Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኣብ ክልል ደቡብ ልዑል ኣፈፃፅማ ንዘመዝገቡ ኣካላት መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ በጀት ዓመት 2014 ልዑል ኣፈፃፅማ ንዘመዝገቡ ፈፀምትን ትካላትን መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው፣ ዋና ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል…

መበል 24 ዓመታዊ ጉባኤ ዓውዲ ጥዕና ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 24 ዓመታዊ ጉባኤ ዓውዲ ጥዕና ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ፣ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፣ ሚኒስትር ዴኤታታት ጥዕና፣ ሰብ ሞያ ውድብ ጥዕና ዓለምን በቢብርኩ ዘሎዉ ሓለፍቲ…

ኣብ ክልል ትግራይ ካብቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ናፃ ዝወፅኡ ከባቢታት ሰብኣዊ ሓገዝ ብዝሳለጠ መገዲ ንኽበፅሕ እኹል ምድላው ተገይሩ – ንሰብኣዊ ሃገዝ…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ካብ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናፃ ዝወፅኡ ከባቢታት ሰብኣዊ ሓገዝ ብዝሳለጠ መገዲ ንኽበፅሕ እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ንሰብኣዊ ሃገዝ ዝተጣየሸ ኮሚቴ ኣፍሊጡ። ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምስላጥ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፣…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ልምዓት እንግሊዝ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ልምዓት እንግሊዝ ቪኪ ፎርድ ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ብዛዕባ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ፣ ብኲናትን ድርቂን ዝተጎድኡ ከባቢታት ሰብኣዊ ሓገዝ ምቕራብ፣ ኩነታት ኣብቶም ከባቢታ ዝርከቡ ህፃናትን ደቂ…

ዘይተገበአ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያን ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ሓዊሱ ምዕራባውያን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገብረኦ ፅዕንቶን ኢድ ኣእታውነትን ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ክካየድ ኢዩ። እቲ ሰልፊ ዝቕፅል ሰንበት ኣብ ፊት ንፊት ዋይት ሃውስ ከም ኣቆፃፅራ ኢትዮጵያ ምሸት ሰዓት ሰለስተ ከምዝካየድ…

ፀገማት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ኣእዳው ሰላም መንግስቲ ኣይዕፀፉን – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝረአዩ ፀገማት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ኣእዳው ሰላም መንግስቲ ኩል ግዘ ከምዘይዕፀፉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ምስ ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ ተተሓሒዙ ዘሎ ፀገም ብዘላቕነት ንምፍታሕ መንግስቲ በሪታት…

ቦርድ መረፃን ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያን ሓበራዊ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያን ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያን ሓበራዊ ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት÷ ዋና ኣካቢት ቦርድ መረፃ ብርቱካን ሚደቅሳን ዋና ኣካቢ እቲ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ መብራቱ ኣለሙን…

እስራኤል ሕቶ ኣፅዋር ዩክሬንን ውድቂ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ናብ ዩክሬን ኣፅዋር ከምዘይትልእኽ ኣፍሊጣ፡፡ ሚኒስትር ፍትሒ እስራኤል ጊዴኦን ሳኣር ÷ “ንዩክሬን ንገብሮ ሓገዝ ቀረብ ኣፅዋር ኣየካትትን፤ ኣብዚ ጉዳይ ለውጢ ቅዋም ኣይገበርናን” ኢሎም፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት ዳያስፖራ እስራኤል ዝኾኑ…

ሚኒስትር ሕርሻ ኦመር ሁሴን ምስ ዋና ዳይሬክተር ፋኦ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ኦመር ሁሴን ጎድና ጎድኒ ፎረም ምግቢ ዓለም ምስ ዋና ዳይሬክተር ትካል ምግቢን ሕርሻን(ፋኦ) ኩ ዶንግዩ ተዛቲዮም። እቶም ሚኒትር ኣብ ዘተኦም÷ ብዛዕባ ምምይያሽ ሕርሻ ኢትዮጵያ፣ ኣብተ ዓውዲ ዝተረኸቡ ዓወታትን መንግስቲ ብለውጢ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ዝተፈላለዩ ከንቲባ ከተማታት ዝተፈላለያ ሃገራት ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ዝተፈላለዩ ከንቲባ ከተማታት ዝተፈላለያ ሃገራት ዘቲየን። እተን ከንቲባ ኣብ ግሎባል ፎረም ስምምዕነት ፖሊሲ ምግቢ ከተማ ኣብ ዝነበረን ፃንሒት ኢየን እቲ ዘተ ኣካይደን። ምስ ከንቲባ ከሪዮ ዴጄኔሮ…