ ፋብሪካ ባኒ መሪቖም ከፊቶም። እቲ ፋብሪካ መዓልታዊ 300 ሺሕ ባኒን 42 ቶን ሕሩጭን ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ከምዘለዎ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…

ኣብ ከባቢ ቢሾፍቱ ዝተሓምሸሸት ቦይንግ 737 ማክስ 8 ኣውሮፕላን ናይ መወዳእታ ፀብፃብ ምርመራ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ናብ ኬኒያ ናይሮቢ እናበረረት ኣብ ዝነበረትሉ ኣብ ከባቢ ቢሾፍቱ ዝተሓምሸሸት ቦይንግ 737 ማክስ 8 ኣውሮፕላን ኢትዮጵያ ናይ መወዳእታ ፀብፃብ ምርመራ ዕላዊ ኮይኑ። ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወይዘሮ…

6 ኣባላት ዘለውዎ ጉጅለ ሰብ ሞያ ካብ ሰኑይ ጀሚሩ ናብ ዩንቨርስቲ ኣኽሱም ከምርሕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሽዱሽተ ኣባላት ዘለውዎ ጉጅለ ሰብ ሞያ ካብ ሰኑይ ጀሚሩ ናብ ዩንቨርስቲ ኣኽሱም ከምርሕ ኢዩ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ሚኒስቴር ትምህርቲን መሰረተ ልምዓትን ዶ/ር ሰለሞን ኣብርሃ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ብምኽኒያት እቲ ጎንፂ ስረሐን…

ብሪታንያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ብሰንኪ ዝፈፀመቶ ምፍልላይ 33 ቢሊየን ዮሮ ኣስኢኑዋ-መፅናዕቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታንያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ብሰንኪ ዝፈፀመቶ ምፍልላይ(ብሪኤግዚት)  33 ቢሊየን ዮሮ ኣስኢኑዋ ክብል መፅናዕቲ ሓቢሩ። እቲ መፅናዕቲ፥ ብሪታኒያ ነቲ ሕብረት ለቒቓ ምውፃኣ ኣብ ምዕባለ ኢኮኖሚኣ ኣሉታዊ ፅዕንቶ ከምዘዕረፈ ገሊፁ። ኣብቲ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብደረቕ ፅዕነት ኣገልግሎት ዘርፊ ሽልማት ብኣርባዕተ ዓውዲታት ሕፁይ ኮይኑ ቀሪቡ።

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብደረቕ ፅዕነት ኣገልግሎት ዘርፊ ሽልማት ብኣርባዕተ ዓውዲታት ሕፁይ ኮይኑ ቀሪቡ። እቲ መገዲ ኣየር ብዝህቦ ናይ ደረቕ ፅዕነት ካርጎን ሊጂስቲክስን ኣገልግሎት ኢዩ ብስታት ታይምስ  ናይ ደረቕ ፅዕነት ኣገልግሎት ሽልማት ሕፁይ…