Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

መበል 41 መንፈሳዊ ሰበካ ጉባኤ መንበረ ፓትርያርክ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 41 ስሩዕ ሓፈሻዊ መንፈሳዊ ሰበካ ጉባኤ መንበረ ፓትርያርክ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ፓትሪያሪክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ…

ከይዲ ሃገራዊ ምኽክር ዕዉት ንምግባር ሰለስተኣዊ ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ሃገራዊ ምኽክር ዕዉት ንምግባር ሰለስተኣዊ ሓበራዊ ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ። ሚኒስቴር ሰላም፣ ቤት ምኽሪ ትካላት ሲቪል ማህበረሰብ ኢትዮጵያን ቤት ምኽሪ ሓበራዊ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያን ከይዲ ሃገራዊ ምኽክር ዕዉት ንምግባር ሰለስተኣዊ…

ሰንደቅ ዕላማ ሓንቲ ሃገር ናፅነታን ሉኣላዊነታን ተርእየሉ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰንደቅ ዕላማ ሓንቲ ሃገር ናፅነታን ሉኣላዊነታን ተርእየሉ ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ  ገሊፀን። መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ “ሰንደቕ ዕላማና መግለፂ ብዙሕነትና፣ ዓምዲ ሉኣላዊነትና” ብዝብል መሪሕ ቃል ብብርኪ ሃገር ንመበል 15 ግዘ ኣብ…

ብደምና ዘኽበርናያ ሰንደቕ ዕላማ ብረሃፅና ክብ ክነብላ ኢና! – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ብደምና ዘኽበርናያ ሰንደቕ ዕላማ ብረሃፅና ክብ ክነብላ ኢና” ክብል ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ መበል 15 በዓል መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ተኸቢሩ ክውዕል ኢዩ። “እቲ በዓል…

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኣብ ኣፍሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኣብ ኣፍሪካ ፓትሪክ የሱፍ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ምዝታዮም ኣብ…

ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ማክሮ ኢኮኖሚ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት 2015 ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ  ቀንዲ ቀንዲ ዓውዲታት ማክሮ ኢኮኖሚን ትልሚን ቀዳማይ ርብዒ ዓመት 2015 ዓ.ም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ግምገማ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን…

ብሚኒስትር ገንዘብ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ዳይሬክተራት ኣፈፃሚ ስራሕ “ኣይ ኤም ኤፍ” ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ዳይሬክተራት ኣፈፃሚ ስራሕ ትካል ገንዘብ ዓለም ተዛቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ዳይሬክተራት ፈፀምቲ ስራሕ ኣይ ኤም ኤፍ ክዝቲ ዝኸኣለ÷ ጎድና ጎድኒ ኣብ ኣሜሪካ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊ ሃምዛ ዓብዲ ኣብ ከተማ ባህርዳር ኣብ ዝርከባ ትካላት ልምዓት ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊ ሃምዛ ኣብዲን ልኡኾምን ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ይልቃል ከፋለ ብምዃን ኣብ ባህርዳር ኣብ ዝርከባ ትካላት ልምዓት ዑደት ኣካይዶም። ኣብ ዑደቶም ድማ ብልዕሊ 1 ነጥቢ 4 ቢልዮን ብር ወፃኢ ዝህነፅ ዘሎ ተለዋጢ…

ኣብ ከተማ ሞጆ 51 ቦምባ ምስ 4 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ኣብ ከተማ ሞጆ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተጓዘ ዝነበረ 51 ቦምባን 4 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። እቶም ዘይሕጋዊ ቦምባታት ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ሰዓት 11 ጀሚሩ ብዝተገበረ ክትትል ሓበሬታ ኣብ ከተማ ሞጆ ክተሓዙ…

ተሳተፍቲ ጉባኤ ጣና ፎረም ኣብ ጣና ፓርክ ፈልሲ ተኺሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሳተፍቲ 10ይ ጉባኤ ጣና ፎረም ኣብ ጣና ፓርክ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣሳሊጦም። 10ይ ጉባኤ ጣና ፎረም ካብ ትማሊ ጀሚሩ ኣብ ከተማ ባህርዳር እናተኻየደ ይርከብ፡፡ ጎድና ጎድኒ እቲ ጉባኤ ድማ ተሳተፍቲ ኣብ ጣና ፓርክ ተረኺቦም መርሃ…