Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ሽልማት ኣቪዬተርስ ኣፍሪካ ተሸሊመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዳግማዊት ሞገስ ሽልማት ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ኣቪዬሽን ኣርኣያ ንዝኾኑ ውልቀ ቅባትን ትካላትንዝወሃብ ሽልማት ኣቪዬተርስ ኣፍሪካ ብምድብ ፈጠርቲ ለውጢ ተሸሊመን፡፡ ደቡብ ኣፍሪካ ጆሃንስበርግ ኣብ ዝተኻየደ 4ይ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ጅማ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ጅማ ኣምሪሖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ካልኦት ሚኒስትራተን ብምዃን ኢዮም ናብታ ከተማ ተጓዒዞም። እቶም ልኡኻት ጅማ እንትበፅሑ ሓለፍቲ…

ነበርቲ ፍሉይ ዞን ኦሮሚያ ዙርያ ፊንፊኔ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያንን ዘውግዝ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) “ንኢትዮጵያ ደው እብል፤ ድምፀይ ኣስምዕ” ብዝብል መሪሕ ቃል ነበርቲ ፍሉይ ዞን ኦሮሚያ ዙርያ ፊንፊኔ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያንን ዘውግዝ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ። ነበርቲ ከተማታት ቡራዩ፣ ሱሉልታ፣ ገላን፣ ሰበታን ካልኦት…

ነበርቲ ከተማ ጅማን ከባቢኣን ኢድ ኣእታውነት ምዕራባዊያን ዝቃወም ህዝባዊ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ጅማን ከባቢኣን ኢድ ኣእታውነት ምዕራባዊያን ዝቃወም ህዝባዊ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ። እቲ ህዝባዊ ሰልፊ ካብ ንጎሆ ሰዓት 12 ጀሚሩ ኣብ ስታዲየም ጅማ ይግበር ኣሎ። እቶም ነበርቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ህልውና ሃገር ንምኽባር…

ነበርቲ ከተማ ኣሰላ ዘይግቡእ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያን ዝቃወም ህዝባዊ ሰልፊ የሳልጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ኣሰላ ዘይግቡእ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያን ዝቃወምን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድግፍን ህዝባዊ ሰልፊ የሳልጡ ኣለዉ። እቶም ነበርቲ ካብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ዞባ ኣርሲን ከተማ ኣሰላን ከባቢኣን  ዝተውፃእፅኡ ኢዮም። ኣብ ልዕሊ…

ኣብ ከተማ ኣምቦ ዘይግቡእ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያን ዝቃወም ህዝባዊ ሰልፊ ንምስላጥ ነበርቲ ይጓዓዙ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣምቦ ዘይግቡእ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያን ዝቃወም ህዝባዊ ሰልፊ ንምስላጥ ነበርቲ ይጓዓዙ ኣለዉ እቲ ሰልፊ “ንኢትዮጵያ ደው እብል ድምፀይ ኣስምዕ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ። ዕላማ እቲ ሰልፊ ኢትዮጵያ ዘላትሉ እዋናዊ ኩነታት…

ዘይግቡእ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያን ዝቃወም ህዝባዊ ሰልፊ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይግቡእ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያን ዝቃወም ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ሰልፊ “ንኢትዮጵያ ደው እብል ድምፀይ ኣስምዕ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ። እቲ ህዝባዊ ሰልፊ፥  ማሕበራት ሙያ ፣ ሲቪክ…

ርእሰ ምምሕዳር ሙስጠፌ መሓመድ ፑንትላንድ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ፌዴራልን ክልል ሶማሌ ክልል ናብ ሶማሊያ ፑንትላንድ ከተማ ገሮዌ ኣቲዩ። ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ፑንትላንድ ገሮዌ እንትኣቱ÷ ፕሬዚዳንት ምምሕዳር ፑትላንድ ሰኢድ ኣብዱላሂን ካልኦት ላዕለዎት…

ካልኣይ ብርኪ ብሔራዊ መልቀቒ ፈተና 2015 ዓ.ም ብዓወት ተዛዚሙ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ብርኪ ብሔራዊ መልቀቒ ፈተና 2015 ዓ.ም ብዓወት ከምዝተዛዘመ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ዕቤትን ምዕባለን ሃገር ዝረጋገፅ ስነ-ምግባርን ፍልጠትን ፅሬት ብዘለዎ ሓይሊ ሰብ ከምዝኾነ…

ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ኢድ ምእታው ተቐባልነት የብሉን – ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ሉኣላዊት ሃገር ኢድ ምእታው ዘይፍትሓዊ ኣካይዳ ስለዝኾነ ተቐባልነት የብሉን” ክብል ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ገሊፁ። እቲ ቤት ምኽሪ “ንኢትዮጵያ ጠጠው ክብል ኢየ፤ ድምፀይ ከስምዕ ኢየ” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝካየድ…