Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኣይተ ደመቀ መኮንን መቐመጢኦም ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ መብርሂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን መቐመጢኦም ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲን ዓለም ለኸ ትካላትን ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣመልኪቶም መብርሂ ሂቦም። ኣይተ ደመቀ ኣብ መብርሂኦም÷ መንግስቲ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣርጀንቲና ከተማ ቦነስ ኣይረስ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፎረም ሲ40 ከንቲባታት ዓለም መድረኽ ከንቲባታት ሃገራት ኣፍሪካ ተሳሊጡ። ኣብቲ ፎረም እናተሳተፋ ዝርከባ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ መድረኽ ተሳቲፈን።…

ብ150 ሚሊየን ዶላር ህንፀት ምስፍሕፋሕ እናተሳለጠ ዝርከብ ደረቕ ወደብ ኣብ ዝተትሓዘሉ እዋን ንኽዛዘም መምርሒ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ደረቅ ወደብ ሞጆ ኣገልግሎት ሎጀስቲክ ፕሮጀክት ምስፍሕፋሕ ኣብ ዝተትሓዘሉ እዋን ንኽዛዘም ብልዑል ቅልጣፈ ንኽሳለጥ መምርሒ ስራሕ ተዋሂቡ። ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ፕሮጀክት ከይዲ ህንፀት ብዝምልከት ንሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ገለጻ…

ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ዝቃወም ህዝባዊ ሰልፊ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ዝቃወም ህዝባዊ ሰልፊ ፅባሕ ቀዳም ክካየድ ኢዩ። ኣብ ክልል ኣምሓራ ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ዝቃወምን ሓቂ ኢትዮጵያ ዝድግፍን ሰልፊ ፅባሕ 13 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ዝካየድ ከምዝካየድ ቢሮ ጉዳያት…

ሚኒስቴር ትምገህርቲ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ከምዝተዛዘመ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብክልተ ዙር እናተውሃበ ዝነበረ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ 2014 ዓ.ም ከምዝተዛዘመ ሚኒስቴር ትምገህርቲ ኣፍሊጡ። ንፈለማ እዋን ኣብ ውሽጢ ዩኒቨርሲታት ብክልተ ዙር እናተውሃበ ዝነበረ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ÷ ልዕሊ 9000 ሺሕ ተምሃሮ ኣብ 130…

ኣይተ ኣወል ኣርባ ምስ ሚኒስትር ልምዓት እንግሊዝ ቪኪ ፎርድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ምስ ሚኒስትር ልምዓት እንግሊዝ ቪኪ ፎርድ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ብዛዕባ ኣብ ክልል ዓፋር ዘሎ እዋናዊ ኩነታን ማሕበራዊ ኣገልግሎትን ትኹት ገይሮም፡፡ ካብዚ ሓሊፉ ብሓገዝ መንግስቲ እንግሊዝ…

ኢራን ኣብ ልዕሊ ሰብ መዚን ትካላትን እንግሊዝ ማዕቀብ ኣንቢራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢራን ግብረ ራዕዲ ደጊፎም ኣብ ልዕሊ ዝበለቶም ሰብ መዚን ትካላትን እንግሊዝ ማዕቀብ ኣንቢራ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኢራን÷ ግብረ ራዕዲን ጉጅለ ግብረ ራዕዳውያንን ብምድጋፍ፣ ብምልዕዓል፣ መጥቃዕቲን ፅልኢን ብምቕስቃስን ኣብ ጥሕሰት ሰብኣዊ…

ፅባሕ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ዝካየድ ሰልፊ ድጋፍ ብሰላም ንኽዛዘም ኣድላዪ ቅድም ምድላው ከምዝተገበረ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታ ድሕንነትን ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ዝካየድ ሰልፊ ድጋፍ ብሰላም ንኽዛዘም ኣድላዪ ቅድም ምድላው ዛዚሙ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታ ድሕንነትን ኣፍሊጡ። እቲ ሰልፊ ድጋፍ ተጀሚሩ ክሳብ ዝዛዘም ዝተወሰኑ መገዲታት ንተሸከርከርቲ ከምዝዕፀዉ…

ኢትዮጵያ ኣብ መበል 90 ሓፈሻዊ ጉባኤ ዓለም ለኸ ትካል ፖሊስ ተሳቲፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣህንዲ ከተማ ኒውዴልሂ ኣብ ዝተኻየደ መበል 90 ሓፈሻዊ ጉባኤ ዓለም ለኸ ትካል ፖሊስ ተሳቲፋ። እቲ ጉባኤ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 18 ክሳብ 21 ጥቅምቲ 2022 ዝተኻየደ እንትኸውን÷ ኣዘዝቲ ፖሊስ 188 ሃገራት፣ ሚኒስትረትን…

ኣስቶንቪላ ንኣሰልጣኒ ስቴቨን ጄራርድ ኣሰናቢታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዛዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኣስቶንቪላ ንኣሰልጣኒ ስቴቨን ጄራርድ ከምዘሰናበተቶ ኣፍሊጣ። እታ ጋንታ ትማሊ ምሸት ብጋንታ ፉልሃም ኣብ ዝገበረቶ ፀወታ 3 ን 0 ምስዓራ ስዒቡ ኢዩ ኣሰልጣኒኣ ኣሰናቢታ ዘላ። ጄራርድ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን…