Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ቁልፊ ዝበሃላ ከተማታት ትግራይ ምቁፅፃር ቀፂሉ

እዋናዊ መግለፂ ኣገልፍሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ቁልፊ ዝበሃላ ከተማታት ትግራይ ምቁፅፃር ቀፂሉ። እዚ እንትገብር ድማ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ከተማታት ውግእ እንተይገበረ ወታደራዊ ዓቕሚ ህወሓት ንምሽምድማድ ዘኽእል ሜላ ተጠቒሙ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ትካላት…

መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብዝምልከት ዝተዳለወ ምርኢት ስእሊ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብዝምልከት ዝተዳለወ ምርኢት ስእሊ ተኸፊቱ። መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፅባሕ ዝኽበር አንትኸወን፥ እቲ ዕለት ዝጠመቱ ዝተፈላለዩ ምድላዋት ይትግበሩ ኣለዉ። እቲ ሎሚ መዓልቲ ዝሳለጥ ዘሎ መርኢት ስእሊ፥…

ኣብ ሊባኖስ ኣብ ፀገም ዝነበሩ ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሊባኖስ ኣብ ፀገም ዝነበሩ 36 ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ተመለስቲ ኣብታ ሃገር ዝተፈላለዩ ፀገማት ኣጋጢሙዎም ኣብ መዓስከር ኮሚኒቲ ማሕበር ኢትዮጵያ ዝነበሩ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄኔራል ኢትዮጵያ ኣብ…

ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ልምዓት ብምግቢ ርእስኻ ካብ ምኽኣል ሓሊፎም ንሉኣላዊነት ኢኮኖሚ መሰረት ዘንብሩ ኢዮም- ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ልምዓት ብምግቢ ርእስኻ ካብ ምኽኣል ሓሊፎም ንሉኣላዊነት ኢኮኖሚ መሰረት ዘንብሩ ከምዝኾኑ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዞባ…

ኣብ ከተማ ደሴ ንግብረ ራዕዲ ህወሓትን ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያንን ዝኹንን ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ደሴ ንግብረ ራዕዲ ህወሓትን ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያንን ዝኹንን ሰልፊ ተኻይዱ። ነበርቲ እታ ከተማ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ምዕራባውያን ሃገራትን ኣብ ሉዓላዊነት ሃገርና ኢዶም ከእትዉ ኣይግባእን ብምባል ኮኒኖም፡፡ ኣብ ዉሽጣዊ…

ትኹረቱ ኣብ ለውጢ ከባቢ ኣየር ዝገበረ ኣኼባ ኣብ ጂቡቲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ትሳተፈሉን ትኹረቱ ኣብ ለውጢ ከባቢ ኣየር ዝገበረን ኣኼባ ኣብ ጂቡቲ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኣኼባ ፕሬዝዳንት ጅቡቲ ኢስማኤል ዖማር ጊሌ ብዕሊ ከፊቶምዎ። ብሚኒስትር ሰላም ብናልፍ ኣንዷለም ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ እውን ኣብቲ…

ንሉኣላውነትን ክብሪን ኢትዮጵያ ድምፅኹም ዘስማዕኹም መላእ ኢትዮጵያውያን መንግስቲ ምስጋንኡ የቕርብ!!

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ንሉኣላውነትን ክብሪን ኢትዮጵያ ድምፆም ንዘስምዑ መላእ ኢትዮጵያውያን ምስጋንኡ ኣቕሪቡ። ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ “ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ሃገሩ ዘይደራደር ከምዝኾነ ሎሚ እውን ብዕሊ ኣፍሊጡ ኢዩ” ኢሉ።…

ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ዘፈር ትምህርቲን ምርግጋፅ ውሕስና ምግቢን ዝገበሮ ኣስተዋፅኦ ዝነኣድ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ዘፈር ትምህርቲን ምርግጋፅ ውሕስና ምግቢን ዝገበሮ ኣስተዋፅኦ ዝነኣድ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ቤት…

ኣብ ከተማ ባሕርዳር ዘይግቡእ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያንን ዝኹንን ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ደሴ ንግብረ ራዕዲ ህወሓትን ዘይግቡእ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያንን ዝኹንን ሰልፊ ተኻይዱ። ነበርቲ እታ ከተማ፥ "ሉዓላዊነትና ኣኽብሩ፣ ኲናት ውክልና ጠጠው ይበል፣ ብስም ርዳእታ ዝግበር ኢድ ኣእታውነት ደው ይበል፣ ግብረ ራዕዲ ህወሓት…

ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ዝኹንን ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ንግብረ ራዕዲ ህወሓትን ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያንን ዝኹንን ሰልፊ ተኻይዱ። እቲ ህዝባዊ ሰልፊ፥ “ንኢትዮጵያ ጠጠው ክብል ኢየ፤ ድምፀይ ከስምዕ ኢየ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ተኻይዱ፡፡ ነበርቲ እታ ከተማ፥ “ብኲናት…